Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተበግሶ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን – በዓል 8 መጋቢት 2017

ተበግሶ  ማሕበር  ደቂ- ኣንስትዮ  ኤርትራ ኣብ  ጀርመን e.V                                           Initiative Eritreischer Frauenverein in Deutschland e.V በዓል 8 መጋቢት 2017 ተበግሶ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ምስ ኩሎም ንዲሞክራስን ማሕበራዊ ማዕርነትን ንምንጋስ ዝቃለሱ  ሓቢረን፥ ኣብ  ከተማ ፍራንክፎርት ንዕለት 11.03.2017

ተበግሶ  ማሕበር  ደቂ- ኣንስትዮ  ኤርትራ ኣብ  ጀርመን e.V

                                          Initiative Eritreischer Frauenverein in Deutschland e.V

በዓል 8 መጋቢት 2017

ተበግሶ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ምስ ኩሎም ንዲሞክራስን ማሕበራዊ ማዕርነትን ንምንጋስ ዝቃለሱ  ሓቢረን፥ ኣብ  ከተማ ፍራንክፎርት ንዕለት 11.03.2017  8መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ንምዝካር ይዳለዋ ኣሎዋ። እዛ መዓልቲ እዚኣ ሰብኣዊ መሰልን ጾታዊ ማዕርነትን ብከምይ ይረጋገጽ ብዝብል ንናይ ሓባር ተርድኦ ከነጥሪ ትጽውዓና መዓልቲ ሰለ ዝኮነት ሎሚውን ኣብ ዛልባው ኒድ  ንክንራከብ ብኽብሪ ንጽውዕ።

መራክቢ ቦታ

ዛልባው ኒድ

Saalbau Nied

Heinrich-stahl str 3

65934 Frankfurt

ካብ ሰዓት 15:00 ድሕሪ ቀትሪ እዩ።

ንመሰልና ባዕልና!!!

ብድሐን ምጽኣ/ኡ

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT