ዕለታዊ ምጽናትና ከኸትም ካብ እናሰማዕና ምጽቃጥ ንበራበር!!!

[gview file="http://demo.assenna.com/wp-content/uploads/2015/04/CANDLE-VIGIL_ogbay.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
8 COMMENTS
  • hager Bahri April 27, 2015

    ሃገር መጀመርታ ህዝባ ምበር እቲ ክልላዊ መሬታ ኣይኮነን ሃገር ዝገብራ። ንሕና ድማ ወይ ተስውዲድና ኣለና፡ ወይ ኣብ መንገዲ ስደት ኣለና፡ ወይ ውን ንኽንስደድ መንገዲ ስኢና ምበር ብሓሳብ ሲ ወዲእናዩ ኣለና። ስለዚ ሃገር ናብ ምጽናት ተምርሕ ኣላ። ብልክዕ ምብርባር ከድልየና ዩ። ሰብ ይመውት ኣሎ፡ ሕማቕ ኣማውታ-ኣይሕረድ ኣሎ፡ ኣብ ባሕሪ ቀለብ ዓሳ ይኸውን ኣሎ።

    ስለዚ ምብርባር የድልያና ሎ። የእዳውና ናብ ካልእ ኣይነዋጣውጥ። ጌጋ ወይ ጉድለት ኣብ ነፍሲ ወከፍና ዩ ዘሎ። ኣብ ሓሳባት ምበር ኣብ ሰባት ኣይንእመን። ብሓሳባት ምበር ብሰብ ኣይንዛረብ።

    ሓሳባትና ነጻ ሓሳብ ይኹን። ክንሰምዕ ንኽኣል። ክንመሚ ንኽኣል። ክንቅበልን ክንነጽግን ኣብ ነጻ ኣተሓሳስባ ምበር ኣብ መን በሎ ኣይመርኮስ። ንሓባራዊ ረብሓ ክንሰማማዕ ድማ ግድን ዩ።

    • rezen April 28, 2015

      Nine Principles for a Nation with Nine Regions by:
      “hager Bahri on April 27, 2015
      1.የእዳውና ናብ ካልእ ኣይነዋጣውጥ።
      2.ጌጋ ወይ ጉድለት ኣብ ነፍሲ ወከፍና ዩ ዘሎ።
      3.ኣብ ሓሳባት ምበር ኣብ ሰባት ኣይንእመን።
      4.ብሓሳባት ምበር ብሰብ ኣይንዛረብ።
      5.ሓሳባትና ነጻ ሓሳብ ይኹን።
      6.ክንሰምዕ ንኽኣል።
      7.ክንመሚ ንኽኣል።
      8.ክንቅበልን ክንነጽግን ኣብ ነጻ ኣተሓሳስባ ምበር ኣብ መን በሎ ኣይመርኮስ።
      9.ንሓባራዊ ረብሓ ክንሰማማዕ ድማ ግድን ዩ።”

      Suggestion: May demo.assenna.com Management consider the possibility of adopting the above principles,(with some refinement,as necessary)and post it as a permanent emblem of this website.
      Thanks and appreciation to the author.

  • AHMED SALEH April 28, 2015

    For sure it is easy to put the blame of our problems on ISSAYAS . The truth is ,
    after independence our people saw signs of his wicked inclinations from some
    unnecessary actions inside Asmera and other places but people responded with
    approval at any decisions under his supervision which took place .
    Learn from past mistakes which created self made enemy who might destroy you
    at any time available . Unfortunately the majority for too long ignored blindly the
    downfall path which leads to our demise because we were not truthful for ourself .

  • Simon G. April 28, 2015

    ኣቶ ዑቕባይ:
    ዘረባኻ: ረዚንን ዕምቆት ዘለዎን ‘ዩ። ደሓር ከኣ ካብ ከምብሪጅ ማሳቹስትስ እንዲኻ! ዓዲ ምሁራትን በላሕትን!
    ገለ ዶ ወስ ከብል? ከም ዝመስለኒ: ዝበዝሕ ኤርትራዊ ትጸገም ይፈልጦ ‘ዩ (ብጀካ ቶም እንስሳ ዘገዶም ዶ ክንብሎም፥-እንዳሰምዑ ዝጸመሙ?)። ናተይ ሕቶ ግን: ወይ ጠንቂ ጸገምና ብንጹር ኣይተረዳእናዮን: ወይ ድማ በለጽ ከምዘይሓልፍ ይጻውተልና’ሎ። ኢሳያስ ‘ኳ ሕጂ ኣይኮነን ገዚኡና: ዳርጋ ናብ ሜዳ ውጽእ ምስበለ’ዩ።
    እትዝዓበየ ጌጋ ኣብይ መስለካ (ብናተይ ኣረዳድኣ)? እቲ ፈላጥ ነቲ ዘይፈላጥ ከም ፈላጥ ክቕበሎ ምስጀመረ ‘ዩ። እቲ ጠንቂ: ኢሳያስ ከም ፈላጥ ምቕራቡ ኣይኮነን። የግዳስ እቶም ልዕሊኡ ምኩራትን ፈላጣትን: ንዕኡ ከም ብጹእ ምውሳዶም ‘ዩ። ብድሕሪኡ ዝተረፈ የለን። ምምሕዳር ጨጓር ዳንጋ። ኣየወ ጨጓር ዳንጋ! ጭርጭር ዓበደ ኮይኑ ደው።

  • Weyo April 28, 2015

    Before Dangers at Sea, African Migrants Face Perils of a Lawless Libya

    By DAVID D. KIRKPATRICKAPRIL 27, 2015

    ZAWIYAH, Libya — The two 8-year-old Eritrean boys had ridden for days across the deserts of Ethiopia, Sudan and Libya packed in the back of a truck with two other children and a dozen adults. Then they spent another month trapped in a crowded farmhouse that the smugglers used as a pen to store their human cargo.

    Finally, in the dark of night, a rubber dinghy ferried the two boys, Hermon Angosom and Efrem Fitwi, out to a creaking fishing boat jammed with more than 200 others, including 39 children — the youngest a 2-year-old in the arms of his mother.

    Both cried. “We were afraid of the boat,” Hermon recounted impassively. …

    http://www.nytimes.com/2015/04/28/world/africa/libya-migrants-mediterranean.html?_r=0

    ————-

  • Teclay April 28, 2015

    Hager Bahri//Simon. G

    Hager Bahri

    Perfect nothing to add.

    Somon. G
    You said “ወይ ጠንቂ ጸገምና ብንጹር ኣይተረዳእናዮን: ወይ ድማ በለጽ ከምዘይሓልፍ ይጻውተልና’ሎ። ኢሳያስ ‘ኳ ሕጂ ኣይኮነን ገዚኡና: ዳርጋ ናብ ሜዳ ውጽእ ምስበለ’ዩ።
    እትዝዓበየ ጌጋ ኣብይ መስለካ (ብናተይ ኣረዳድኣ)? እቲ ፈላጥ ነቲ ዘይፈላጥ ከም ፈላጥ ክቕበሎ ምስጀመረ ‘ዩ። እቲ ጠንቂ: ኢሳያስ ከም ፈላጥ ምቕራቡ ኣይኮነን። የግዳስ እቶም ልዕሊኡ ምኩራትን ፈላጣትን: ንዕኡ ከም ብጹእ ምውሳዶም ‘ዩ ”
    Simon ,this week you upgrade yourself i congratulate to you.You start to post good comments.

    Mr.Uqbay.
    The title is good.Even though it is late , trying is better than doing nothing. As you said you are studying the basic cause of the tragedy. Good,If you come with practical new aggressive solution ,that is what one expects from its elite.
    Mr.Uqbay i had had a critical questions ,you might be happy to read it ,but i doubted if the free press Assena staff would let them.So,i drooped them unwillingly.

  • Truly Truly i say to you April 28, 2015

    ኽቡር ኣያና ኣቶ ዑቕባይ ገብረመድህን፣ ኣማን ብኣማን ቅኑእ ኣለኹም።

    “ትብዓትን ጭካኔን ክልቲኦም ተጻያት መለለይቲ ደቅሰብ ኢዮም፣ ስለዚ ክልቲኦም
    ኣብ ሓደ ሰብ ኪህልዉ ዝከኣል ኣይመስለንን። እቲ ምንታይ፡ተባዕ ፍትሐኛ`ዪ፣
    ንሰብ ኪብድል ኣይብገስን´ዩ፣ ርእሰ ምትእምማን ይውንን፡ መን ምዃኑ ከፍልጥ ኣይግደስን፣ ኣብ ርእሰ ምክልኻል ከኣ ድምብርጽ ኣይብሎን። ብኣንጻሩ፡ጨካን ሰብ ርእሰ ምትእምማን የብሉን፣ ሕይወቱ ብመን ምዃኑ ናይ ምርኣይ ምስሉይነት ዝተገዝአ´ዩ። ጭካነ ውላድ ፍርሃት ከም ምዃና መጠን፡ ከይቀደሙኒ ክቕድም ባህሪያት ጨካን ሰብ´ዩ። ፈራህ ሰብ ተባዕ ኪመስል ኩሉ ግዜ ሰባት ይለክፍ፣ ይድህል፣ የነኣእስ፣ የጕባዕብዕ ደንዳኒ ስለ ዝኾነ፡ ንተባዕ ሰብ ጐሲዩዎ`ዩ ዝሓልፍ። ጨካን ሰብ ፍትሒ ኣይንታዩን´ዩ፡ ዓማጺ ባህሪያት መለለዪኡ ዩ። ኪዕብልል ይደሊ፡ ህውከት ምፍጣር ይህቦ።”
    ኢልኩም በቲ ዝሓብክሞ ናይ ሰን ኣእምሮ ትንተናን፣ በቲ ኣብ ተቃውሞ ክፍልታት ዝረኣይ ዘሎ ዘሕፍር ድንቁርናን፣ ጸቢብ ወገናዊነትን ኣመልኪትኩም ዝሓብኩሞ ረዚን መልዕክቲ፣ ኣዝዬ ስለዝስማማኣሉን ስለዝኣገብኩን ካብልበይ ንዘለኒ ምስጋናን ኣድናቆትን ክገልጸልኩም እፈቱ።

  • kibrom April 29, 2015

    kkk…ehitin wetatu sheyeti hager dikum haleyti hizbi tsbah ngho kea tkeda kiteakeba debrezeyti wekaru zrugat meanta kkk….

POST A COMMENT