BREAKING NEWS: ኣብ ዱባይ ስልጠና ሓይሊ ኣየር ወሲዶም ዝተመረቑ 4 ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ወጻኢ ሃገር ዑቕባ ሓቲቶም።

ኣብ ዱባይ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ስልጠና ሓይሊ ኣየር ብምውሳድ ካብ ዝተመረቑ 12 ኤርትራውያን መንእሰያት፣ እቶም ኣርባዕተ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምርሕራሕ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዑቕባ ሓቲቶም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። እቶም፣ ናይ ልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ስልጠና ፈጺሞም ድሕሪ ምምራቖም ነቲ ምልካዊ ስርዓት ራሕሪሖም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ መንእሰያት ካብ … Continue reading BREAKING NEWS: ኣብ ዱባይ ስልጠና ሓይሊ ኣየር ወሲዶም ዝተመረቑ 4 ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ወጻኢ ሃገር ዑቕባ ሓቲቶም።