Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዕድመ ንኽብሪ በዓል 8 መጋቢት

ንዝኽሪ በዓል 8መጋቢት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት / ሃገር ጀርመን: ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኩሉኹም ኤርትራውያን ደቂ- ሃገር፡ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ጀርመን ንዕለት 07.03.2020 ሰዓት 14፡00 ድሕሪ ቐትሪ ዝጅምር ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ- ኣንስትዮ ብድምቐት ንምብዓል ተዳሊና ስለ

ንዝኽሪ በዓል 8መጋቢት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት / ሃገር ጀርመን:
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኩሉኹም ኤርትራውያን ደቂ- ሃገር፡ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን

ኣብ ጀርመን ንዕለት 07.03.2020 ሰዓት 14፡00 ድሕሪ ቐትሪ ዝጅምር ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ-
ኣንስትዮ ብድምቐት ንምብዓል ተዳሊና ስለ ዘለና ምሳና ሓቢርኩም ንኽትውዕሉ/ላ ብኽብሪ ንዕድም።

ዝበዓለሉ ቦታ ኣብ ቐጻሊ ክንሕብር ኢና።
መደባት፡
1. መግለጺ ንዝኽሪ ባዓል 8መጋቢት
2. ሰሚናር ብትግርኛን ዓረብን ተራን ኣድላይነት ጥርናፈን ደቂ-ኣንስትዩ
3. መዘናጋዒ ሙዚቓን ሰነ ጽሑፍን
ድሓን ምጹ /ጻ
ሽማገለ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT