Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ መንጎ ሓይሊ ባሕርን ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳን ኤርትራ ብምኽንያት ምቁጽጻር መሸጣን ኣታዊታትን ጽፍሪ ባሕሪ ዝተጀመረ ምስሕሓብ ብምቕጻሉ፣ በቲ ያታዊ ቁጠባዊ ንጥፈት ዝናባበሩ ክፋላት ሕብረተሰብና ግዳይ ኮይኖም።

እቲ ንነዊሕ እዋን ኣብ ገማግም ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ብዝነብሩ ዕለታዊ መነባብሮኦም ኣብ ፍርያት ባሕሪ ዝምርኮስ ህዝቢ ዓፋር እናተኣርየ ናብ ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ ተሽይጡ ድራር ዕለት ብዙሓት ስድራቤታት ዝሽፍን ዝነበረ ጽፍሪ ባሕሪ፡ ኣዘዝቲ ሓይሊ ባሕሪ ነቶም

እቲ ንነዊሕ እዋን ኣብ ገማግም ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ብዝነብሩ ዕለታዊ መነባብሮኦም ኣብ ፍርያት ባሕሪ ዝምርኮስ ህዝቢ ዓፋር እናተኣርየ ናብ ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ ተሽይጡ ድራር ዕለት ብዙሓት ስድራቤታት ዝሽፍን ዝነበረ ጽፍሪ ባሕሪ፡ ኣዘዝቲ ሓይሊ ባሕሪ ነቶም ድኻታት ኣረይቲ ጽፍሪ ባሕሪ ዜጋታት ብምህዳን እናኣሰሩ ነቲ ዝኣረዩዎ ጽፍሪ ባሕሪ መንዚዖም ንወጻኢ ብምሻጥ ኣብ ውልቃዊ ረብሓኦም የውዕሉዎ ብምህላዎም፣ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ትካላት ናይቲ ስርዓት ከቢድ ምስሕሓብ ተፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

እቲ ያታዊ ቁጠባዊ ንጥፈት ብቐረባ ዝምልከቶ ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ ማዕረ ናብ ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ብምጥራዕ ዓገብ ክብል ኳ እንተፈተነ ሰማዒ ስኢኑ ዝኾነ ምላሽ ከምዘይረኸበ ኣብ ኣስመራን ባጽዕን ዝርከቡ ምንጭታት ሓቢሮም።

እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ፣ “ሓራምዝ ክባኣሱ ኣብ ትሕቲኦም ዘሎ ሳዕሪ የብርሱ” ከምዝብሃል ብሰሪ ‘ቲ ፋሉላዊ ምሕደራ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ስርዓት ዝፈጠሮ ስርዓት ኣልቦነት ነቲ ድኻ ህዝቢ ዓሚጾም ‘ንዓይ ንዓይ’ ዝብሃሃሉ ዝብሃሃሉ ዘለዉ ክልተ ኣካላት ነቲ ካልእ ኣማራጺ ዘይብሉ ምስኪን ርሂጸ በላዕ ህዝቢ ግዳይ ገይሮሞ ከምዘለዉ ኣገንዚቦም።

እቲ ምእንቲ ምንዋሕ ዕድመ ስልጣኑ ንግርጭታት ሓለፍትን ኣካላትን እናባልሐን እናመዝመዘን ናይ ምክያድ ኣመል ዘለዎ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፣ ነቲ ኩነታት ርእዩ ከምዘይረኣየ ስቕ ምባሉ፣ ኣብ ህይወትን መነባብሮን እቲ ድኻ ህዝቢ ቅንጣብ ተገዳስነት ከምዘይብሉ ዳግም ዘረጋግጽ ምዃኑ ‘ውን ረዲኦም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝነብር ህዝብና ንዘበናት ዝዕንገለሉ ዝነበረ ያታዊ  ምግፋፍ ዓሳ ዓሳ ከልኪሉ ከብቅዕ፣ ሕጂ ‘ውን ህዝቢ ጽፍሪ ባሕሪ ምሻጥ ሽይጡ መመላእታ መነባብሮኡ ከይገብር ብኸምዚ ዝኣመሰለ ማሕለኻታት ዕንቅፋት ፈጢሩ ብዘይ ዝኾነ ኣማራጺ ንሽግር ደርብዩ ብጥምየት ከምዝቕጻዕ ምግባሩ ዓቢ ገበን እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Ahmed Mohammed Jaber January 24, 2016

    According to a recent news from Asmara, which I received this morning two persons died in Foro due to hunger

  • yemane January 24, 2016

    Kab eseyas antay yrkeb welahanti tfat tray slezi we have to kill him buy any means.
    Azwe dhankum

  • Berhe Tensea January 24, 2016

    When is the crimes of this mafia regime going to stop? The regime is working hard to harm the poor where ever they may be.
    People who try to make a living through hard work are prevented to do anything. Those who have made it are also getting hunted and robbed of their property every where.
    The modern day Wube is changing the country to hell on earth whereby citizens are made to either flee the country or live in extreme poverty.
    Death to the mafia boss and it illegal shifta style administration.

  • AHMED SALEH !!! January 24, 2016

    Eritreans in every direction of the country became vulnerable to
    suffer under these gangs and they refuse to see straight on each
    other faces . The only way to survive from oppressive regime depends
    at strength of their unity . If present reality couldn’t teach us a lesson , I don’t think we can lead our future .
    HGDF high rank officials won’t give up if our people including the
    do nothing political organization leaders couldn’t wake up to stop
    their dirty practices .

POST A COMMENT