ኣኼባ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ሰያትልን ከባቢኣን

[gview file="http://demo.assenna.com/wp-content/uploads/2016/03/opposition-for-justion.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Dawit kflezghi March 19, 2016

    ልብና እንተ ቀኒዑ ዓሲልና ኣብ ሓደ፡
    ዘይስገር ዬለን ጹንኩር ዝኸበደ፡ዋላ ተገደደ፡
    ሓባራዊ ማእቶት ሓቢሩ ዝኸደ፡ ፍርያት ኣሎዎ ጠሊ ዝወረደ፡

    ምክብባር ውህደት ቀንዲ ቁም ነገሩ፡
    ሓወይ ሓብተይ መኽስብና እንዳአሉ፡
    መዓትና ኣዝሒሉ ምሕረት ዝወርደሉ፡
    ካብ ህልኻት ንጻእ ስቓይና ኣይንረሩ፡
    መፍቱኡ ኣባይና፡ስንቁኡ ቁጻሩ፡ንፍለጣ ሚስጢሩ፡
    ስለዚ ደቂ ዓደይ ኩልና ብሓበራ፡
    ደቂ ዛ! ለዋህ መሬት ሃገርና ኤርትራ፡
    ቃናና ብሃገር ትግባሬ መዓላ፡ወስታና ኣብ ሓደ ንስራሕ፡ነኒክላ፡

    ንምራሕ ንማራራሕ እንካ ሃባ፡
    ሃገራዊ እጃም ብዓጀባ፡ ክሓልፍዩ! ኹሉ መከራ ጸበባ፡ እኖሆ ዶ! ባና፡ ይረኤ ቀረባ፡ ባይቶ ዓዲ ብወግዒ እንዳባ፡

    Dawit kflezghi
    Seattle

  • Afom March 19, 2016

    THE CANDLE OF TRUE FREEDOM MUST COME FROM YOU NORTH AMERICA. LEAD US TO VICTORY. LET US HAVE A UNITED STATES OF ERITREA WHERE ALL ITS PEOPLE ARE EQUALLY REPRESENTED. THE GUG MANGUG MUST BE BURIED BEFORE THEY BURY THE COUNTRY FOR EVER. REMEMBER WHAT A LULA ABANEGA DID TO OUR PEOPLE IN THE 1880S

POST A COMMENT