Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሃዋርያዊ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ; ንሓርነታዊ ቃልስና ህይወት ዝዘርእ ተባዕ ስጉምቲ እዩ

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/EYSC-NA-_1_Cat.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
6 COMMENTS
  • Meretse Asmelash June 26, 2014

    ተባህለ፡-
    “ሃዋርያዊ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ; ንሓርነታዊ ቃልስና ህይወት ዝዘርእ ተባዕ ስጉምቲ እዩ”
    ሕቒ ይግበሮ።
    ግን፡ ሓደ ነገር ኣሎ ዝገርም።
    ሃብታም ዝተዛረቦ–ዅላ ንሳ
    ድካ ዝተዛረቦ ዅላ–ዓሻ
    ሃብታም ክብሃል እንከሎ፡ ብብዝሒ ጥሪትን፣ ንዋትን፣ ገንዘብን ዝለለ ጥራሕ ኣይኮነን። በዓል ሽመት’ን ዘማእከለ እዩ። ሽመት ከኣ ብክልተ ዝተፈላለየ ጎድኒ ዝቖመ እዩ። እቲ ሓደ ጎድኑ ንግሰንት ክከውን እንከሎ እቲ ሓደ ጎድኑ ከኣ ብነብስነት (መንፈሳዊ) ዝቖመ እዩ።
    ኣብ እተን ዲሞክራስያውያን ኢና ኢለን ዝምከሓ ሃገራት ቀደም እምበር ሎሚስ ተፈላሊና ኢና ይብላ ኣብተን ከልኦት ሃገራት ግን ብመዓልቲ ለይትን ኣንዳተባራረያ እየን ዝገዛኣ። በዚ ምክንያት ከኣ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ወጺኤን ምስ ንዔኤን ዘገልግል መደረ ደስ ኣብ ዝብለን ግዜ ሓርየን ይምድራ።
    እቲ ዘስደምምን ዘገርምን ጉዳይ ከኣ ናይቶም መደርቲ ዘይኮነስ ናይቶም ተቀበልቲ መልእክቲ እዩ።
    ጎይታይ ከምዝበሎ ኢልካ መልእክቱ ደጋጊምካ ምሕያዅ።
    ምህረይ እገለ ወይ ሙፍቲ እገለ ከም ዝተዛረቦ ኢልካ ምግራም። ኣብዚ ስክፍታ ዝፈጥር እንትሃልዩ ንቑኑዕ መደረ ከምዘሎዎ ምቅባል ኣይኮነን፤ ግን እቲ ዝተሰምዔ “ቃል” ወይ “ሓጺር ሓረግ” ከም ወነንቲ ናይ መጀመርያ ብቝሊ ሓሳብ እዚ ብእታ’ዚ እዩ ወይ እዞም ሰባት እዚኦም እዮም ኢልካ ምውሳድ እዩ።
    እስኪ ነዚ መረዳእታይ ይሕግዝ ናብ ዝብሎም ሓደ-ሓደ ሓረጋት ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጋጣሚታት ዝወረዱ ምስ ወረዱ፡ ሚዛን ተቀባልነትን ኣጋንኖን ከመይ ነበረ።
    ብ1988 ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ከተማ ሎስ “አንጀሎስ” ብሓደ ተካፋሊ ኣኬባ ንዝተሓተቶ ሕቶ ክምልስ እንከሎ……
    ናይ ኣስተሓቃር ፈግግታ ኣሰንዮ… ብልቡ ግድፍ ንሕና፡ ሩስያ’ዃ ኢዳ ሂባላ ዘስምዕ መልእክቲ ለኣክዅ ክብል “ካብ ጳጳስ ንላዕሊ ኮተሊክ የሎን” በለ። ድሕሪ እዚ ሓረግ’ዚ ዝነበረ ጠቃዒት መዝገብ ዝምስክሮ እዩ። ብዓይኒ ሓቒ እዛ ኣባሃህላ’ዚኣ ኣብታ ግዜ እቲኣን ኣብታ ቦታ እቲኣን ምንም ጎደሎ የብላን። ድሕሪ ዝተፈጥረ ሽግር እንተ ኔሩ ካብ በሃሊኡ ዘይኮነስ ካብ ደጋሚኡ እዩ።
    ነዛ ካብ ጳጳስ ንላዕሊ ካቶሊክ የሎን ዝበላ ወናን ኣ ብቝሊ ሓሳብ/ሓረግ ኢሰያስ ከም ዝኮነ ጌሮም ከውግዕሉን/ክግረምሉን/ከስተንትንሉን ምርኣይ ነበረ። ኤረ ኣይናቱን እያ ኢልካ ዝስመዓሉ ግዜ ኣይነበረን። ሕጂ’ውን ኢሰያስ ብሂል እዩ ደጊሙ። ንሱ ዝገበሮ ጌጋ እንተኔሩ መበቖል እታ ሓሳብ ዘይምምርሑ ወይ ዘይምስናዪ እዩ። ናይቲ ደጋሚ ግን ይጽናህ ደሓን ዝወድእና ኣይንመስልን።
    ካልኣይ–ኢሰያስ ምስ ሱዳን ተጎንዝሉ ኣብ ዝነበረ ግዚ ንሱዳን ከናእስ፡ ሱዳን ድያ ብሓቃ ክንዳና ክትከውን ደልያ ኢሉ
    ካብ ሓደ መጽሓፍ መውዓለ ሕጻናት ዝተለቀሖ ናይ ሞራል ዛንታ ኣዘንተወ። “ዛንታ እንቑርዖብ ኣብ ጋብላን ብዕራን” ኣብዚ እቲ ጸገም’ውን ከምቀደሙ።
    ሳልሳይ–ኣብ ውግእ ባድመ ዝተጠቀሞ ሓረግ ምስ ውግእን ስዕረትን ኣመልኪቱ ምስ “ምዕራብን ምብራቅን ጸሓይ፡ ኣተኣሳሱሩ
    “ጸሓይ…
    እዚኣ ከኣ እታ መብዛሕትኩም ኣንበብቲ ሕጂ “ፎ” ትብልዋ ክትከውን እያ። ሕጂ’ውን ምጥቃምስ ይጠቀም ግን ከም ቀደም ኣይዋናኣን።
    ፈቲኩም ጸሊእኩም እዚ ሓረግ (ብሂል) እዚኣ ሃጸይ ቴድሮስ ንጀነራል ናፒር ኣብ’ታ ሳልሰይቲ ደብዳቤ ዝጸሓፋ እያ።
    ሓይሊ ናፒር ክልተ ዕርዲ ሰይሩ ኣብ እግሪ ከረን መቅደላ ምስ ዓረደ ዝጸሓፎ መልእክቲ ነበረ።
    ራብዓይ
    ናብ ዘንቀለኒ ክኣቱ መልእክቲ “ሓውካ ኣበይ ኣሎ”
    እዛ መልእክቲ እዚኣ ካብቲ ናይ መልእክታታት መደረታት ናይ ኢሰያስ ዝፈልያ እንተሃልዩ መሰረታ( ብቝላ) ኣቀዲማ ምሕባራ እዩ።
    ቀጺላ’ውን መልእክታ ቅኑዕ እዩ፡ እንተኮነ ጥብቅ ኢሉ ንዘምዓ ዘይኮነስ ንዝተረደኣ ክልተ ሸነክ ኣሎዋ።
    ንሕጂ–
    “ምርዅስ ኣደይ ኢታይ ፍራቃን ባላ ፍርቃን ጢላ” ኢለ ክሓልፋ ክግደድ እየ ምክንያቱ ጽን ክብላ ዝደለየ ኣብኡ ኣላትሉ።
    ኪኖ’ዚ ግን ናብታ ሃብታም ዝበላ ዅላ ንሳ።
    ዶ?
    እወ።
    እንተዘይ ኾይኑ ደኣ ሎሚ ድያ ተባሂላ? ዶ ዋላስ በሃሊኣ ስግረ ዶብ ስለ ዝኮነ። ገጣሚኣ ስግረ ዶብ ስለ ዝኮነ? ዘማሪኣ ጻልጣ ስም ስለ ዘሎዎ (መሰነይታ ስም ስለ ዝግድሎ) እቲ ምክንያት ካብ ሓደ ውልቀ ሰብ ናብ ሓደ ውልቀ ሰብ ክፈላለ ስለ ዝክእል እዙይ እዩ ምባል ኣቓሪጸ ናብ ብቝሊ ሓረግ
    ሓውካ ኣበይ ኣሎ?
    ……………….
    ………………
    ጽባሕ ውግእ ህድእ ኢላ ምድሪ
    ቓል ከይጠልሙ ዎዮም ሰብ ቓል-ሕድሪ
    ተመልሰ ናብ ሓመድ ክቡ ክብሪ
    ናይ ሰምእታት ክብሪ

    ጽዮን ሓዉ ካብ ጎድኑ ዝተፈለዮ
    ቁርጺ ኾይኑ ኣርሒቑ ሰነዮ
    ነገር ኦጫ መዓልቲ ሰገረ
    ሓው ንሓው ቀበረ
    …………….
    …………….
    ኣብ መቓብር ወዳ ብስክፍታ
    “ሓውካ ኣበይ ኣሎ? በለት ብስክፍታ
    ክምልኦ ዝደለየ ኣብ ዩ ቱይብ ኣሎዎ/ኣሎዋ
    ሓውካ ኣበይ ኣሎ?
    እቶም ለባማት ንዝዘርእዎ ክሓፍሱ እንከሎዉ ነቲ ምህርቶም ምህርቲ ስዋኣቶም ምዃኑ ንከጠንቀቁ ቅድም ሓኣሎ ዓመታት ዘቃልሕዎ ድምጺ እዩ።
    ንሕና ግን ቀደም ኣይንርእን ኣይንሰምዕን ኔርና ማለት ድዩ? ሎሚ ዓይንና ነቒሑ?
    ሓውካ/ሓፍትካ ኣበይ ኣሎ ተባሂሉ ኢልና ናይ ባህታ ስምዒት ነሕድር
    ካብቲ ድሕሪ ቅዝፈት ላምፖዱሳ ዝወረዱ ቃላት እንታይ ፈላያ ኣሎዎ?
    ዝገደደ ከኣ ድሕሪ ማይ ናብ ብዓቲ።

    • Abraham June 27, 2014

      Meretse Asmelash

      Nska kab haki zerehaka seb eka.
      Bebzhi tshuf gerka kabti kendi hasab kethadim fetinka.
      Nezom abunat zehabwo megletsin hasabin tekawmo aleka.
      Nsatom gin Ertran hizban begiltsi ynedid kemzelo eti srah dema srah seytan
      mequanu abrihomo alewu.
      kabzis entay ketibl kemzedelka redu eyu.
      Aykonen keytbil ab bayta zelo kulu zemeskro selezkone mehdemi sinka slezi neti
      tshufka antelitilka gedifkayo.
      Emo libi yehabka tsruy hgdef.

      Abraham

      • Meretse Asmelash June 27, 2014

        ኣብርሃም ……..?
        “መረጸ ኣስመላሽ”
        ስመይን ስም ኣቦይን እንድሕሪ ተጸዊዑ ኣሎኹ በሃላይ ስለ ዝኾንኹ እወ ኣነ መረጸ እስመላሽ
        ጽሑፈይ ኣንቢብካ ዘንበርካዮ ሓሳብ ነቢበ።
        “ከም ተረድኦይ” ኢለ ንዘስፈርክዎ ሓሳብ ጌጋ ወይ እማን ክትብል ካብ ማንም እትጽበዮ መስል ኣይኮነን።
        እንተኮነ ግን ጌጋ ተረድኦ ከይህልወካ ፈሪሐልካ። ምናልባት ተሃዊካ እንቢብካዮ ከይትከው’ን ቁሩብ ከብርሃልካ
        ኣነ ዝበልኹ –
        ሕጂው’ን ዝኮነ እትጥቀመሉ ኣርእስቲ ጽሑፍ፡ ቢሂል፡ ፈሊጥ፡ ሙሉእ ሓሳብ፡ ቅድምካ ዝተጠቀመሉ እንተኮይኑ “ቀዳማይ ዋና እታ ፈሊጥ” ምውካስ የራጕዶ’ምበር ኣይፈኹሶን። ናይ ስነ-ጽሑፍ ሕጊ’ውን ንዕኡ እዩ ምርዅስ ዝገብር። እዚ ንዝኮነ ተጠቃሚ ዝምልከት ይከውን ዝብል ተረድኦ ኣሎኒ።
        ኣብዚ መልእክቲ ጳጳሳት እንታይ’ዩ ጸገምካ?
        መልሲ ጸገም ዋላ ሓንቲ የብለይን። እንተኮነስ ከምቲ ባዕሎም ዝመስከርዎ “ሃገር ትጸንት ኣላ ፤ እዚ ከኣ እብ ቅድሚ ዓይንና ዘሎ ሓቒ እዩ” ። ነዚ ሓቒ-ብሓቒ በሃልይ ኾይነ ኣብቲ ትበርስ ኣላ ዝብል ሃስብ ግን ዶው ኣይብልኹን ከማካ። ሓደ ስጕምቲ ንቕድሚት ከይደ የለን ትበርስ ኣላ ዘይኾነስ “ሃገር በሪሳ እያ” በሃላይ እየ። ነዚ ከመልክት ከኣ ‘ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ ኢለ’። ኣብዚ ንስካ’ውን እንተኮነ ምሳይ ተሰማሚዕካ ኢካ።
        ኣይፋል ከይትብል እንሆ ቓልካ- Nsatom gin Ertran hizban begiltsi ynedid kemzelo eti srah dema srah seytan mequanu abrihomo alewu. ዘይ ኣነስ ንሱ ዝበልኹ።

        ውርድ ኢልካ መህደሚ ስለ ዝሰኣንካ ጽሑፍካ ኣንጠልጢልካ ገዲፍካዮ። መጀመርያ እቲ ተንጠልጢሉ ዘሎ ጽሑፍ( ናይ ደርፊ ግጥሚ) ብምልኡ ዘይጸሓፍካዮ ትብል እንተሃሊካ ገለ ክፋል ሃቒ ኣሎኻ። ንምዃኑ ግን ንስካ’ከ ኣብ ገምገም ሩባ ኾፍ ኢልካ ማይ ቀዲሕካ ዘይ ኣስተካኒ ወይ ዘይ ኣስተኹምኒ ኢልካ ንምንታይ ትዅሪ? ኣነ ናይ መን ብቝሊ ሓሳብን ምዃኑን ንሙሉእ ሓሳብን ኣብዚ ተወኸሱ ከም ዘይ በልኹ ኢደይ ክትሰብር ንምንታይ መረጽካ?
        ካብዞም’ኹሎም ሓሳባትካ ኣዝየ ዝፈተኹዋ እንተ ሃልያ ግን፡
        ኣንጠልጢልካ ገዲፍካያ?
        መን? ኣነ?
        ዘይ ኣተተዓራረካያ ክትብል ድካ? ( to be politically correct)
        ንሱ ንመንበር ወይ መደረብታ ስም ንዝትምነዩ ባእታታት ዝግደፍ እዩ። ብዝተረፈ ዘለል መለል( ጠልጠል) ኢሉ ንዝወጸ መልእክቲ መልሲ ዝሃብኹ ይመስለኒ።
        ንዝያዳ ሓቤረታ፡- ከምቲ ንስካ እትደልዮ ድሕሪ’ዛ ሓጻር ኣብነት ዎ ደሓንካ ክብለካ
        ተረድኦ ጠልጠል (ብነብሰይ)

        ተንስኡ ዎ ጸልዩ፡ ነዝን ፣ ነትን ..Does this sound to you raise and pray for A’ That and A’ That?
        ዘክሩ ዎ ኣፍቅሩ፡ ሓውን ሓፍትን
        ጸልዪ ን ጸኒሕ፡ ዎ ዎፈርትን
        መስከረ ዓይኒ፡ ብርሰትን ጽንተትን
        ኣምላክ ይፍጽም፡ ኣዳም ይፍትን
        ተንስኡ ዎ ጸልዩ፡ ነዝን ነትን።
        ካብዚ ወጻኢ እንድሕሪ ተረዲእካያ፡ ኣይፋል በል።

  • Meretse Asmelash June 26, 2014

    ይቅረታ/መአረምታ
    ሓውካ ኣበይ ኣሎ?

    ኣብ መቃብር ወዳ ብስክፍታ
    ሓውካ ኣበይ ኣሎ በለት? ኣፍ ከፊታ ! ! !

  • Hazhaz June 26, 2014

    This is another superb article by the one and only Yosief Ghebrehiwet, one of the best minds who has predicted long ago Eritrea’s current :existential issue”:

    Catholic Bishops Sounding the “Extinction” Alarm in Eritrea

    By Yosief Ghebrehiwet

    06/25/2014

    There is not the slightest bit of doubt that the four Eritrean Catholic Bishops (Bishop Mengesteab Tesfamariam of Asmara, Bishop Kidane Yebio of Keren, Bishop Tomas Osman of Barentu and Bishop Feqremariam Hagos of Segeneiti), have made the existential crisis that the nation faces, best exemplified in the ongoing mass exodus, central to the message of their Pastoral Letter titled, Where Is Your Brother? [1] Almost every point that they lament about should be seen from its importance in negatively contributing to the making of that existential calamity. The environmental, economic, judicial, political, social, familial and spiritual degradations they mention are to be mainly seen as primary causes for this existential crisis, biblical as it happens to be in its scope and intractability.

    In one of its most poignant moments, the Pastoral Letter says, “We are vividly witnessing as the nation gets denuded of its people in all social aspects, as the presence of not only the youth generation but also of the middle-aged generation in the land reaches a disappearing point (darga yelon). What are the chances of a nation without the youth generation and its vitality making it as a nation? …” Then, in the next paragraph, they go directly to the crux of the matter, “We are forced to say this because it is taking place right in front of our eyes; for it is not just the continuous outflow, and hence the depletion, of the people on its own that is worrying us, but the fact that we are heading towards extinction (tsanta) as a result …” [2] (emphasis mine)

    Full article at asmarino:

    http://www.asmarino.com/articles/2108-catholic-bishops-sounding-the-extinction-alarm-in-eritrea

    ———————-

POST A COMMENT