Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጻውዒት ኹሉ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ – ኣብ ከሰላ (ሱዳን ) ዝነብሩ ናይ ሓርነት ውግኣት ንምሕጋዝ

ልዕሊውነት ሃገርና ኤርትራ ብከቢድ መስዋእትን ስንክልናን ከምዝተረጋገጸን ፥ ክንዕቅቦ ዘሎና ክቡር ታሪኽና ምዃኑ ዘማትእ ኣይኰነን። ንክቡራት ስዉእትና ሞጐስ ፥ ነዞም ናጽነት ሃገር ንምውሓስ ሕይወቶም ብስንክልና ዝኸፈለ ጀጋኑ ድማ ኣለናልኩም ክንብሎም ኤርትራዊ ሕልና እዩ ። [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/03/Kassala-disabled-veterans.pdf"]

ልዕሊውነት ሃገርና ኤርትራ ብከቢድ መስዋእትን ስንክልናን ከምዝተረጋገጸን ፥ ክንዕቅቦ ዘሎና ክቡር ታሪኽና ምዃኑ ዘማትእ ኣይኰነን። ንክቡራት ስዉእትና ሞጐስ ፥ ነዞም ናጽነት ሃገር ንምውሓስ ሕይወቶም ብስንክልና ዝኸፈለ ጀጋኑ ድማ ኣለናልኩም ክንብሎም ኤርትራዊ ሕልና እዩ ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • k.tewolde March 31, 2017

    Our liberation war veterans living in Kassalla, how do you explain that? then again how can we forget those who were slain in their wheelchairs for peacefully asking to improve their living conditions.What does it take for the people of this nation to………………………..I am trying to find a prudently logical word.

POST A COMMENT