Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሎንዶን ኦንታሪዮ ካናዳ

ኤ.ሃ.ባ.ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ብኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፣ መግለጺ ንምስማዕ ፡ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣኼባዚ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ይዕደም። ዕለት፡ ሰንበት መጋቢት 04/2012 ስዓት፡ ካብ ስዓት 4፡00ድ.ቀ.-ክሳብ- 8፡00ድ.ቀ. ቦታ ኣኼባ፡ 380 ADELAID STREET

ኤ.ሃ.ባ.ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ

ብጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ብኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፣ መግለጺ ንምስማዕ ፡ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣኼባዚ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ይዕደም።

ዕለት፡ ሰንበት መጋቢት 04/2012

ስዓት፡ ካብ ስዓት 4፡00ድ.ቀ.-ክሳብ- 8፡00ድ.ቀ.

ቦታ ኣኼባ፡ 380 ADELAID STREET NOTH

LONDON, ONTARIO.

 

ንኡስ ሽማግለ ሎንዶንን ከባቢኣን

ብደሓን ምጹ!

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT