Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ደምዳሚ ኣዋጅ ጽላል ኤርትራውያን ሓይልታት ንለውጢ / ኖርወይ

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Bergen_Ressolution.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • እንታይ ኣዋጁ ደቀይ? መንክ’ዩ ኣወጅትን ቀየድትን ጌርኩም ፤ መን ምስ ወከለኩም? እቲ ኢዱ ኣጣሚሩ ዝዕዘብ ዘሎ ዝበሃል ዘሎኸ እቲ ምስ ወያነ ኣብ ሸግራብን ማይ ዓይኒን ከይዱ ዘይሰገደ ድዩ? ኩሉኹም ትወጹ ዘለኹምን ኣብዚ ኣረገውቲ ኣቦታትን ኣዴታትን ካብ ትርብሹ ደለይቲ ፍትሒ ናይ ሓቂ እንተትኾኑ ካብ ብረት ደደርቢኹም ክትህብትሙ ባሕሪ ሜዲተራንያን እንዳጣሓልኩም ትመጹ ፤ ነቲ ዓማጺ’ዶ ቀታሊዶ ትብልዎ ዘለኹም መንግስቲን መራሒኡን ስራሕ ሰብኡት ሰሪሕኩም ዘይትግልብጥዎ? በየናይ ዓቕምኹም። ንሱ ተቓሊሱ መንግስቲ ደርጊ ኣባሪሩ ብጅግንነት እዩ ንጻነት ኣምጺኡ ፤ ንስኹም ከኣ ሰብኡት እንተዄንኩም ኣብ ሜዳ ዄድኩም መክትዎ። ኣብ ኤውሮጳ ዄንኩም ኣዋጅ ወዲ ኣዋጅ ትብሉ ዘለኹም ብቃልሲ እምበር ብኣዋጅ ዝወርድ መንግስቲ ኣይረኣናን ፤ ኣብነት ናይ ቱኒዝያ ፤ ግብጺ ፤ ሊብያ ፤ ሶርያን ዒራቕን ኣብነታት ረኣዩ። ንሳቶም ነቶም ውልቀ መራሕቶም ብረት ዓጢቖምን ደም ኣፍሲሶምን እዮም ካብ ስልጣን ኣልዮሞም። ናብ ባሕሪ እንዳጠሓሉን ኣብ ኤውሮጳ ባኒ በበሊዖም ንኣረገውቲ ኣዴታትን ኣቦታትን “ስመር እግርኻ ከትስበር” እንዳበሉን እንዳወቕዑን ክዳነን ሓዊ እንዳቃጸሉን ኣይኮኑን። ብኣኹም ዝመጽእ ለውጢ ይትረፈና። እምበር ለውጢ ዝጸልእ የለን ፤ የግዳስ ካብዚ ዘሎ መንግስቲ ንስኹም ትኸፍኡን ትጭክኑን ፤ ንሪኤኩም ኣለና። ባዕሉ ደኣ ምሕረቱ የውርደልና እምበር።

POST A COMMENT