Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳያስን ሕሰም ህዝብናን እትን ንታሕቲ እትን ንላዕሊ

ነጻነት ኤርትራ ብከቢድ መስዋእቲ ምስተረጋገጸ፡ኣብ 1991 ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ጊዚያዊ መንግስቲከም ዘቖመ ዝዝከር’ዩ። እቲ ቀንዲን ፈላምን ዕላማ ቅዋማዊመንግስቲንምቛም ስለዝነበረ፡ ኣብ 1991 ጊዚያዊ ሃገራዊ ባይቶኤርትራከም ዝቐውምተገይሩ። ዕማም ናይቲ ባይቶ ንቅዋማዊመንግስቲ መሰረት ዝኸውን ርእሲ ኩሉ ሕጊ

ነጻነት ኤርትራ ብከቢድ መስዋእቲ ምስተረጋገጸ፡ኣብ 1991 ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ጊዚያዊ መንግስቲከም ዘቖመ ዝዝከር’ዩ። እቲ ቀንዲን ፈላምን ዕላማ ቅዋማዊመንግስቲንምቛም ስለዝነበረ፡ ኣብ 1991 ጊዚያዊ ሃገራዊ ባይቶኤርትራከም ዝቐውምተገይሩ። ዕማም ናይቲ ባይቶ ንቅዋማዊመንግስቲ መሰረት ዝኸውን ርእሲ ኩሉ ሕጊ ዝኾነ ቁዋማዊ ሕጊ ንምንዳፍን ንምጽዳቕንኢዩ ነይሩ።ስለዝኾነ ድማ ጊዚያዊ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ወርሒ መጋቢት 1994 ኮምሽን ምርጫ ብኣዋጅ ኣቚሙ፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
8 COMMENTS
  • hebron October 29, 2013

    ኣብዚ እዋን እዚ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከቢድ ድቃስ ኮይኑ ናይ ዝሓለሞ ጋህዲ ንምርኣይ ዝበራበረሉ እዋን ኢዩ ። እቲ ዘሕን ግና ሰባት ብጋህዲ እናተሳቀዩ፡ ምድሪ ኤርትራ እናዓነወት ፡ ተስፋ ኤርትራ ዝኾኑ መንእሰያት እናተዋሕጡ ኤርትራ ናብ ሲኦል እናወረደት ሲኦል ድማ ናብ ኤርትራ እና ደየበት እንኮላ ፡ ናይ ገበን ፍርናሽ ተነጺፉ ናይ ምትላል ኮበርታ ተኸዲኑ መጻኢ ተስፋ ህዝቢ ተተርኢሱ ቀልጢፉ ከይትስእ ኣብ ጎድኑ ኾይኖም ከይትስእ ዘሳስዩሉ ተከተልቱ እንቆሮ እናማሞቁ እንተደሃሮ ድማ እናንበድበዱ ዘዝሕልሉ መዳቅስቱ ጥራይ ዘይኮኑስ መታትቱ ምኻኖ ሲ ተረዴኡዎም ይኸውን።
    ድሕሪ 23 ዓመት ምብርባሩ ናይ ዝገበሮ ቃለ መሕትትን ከማጣልዖም ጀሚሩ ኣብ ምድሪ ጥልያን ናይ ዝጠሓሉ ዕሸላት መንእሰያት ሞት ደወል ኣብ ጉንዲ እዝኖም ክድውል ምስጀመረ ሕጂ ውን ንርሶምን ንሰዓብቶም ዘደቅስ ንሳቶም ናብ ናይ ተመሳሳሊ ሕልሚ ዘእትዎም ንዓና ድማ ናይ መውጽኢ ዘይብሉ ውዱዕ ኩነት ዚሸመና መደቀሲ ከኒና እናመሃዙ ምኻኖም ዘጠራጥር ነገር ኣይኮነን ።
    ኮይኑ ግና ሕጂ ንሕና ንዝተጸበኖዮን እንበሺ ኣዝዩ ዝበታተነናን ዝመረረናን ትጽቢ ኩዉን ዝገብር ናብ መወዳእታ ዘብጽሓና ከምኡ ውን ብሩህ መጻኢ ከነማዕዱ ዘኽእለና ብልቦናን ምስትውዓልን ዝተመልኤ ከምቲ ናይ ቅድሚ ሒጂ ዝፈልየና ዘይኮነስ ዝጠምረና ነቲ ዝሓለፈ እግርናን ጸበባናን እንብቀለሉ ናይ በረኸትን ብልጽግናን ዘመን ግሁድ ንምግባር ልቦናና ነስፍ ሎሚ ኤርትራ ህዝባን እንናፍቆ ሓቂን ቅንዕናን ዝመሰረቱ ቅዋም ይቅሬታ፡ ዕርቅን ፍቅርን ዝመትከሉ ህዝቢ ፡ ምጽንናዕን ምድግጋፍን ዚራኢኡ ወለዶ ኪንሃንጽ እንተዘኪእልና ።
    እቶም ቅድሚ ሒጂ ዝተሳሃሉና ብልሹዋት ልማዳት ንሰባት ዘገንዝዙ ናይ ምድንጋር ፕሮፖጋንዳታት ብሓቂን ቅንዕናን ነቶም ንሓድሕድ ዘባልዑና ምፍልላያት ብዕርቅን ፍቅር ነቶም ካብ ብዝሒ መከራን ክሳራን ዝተላዕለ ዝደሃኩናን ዝደሃሉናን ባህሪያት ገፋዕቲ ብምጽንናዕን ምድግጋፍን ብምቅላል ዘይኮነስ ዋጋ ብምውህሃብን ብምድንናቅን ኪንከይድ ብግዲ ከድልየና ኢዩ ።
    እዚ ነገር እዚ ነስተውዕል ከምቲ እዞም ሕጂ ኣበይ ነርኩም እናበሉ ርእሶም ንምግልጋል ሓራ ኣውጺናኩም እናበሉ ዝንየቱልና ዘሎዉ ዓስቢ ጀጋኑ ዝኾነ ነጻነት ዝወሓጡ መብጽዓ ዝተለሙ የግዳስ ኣብ ብስም ነጻነት ዝተለበጠ መሪር ባርነት ዝሸመሙና ደናቁር ከይንኸውን ንጠንቀቅ!ወደሓንኩም ሓድሽ

