ብቅይዱ ከይዱ!!!

ብኸዩ ህዝብታት፣ ንብዓታት ጨርሑ ቖዝሙ ሰብ ሓደራ፣ ኣውያት ደርጉሑ ተሰለፉ ቀባሮ፣ ንቐብሪ ኣምርሑ ጽን በሉ ሰብ ማዕዶ፣ ኣእዛንኩም ኣስብሑ ኡኡኡኡኡኡይይይይ ይባሃል ኣሎ፣ ኣውያት ሰምዑ መርድእ መርድእ ይብል ኣሎ፣ ኣብ ዘለክሞ ጽንዑ [gview file="http://assenna.com/wp-content/uploads/2018/02/ሃይለ.pdf"]

ብኸዩ ህዝብታት፣ ንብዓታት ጨርሑ
ቖዝሙ ሰብ ሓደራ፣ ኣውያት ደርጉሑ
ተሰለፉ ቀባሮ፣ ንቐብሪ ኣምርሑ
ጽን በሉ ሰብ ማዕዶ፣ ኣእዛንኩም ኣስብሑ
ኡኡኡኡኡኡይይይይ ይባሃል ኣሎ፣ ኣውያት ሰምዑ
መርድእ መርድእ ይብል ኣሎ፣ ኣብ ዘለክሞ ጽንዑ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • k.tewolde February 21, 2018

    It is a docile society which never learns from experience,the neighbors look on and say another one bites the dust and go back to drinking their afternoon coffee thinking they are not going to be next victim. The sad Eritrean saga continues…

POST A COMMENT