Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ ሓበሬታ ብኣጋጣሚ (መበል 55) ባሕቲ መስከረም ኣብ ሎንዶን ፡ ዓባይ ብሪጣንያ

  ብምኽንያት በዓል መበል 55 ዓመት ንዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 1961 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ንምብዓል ፡ ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ሰፊሕ ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ስለዘሎና ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ታሪኻዊ

 

ብምኽንያት በዓል መበል 55 ዓመት ንዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 1961 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ንምብዓል ፡ ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ሰፊሕ ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ስለዘሎና ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ታሪኻዊ ዕለት ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብኣክብሮት ንዕድመኩም፡

ዝካየደሉ ዕለት፡ ሰንበት – 11/09/2016

ዝካየደሉ ቦታ፡

Anti – Tribalism Movement House,

Market Approach, Off Lime Grove,

Shepherd’s Bush,

London W12 8DD

 

ሰዓት፡ ካብ ሰዓት 5 ድ . ቐ ክሳብ  9 ድ . ቐ

ብደሓን ምጹ

ኣወሃሃዲት በዓላት ዓባይ ብሪጣንያ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT