ዕድመ ንጽምብል ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራዉያን ይኣክል ንምልኪ ዓባይ ብርጣንያ ኣብ ከተማ ለንደን

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ህዝባዊ ምንቅስቓስ  ኤርትራዉያን  ይኣክል ንምልኪ ዓባይ ብርጣንያ፥ ንዕለት 21 መስከረምት 2019 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሰዓት ክልተ ድ.ቀ. ዝጅምር ጽምብል ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ዓቢዪ ብሃገር ርአጃ ዝቐውም ኤርትራውዊ ጥርናፈ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። “ሕሰም መሪሩዎ” ይኣክል ንምልኪ: ይኣክል ንስቕታ፡

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ህዝባዊ ምንቅስቓስ  ኤርትራዉያን  ይኣክል ንምልኪ ዓባይ ብርጣንያ፥ ንዕለት 21 መስከረምት 2019 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሰዓት ክልተ ድ.ቀ. ዝጅምር ጽምብል ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ዓቢዪ ብሃገር ርአጃ ዝቐውም ኤርትራውዊ ጥርናፈ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም።

“ሕሰም መሪሩዎ” ይኣክል ንምልኪ: ይኣክል ንስቕታ፡ ይእክል ንምፍልላይ“ ኢሉ ዝተላዕለ ኤርትራዊ፣  ኣብ ከከባቢኡ ተጠርኒፉ ወከልቱ ብምምራጽ ዝጀመረ ህዝባዊ ምንቅስቓስ፣ ካብ ከተማታት ሓሊፉ ብደረጃ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ ጽላል ከቕውም ተሰማሚዑ፣ ንዕለት 21 መስከረም ክጽምብሎ ተዳልዩ ኣሎ።

ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራዉያን ይኣክል ንምልኪ ዓባይ ብርጣንያ፣ ብኻብ ህዝቢ ዝተመርጹ ወከልቲ ኩለን  ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ፣  ናይ ሓሳብ ውህደት ጌሮም ነዚ ናይ ይእክል ማዕበል ናብ ግብራዊ ሓይሊ ንምቕያር ንስራሕ ብዝተበገሱ ወከልቲ ዝቖመ ጽላል ህዝባዊ ምንቅስቓስ እዩ።

እዚ ጽላል እዚ ንዝሓለፈ 4 ወርሒ ቀጻሊ ኣኼባታት ብምግባር ፍልልያት ብምርድዳእ ፈቲሑ መሳርሒ ዝኾኖ ዕንዲ ሕጊ ኣጽዲቑ ናብ ስራሕ ዝኣትወሉ ጽምብል እዩ።

ኣብዚ ጽምብል እዚ  ሓፈሻዊ መልእኽቲ ባይቶ ይኣክል ዓባይ ብሪጣንያ ክቐርብ ኢዩ፣ ንህዝቢ ተጋባኣይ  ናይ ርእይቶን ለዎባን ዕድል ዝህብ  ጊዜውን ተሰሪዑ ኣሎ። ብምቕጻል ዝተፈላለዩ እዋናውያን ግጥምታትን ድራማታትን  ክህልዉ ኢዮም ኣብ መወዳእታ ድማ በቶም ዓበይቲ ስነጥበበኛታት ወኒ ኤርትራዊ ንቃልሲ ዘላዓዕል እዋናውያን ባህላዊ ሙዚቃን ትልሂትን ተዳልዮ ኣሎ ።

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን እዚ ብዓይነቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ተጌሩ ዘይፈልጥ ንጥርናፈ ኤርትራውያን ይኣኽል ንምልኽን ጽንተትን ኢሉ ተዳልዩ ዘሎ ኤርትራዊ ሓድነት ዘንጸባርቕ ዕለት፣ ምሳና ምስ የሕዋርኩምን ኣሓትኩምን ሓቢርኩም ተሓጉስኩም ክትውዕሉን ንባይቶኹም ባይቶ ዓባይ ብሪጣንያ ቆጽሊ ከተንብሩሉን ብኽብሪ ንዕድመኩም።

ዝግበረሉ ቦታ

Oakington Manor Primary School,

Oakington Manor Drive,

Wembley,

HA9 6NF

London

ኣኽበርትኹም

ባይቶ ዓባይ ብሪጣንያ

 

 

yakobe@gmail.com

Review overview
6 COMMENTS
  • Alazar September 4, 2019

    Waste of time and space of ametaur street musicians. It’ll be a collection of losers and sick old pensioners.

    • Hagherawi September 4, 2019

      All these young people are now proud Eritrean citizens, who value freedom and human dignity.
      The slave minded are still chained even when living is free world.
      People make their choices in life, someone like Alazar prefer dictators who kick their ass.
      “Every worm to its taste, some prefer nettles”.
      Japanese proverb.

      • Okbay September 5, 2019

        Arebawi the cheapest lousy Arab mercenary,
        you must be an expert of washing your Arab bosses asses five times a day!

        • Weldetensea Begos September 8, 2019

          Kkkkkkk, who is what time have already revealed it.

    • Weldetensea Begos September 8, 2019

      Is it really waste of time mr. Hamassenay? No it is not, it is a national campaign to damp the waste.

  • Ahmed September 11, 2019

    What do you Observe my deleyti fithi friends. The pfdj spys are always commenting negatively before any body else. It is purposely done to divert the peoples understanding. See example on the above. Alazar, immediatey wrote to undermine the Yeakil’s Festivall. But i would like to tel you that #YEAKIL IS HZBAWI MAEBEL OF ERITREANS. That means the end of Dictator.

POST A COMMENT