  • ganshera anbetha October 29, 2013

    ፕረሲደንት ሃ.ማ.ደ.ኤ ወ/ሮ ልዑል ገብርኣብ: ኣብ ሚላኖ ብዕለት 19/10/2013 ኣብ ሮማ ድማ ብዕለት 20/10/2013 2 ዓበይቲ ኣገዳሲ ትምህርቲ ሓዘል ሰሚናራት ኣካይዳ። ኣብቲ ኣብ ሚላኖ ዝተገብረ ፣ ካብ ቦሎኛ ፣ ብረሻ፣ ጀኖቫ፣ ፓርማ፣ ረጅዮ-ኤሚልያ…. ኣብቲ ናይ ሮማ ድማ ካብ ፊረንሰ፣ ናፖሊ፣ ተራሞ፣ ካታንያንን ዝመጻ ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ተኻፊለንኦ። ብዝሒ ተኻፈልቲ ካብ ትጽቢት ንላዕሊ ኮይኑ እቲ ሰሚናር ኣድማዕን ጠቓምን እዩ ኔሩ፣ኣብዚ ሰሚናር ዋና-ጽሓፊት ሃ.ማ.ደ.ኤ ኤውሮጳ ወ/ሮ መርየም ያሲን ተረኺባ ኔራ::

    ኣርእስቲ ሰሚናር ብዛዕባ ስነ-ኣእምራዊ ኩናት ማለት ኣብ ኣእምሮ ወድሰብ ዝካየድ ኩናት፣ ትርጉሙን ዕላማኡን ናይዚ ተግባር እዚ ፣ እቶም ቀንዲ ተዋሳእቲ ኣንጻር ሃገርና ዝንቀሳቐሱ ዘሎዉ ባእታታት፣ ኣብ ልዕሊ ኤሪትራን ህዝባን ብፍላይ ከኣ ኣብ ልዕሊ መንእሰያትና ዝካየድ ዘሎ ረቒቕን የዕናዉን ኩናት ብኸመይ ከም እንምክቶም ዘርዚራ ብሰፊሕ ኣረዲኣ::

    ብዛዕባ ኣብ ደሴት ላምፐዱዛ ዝጠሓሉ ግዳይ ናይዚ ስነ-ኣእምራዊ ኩናትን ሰብኣዊ ፍልሰትን ዝኾኑ ዜጋታትና ኣልዒላ ድማ ንቤተሰቦም ጥራይ ዘይኮነ ንምሉእ ሃገር ዓቢ ክሳራን ሓዘንን ስለ ዝኾነ፣ ንኸይድገም እቶም ፣ሃገርና ኣጥምዮም ንመንእሰያትና ካብ ሃገሩ ከምዝስደድ ዝገብሩ ዘሎዉ ግዳማውያንን ዉሽጣውያንን ጸላእትና ኣትሪርና ክንቃለሶም ከምዝግባእ ኣታሓሳሲባ። ንኹሉ ዝቐርበላ ሕቶታት ድማ ኣዕጋቢ መልሲ ብምሃብ ዕዉት ሰሚናር ደምዲማ።

    ኣብ መዛዘሚ ድማ እዛ ትስዕብ ዓባይ ትምህርቲ ዝሓዘለት ጥቕሲ ኣንቢባ፣

    ሃገረይ ! ሃገረይ! ሃገረይ!
    ኩሉ እንትናይ ንዓኺ !!
    ትቕናዕ ትቕነን ሃገረይ !!
    እንተቐኒዓ ክንዕቅባ !!
    እንተቀኒና ከነቅንዓ !!!

    ዓወት ንሓፋሽ
    ኣካያዲት ኣካል ሃ.ማ.ደ.ኤ. ኢጣልያ
    Did you see may be she has owned residential house in Asmara.Without any interest no boday support PFDJ regime.From my observation on their taken photo most oif these participants looks like TSEFARAT(fighters) in Italy.
    I can only concluded that AJEB AJEB AJEB!!!!!!!!!!!!
    And also ZYSNEKA HUTSA QORTHUMELU
    They had to discuss why those victims youth and children forced to leave their beloved country?

  • fthawi October 29, 2013

    hawna halowlow aytbel iseiasn meselutun nhzbi eritra ketfuE ElameOm eyu eti hto nay elama guday eyu eti haqi dma Abraham yaye gelitswo alo

  • merhawi October 29, 2013

    n’Sa KAB sdrabiet swu’At zehdegeto villa alewa: iten ms’a ZTE’akeba deqibdama dma ab Asmera hanti gojo thlwen. hgdefn kedemtan m’enti tsebib Reha’Om hzbin hagern kdahakhu inare’Ayu ab l’eli riesatat ziegatatna guayla ztekhlu: hlina zeyblom demeniatat hzbi eritrana iyom. Sala qalsi hzbi Eritrea d’ma guhaf nay tarikh koynom zterfulu gizie rhuqh aykonen. B’ Hgdef zqhenenet hager b’ Hgdef ktqeni’e ilka mchirah badosh fekhera iyu. Hgdef kab sur- serawra mstemahwet tiray

  • fthawi October 29, 2013

    tewesaki nay wedi jerjo interview teketatel dhriE isaias afewerki men kemkanu kberhalka eyu

  • merhawit October 29, 2013

    …tiray iya tzelmita zela meriet tberh. B Hgdef it’berqh tzehay ab hagerna keto kemzeyela hzbna xbuqh gieru tegenzibuwo iyu.
    Luul Gebreab bza’eba mesel deqenstyo tgdes neyra intetkhewn: awyat nayten bhalefti aashakir isaias me’altawi zdferan zwaredan zelewa ahatnan deqinan semi’a ab gonen dew mbelet. Intekhone n’san Seb’ayan gele kabtom gezefti aasa banda isaias slezkhonu: KAB’om xbuqh neger krkeb zkaal akonnen. KAB tseba zeyterekhbes kab matcheba!!!
    Iten ms Luul zettaqhi’a deqi-bdama mebzah’t’En mehayim: bh’gawi yikhun bzeyhigawi zrekheb’o genzeb ab banca nayti znebralu aadi zeykone: ab consulatn seleytin Hgdef iyen zihab’a.
    Kbri Eritrawyan nk’hdes: wegid janda Hgdef.

  • Haben October 29, 2013

    ክብርቲ መርሃዊት—-
    እተን ምስ ልኡል ገብረኣብ ዝተኣከባስ ፣ መሃይም–ደቂብዳማ– ከደምቲ–ወዘተ ኢየን ኢልክየን። ኣነ ከማኺ ሓደ ስዲ ነይረ እንተዝኸውን
    (እሞ ኣብ ስደት ክድምና ዘይትፈልጢ ወይ ዘይትሰርሒ እንተኾንክስ ዝምውና`ያ እታ ካልእ ስራሕ) ኢለ ኣስፊሐ ምጸሓፍኩልኪ ነይረ። ግና ምስ ከማኺ—? ይትረፈኒ—። እዚአን ህዝበንን ሃገረንን ብኻልእ ወገን ከኣ ደቀንን ደቂ ደቀንን ዝናበያ -ዘዕበያ- ኮቲ ታሪኸንን ሞያአንን ዘርዚርካ ዘይውዳእ ጀጋኑ ሰብ ጽቡቕን ዓቢ ታሪኽን ኢየን። እዚ ንስኺ እትፈልጥዮ ኣይመስለንን። ምኽንያቱ፣ ምናልባት ካብ ሓንቲ ጽዒራ ወይ ሰሪሓ ወይ ካብ ሓንቲ በዓልቲ ሓዳር ዝተወለድኪ ኣይመስለንን፣ እንታይ ደኣ ካብ ሓንቲ——-

  • jemal October 30, 2013

    @HABEN
    KIDMI MESEL DEKINSTYO TIZAREB BZABA HADARA ZEYGEBERET.M.G TEKLAY H/SLASE KINDEY DEKI ANSTIYO ZEYBALASHWE IMO BZABA SAWA INTNIZAREB KINDEY BMELKIEN TEMERITSEN ZETEGESASA KEGELGILA KINEY DIKALA ZEHAZA BZEYMEDEBEN SO MESELA ZEFELETET MESEL DEKINSTYO KITHULU AYTIKILIN IYA,

POST A COMMENT