Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ትኬት ወፈያ ን ምስረታ ሳተላይት ቴለቢዥን ናብ ኤርትራ ክዝርጋሕ ጀሚሩ – ኣብ ምዝርጋሕ ትኬትን ምውህሃድ ወፈያን ክትተሓባበሩ እትደልዩ ደገፍትን ኣዕሩኽትን ኣሰና ርኸቡና

ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዘለኹም ግዱሳት ደግፍትን ኣዕሩኽን ኣሰና፡ ቴለፎንን ኢመይልን ማሕበራዊ መራኸቢታትን፡ ከተወፍዩ ቅሩባት እናሃለኹም እቲ ናይ ባንክ፡ ፓይፓል፡ ከምኡ `ውን ፔትርዮን ኣገባባት ወፈያ የጸግመኩም ከምዘሎ ዝሃብኩምና ሓበሬታን ርእይቶኹምን ኣብ ግምት ብምእታው ምስ ወከልቲ

ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዘለኹም ግዱሳት ደግፍትን ኣዕሩኽን ኣሰና፡ ቴለፎንን ኢመይልን ማሕበራዊ መራኸቢታትን፡ ከተወፍዩ ቅሩባት እናሃለኹም እቲ ናይ ባንክ፡ ፓይፓል፡ ከምኡ `ውን ፔትርዮን ኣገባባት ወፈያ የጸግመኩም ከምዘሎ ዝሃብኩምና ሓበሬታን ርእይቶኹምን ኣብ ግምት ብምእታው ምስ ወከልቲ ኣዕሩኽ ኣሰና ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብምትሕብባር ድሮ ናይ ወፈያ ካርድታት ኣሕቲምና ኣብ ባይታ ንምዝርግሑ ተቐሪብና ስለዘለና፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣመሪካን ካናዳን እትርከቡ ግዱሳት ደገፍትን ኣዕሩኽን ኣሰና ን 5 ን 10 ወይ ካብኡ ንላዕሊ ከከም ዓቕምኹም ናይ ወፈያታት ካርድ ብምዝርጋሕ ወፈያታት ኣብ ምውህላል ክትተሓጋገዙ ቅሩባት ዝኾንኩም ግዱሳት ደገፍትን ኣዕሩኽን ኣሰናን ንኣሰና፡ ኣማኑኤል ኢያሱ ብኢመይል aseye.asena@giaml.com ተለፎን 00447908585811፡ እቲ ትኬት ኣብ ኣትላንታ ተሓቲሙ ስለዘሎ ኣብ ኣትላንታ ንዝርከቡ ኣዕሩኽ ኣሰና ኣማኑኤል ምሕጹን 770 374-1337 ወይ ኢሳይያስ ስዩም ክትረኽቡዎም ነዘኻኽረኩም።

ብኻልእ ወገን፡ ግዱሳት ደገፍቲ ኣሰና በብወገኖም ወለንታዊ ጉጅለታት ኣዕሩኽ ኣሰና ብምምስራት ወፈያታት ኣብ ምውህላል ይነጥፉ ምህላዎም እናዘኻኸርና፡ ተመሳሳሊ ተበግሶ ክትወስዱ እትደልዩ ግዱሳት ክትረኽቡና ከምእትኽእሉ ንሕብር።

 

ሃገር ኮታ / ብጽሒት ኣባላት ከባቢ/ከተማ ስምን ቴለፎንን ኣውሃሃዲ/ት ኣዕሩኽ ኣሰና
USA

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ

 

 

 

East Coast

West Coast

Midwest

 

ዓንደብርሃን ዑቕበ  +1 (707) 318-8816

 

Canada ኤድመንተን ተኽለሃይማኖት ተ/ልደት

+1 (780) 2005867

 

UK

ዓባይ ብሪጣንያ

London

Leeds

Manchester

Birmingham

Wales

Coventry

Sheffield

 

Germany
Switzerland  ክፍሎም በየነ
Norway  Addis Hailu +4740089817
Holland
Sweden
Italy
France
Denmark
Belgium
Australia
Israel

 

 

 

South Africa

ድቡብ ኣፍሪቃ

ቴልኣቪቭ ገረዝጊሀር መለስ

ልኡል ሊበን

 

የቐንየልና

ኣሰና ፋንውዴሽን

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT