Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዓስቢ 130 ግዳይ ጊልያነት፡ ንፈንጠዝያ ሓደ ኩርኩር ህግዲፍ

ጉጅለ ህግዲፍ፡ 33ሚልዮን ናቕፋ ብምብኻን ኮራኹሩ ኣብ በዓል ሓሙሽተ ኮኸብ ሆቴል  ዝፍንጥዙሉ ኣኼባ ኣካይዱ።ኣብዚ ካብ ትማሊ ዓርቢ ክሳብ ጽባሕ ሰኑይ ኣብ ቢርሚንግሃም ሂልተን ሆተል ዝግበር ዳንኬራ ንነብስወከፍ ኩርኩር ንመዓልቲ ልዕሊ ዓሰርተ ሹዱሽተ ሽሕ(16,000 ናቕፋ)ከምዝተኸፍለ  ልኡኻት

ጉጅለ ህግዲፍ፡ 33ሚልዮን ናቕፋ ብምብኻን ኮራኹሩ ኣብ በዓል ሓሙሽተ ኮኸብ ሆቴል  ዝፍንጥዙሉ ኣኼባ ኣካይዱ።ኣብዚ ካብ ትማሊ ዓርቢ ክሳብ ጽባሕ ሰኑይ ኣብ ቢርሚንግሃም ሂልተን ሆተል ዝግበር ዳንኬራ ንነብስወከፍ ኩርኩር ንመዓልቲ ልዕሊ ዓሰርተ ሹዱሽተ ሽሕ(16,000 ናቕፋ)ከምዝተኸፍለ  ልኡኻት ድምጺ ረድዮ ኣሰና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።ነዚ ብኽነት ብዝምልከት ብተለፎን ዘዘራረብናዮም ኣብ ኤርትራ ኣብ ግዱድ ወተሃደራዊ ጎዳጉዲ ተጸሚዶም ዘለው መንእሰያት፡ንሓደ ኩርኩር ህግዲፍ ኣብቲ ሆተል ዝተዘርወ ገንዘብ፡ንመማቕርቲ ተባሂሉ ዝቁረጽ ገንዘብ ከይተጸብጸበ ወርሓዊ ደሞዝ 130 ኣባላት ከምዝኾነ ገሊጾም።ንሳቶም ከምዝብልዎ ህግዲፍ ንመራሕቲ ደምሂትን ካልኦት ውድባት ብደረጃ ኤርትራ ኣብ ዝለዓለ ሆተል ሓቑፉ ዘጥፍኦ ገንዘብ ከይኣክል፡ኣብ ኤውሮጳ ንፈንጠዝያ ኮራኹሩ ሚልዮናት ናቕፋ ምዝርዛሩ፡ክሳብ ግብኣተ መሬቱ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘለዎ ንዕቀት ከምዝቕጽሎ ዘረጋግጽ እዩ ኢሎም።

እዚ ድማ ምስቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ እናጠመየ 10ይ ዓመት በዓል ንምጽንባል ደርግ ዝገበሮ ዳንኬራ ከምዝመሳሰልን ፋሽስታውያን ሕብሮም እምበር ተግባራቶም ሓደ ከምዝኾነ የነጽር።

ኣብዚ ቐረባ ጊዘ ነቲ ወዲውሻጠ መህግዲፍ(ypfdj) ዝነበረ  ድማ፡ህግዲፍ ዕድመ ስልጣን ንምልቃብ ነቶም ኣብ ወጻኢ ተወሊዶም ዝዓበዩ ብዛዕባ ኤርትራ ቅንጣብ ሓልዮት ዘይብሎም ብኣኼባ ተሞኽልዩ፡ ብመስተን ዝሙትን ሓንጎሎም ከምዝቆጻጸር ሓቢሩ ነይሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
20 COMMENTS
  • Genet April 3, 2013

    EMBASORYA

    YOU THINK YOU HAVE A BRAIN. AND YOU THINK WOYANE IS A BOOGEYMAN. WE ERITRAN, NOTHNING I TELL YOU NOTHNING SCARE US. WOYANE THE BOOGEYMAN IS A SCARE TACTICS THAT HAS BEEN OVERUSED BY PFDJ AND THE DICTATOR. IT IS NOT WORKING SO KNOCK IT OFF BROTHER.
    Genet

  • weygud? April 4, 2013

    dehan delayuu yetefealom hegdef meseuu tetehaheyezom keaa yetefeu eyom men eyom metafetuu feleyetena sele delena negezeye negedefo

POST A COMMENT