Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ይድረስ ከሰፊው የ ኢትዮጵያ ህዝብ

[gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2019/03/Amharic-Article-ML.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Abi March 2, 2019

    ሰላም አይተ ባህታ
    ይህ እንደ ባህታዊ ልመና እንደ ወራጅ ውኃ ፉከራ የትም አያደርስም።
    መፍትሔው ቀበቶን ጠበቅ አድርገው አገሬውን አስተባብረው ለውጥ ማምጣት ብቻ ነው።
    ቄሮና ፋኖ በልመናና በመፎከር ወያኔን አልጣሉትም።
    እርስዎም ካሉበት Starbucks ገዳም ወጣ ብለው ጎዳና ሃርነት ላይ ታግለው ያታግሉ።
    ምነው ጌታው መፎከር እንጂ መወርወር ተሳንዎ ?
    በሉ ተውት! ነገሩ ወዲህ ነው። ለካ እጅዎ የጨበጠው የቡና ኩባያ ነው። ለዚያውም የወረቀት።
    መንገዱን ጨርቅ ቡናውን ትኩስ ያርግልዎ

  • Eritrawi. March 21, 2019

    #መሰልና ዩ #

    ኣይ መሰለልና እንድዩ ግቡእና ክንሓትት
    ሽምጥና ገቲርና ብትብዓት ክንሙጉት
    እወ ንብል ንሕና ዶብና ይተሓንጸጽ
    ብዘይ ወዓል ሕደር ብዘይ ኮነ ጎነጽ
    ነይንደሊ ንሕና ክንተሓናፈጽ

    ክብርና እንድዩ መሬት ዓደቦና
    ኣምላኽ ዝሃበና ዕጫ ናይ ኩልና
    ሃየ ንኣርንቦ ብሓደ ደው ኢልና

    ብጥዑም መልሓስ ኣይተታትሉና
    ደጋጊምኩም ኣይትጠብሩና
    ዝሓለፈ ታሪኽ ሎምስ ይኣኽለና
    ድሕሪ ደጊም ለቢምናሉ ኢና

    ኣይንምነን ንሕናስ ደም ከነፍስስ
    ማዕረ ማዕሪኡ ደምና ንኽፈስስ
    ናይ ዘመናት ቁስሊ መሊስና ክንቅስቅስ

    ከፊልናሉ እንዲና ህይወት ቶም ቀያሕቲ
    ደቂ ታ ለዋህ ደቂ እታ ፍቕርቲ
    ኣይክንጠልሞምን ጽቡቓት ዓዒንቲ

    መብጽዓ ኣሎና ሕድሪ ስውኣትና
    ክንሕልዎ ኢና ዶባት ሃገርና !

    ግጥሚ ቲ ኤርትራዊ !

POST A COMMENT