Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዝባዊ ኣኼባ ን29 ሕዳር, 2015።

ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን ትርከብ ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ደለይቲ ፍትሕን፡ ደሞክራሲን ፡ ኤርትራውያን፡ ብምኽንያት መቐጸልታ ናይ’ቲ  ኣብ ከተማ ኒዩ ዮርክ ካብ 3000 ንላዕሊ ዝቑጽሮም ደለይቲ ፈትሕን፡ ደሞክራሲን ፡ ኤርትራውያን ዝተሳተፉዎ፡ ዕዉት ዝኾነ ብዕለት 29 ጥቅምቲ

ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን ትርከብ ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ደለይቲ ፍትሕን፡ ደሞክራሲን ፡ ኤርትራውያን፡ ብምኽንያት መቐጸልታ ናይ’ቲ  ኣብ ከተማ ኒዩ ዮርክ ካብ 3000 ንላዕሊ ዝቑጽሮም ደለይቲ ፈትሕን፡ ደሞክራሲን ፡ ኤርትራውያን ዝተሳተፉዎ፡ ዕዉት ዝኾነ ብዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊን፡ ከምኡ ኸኣ ብድሕሪ’ቲ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ ዝተኻየደ ዓውደ መጽናዕቲ፡ ዘሕለፎ ለበዋ መሰረት፡ ካብ ነፍሲ-ወከፍ’ተን  ጥርኑፋት፡ ተሳተፍቲ ከተማታት፡ ክልተ ብቑዓትን፡ ውፉያትን፡ ሰባት መሪጸን ናብ’ታ ኣብ ከተማ ኒዩ- ዮርክ እትርከብ ላዕለወይቲ ኣቀናባሪት ሽማግለ፡ ንኽልእካ ሰለ ዝተወሰነ፡ ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ከተማ ሲያትል’ውን ፡ ነቲ ውሳኔ’ቲ ንምትግባር፡ ንዕለት 29 ወርሒ ሕዳር፡ 2015 ህዝባዊ ኣኼባ ወሲና ኣላ።

እዚ ኣኼባ’ዚ ዓቢ ኣድላይነት ስለ ዘሎዎ፡ ኩልና ደለይቲ ፍትሕን፡ ደሞክራሲን፡ ተቐማጦ ሲያትልን ከባቢኣን ፡ ኤርትራውያን፡ ብናይ ሕሊና ሓላፍነት ተደሪኽና፡ ንኹሎም ኣብ በቢ ከባቢና ዝርከቡ ኤርትራውያ፡ ብምሕባር ኣሳቲፍና፡ ንኽንሳተፎ ብኽብሪ ትዕድም ኣላ።

ኣኼባ ዝግበረሉ ኣድራሻ ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ እዩ፡

 

Eritrean Community Center

2402 East Spruce Street

Seattle Washington 98122

 

ብደሓን ምጹ!

 

ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Wedi Zere November 25, 2015

    “Binay hilina halafinet tederikna” It has been 25 years since we the people let our conscience die and vowed NEVER to resuscitate it again even in the face of total extinction of our people and destruction of the nation that we all claim to love. What has been witnessed though the NEVER ENDING of meetings, demonstrations and all that kind of garbage that NEVER makes any dent in the struggle for democracy and freedom. Its absolutely high time to roll up our sleeve and do something spectacular that relegates tyranny which is at its last breath to the dust bin of history.
    Ezi Wedhankum,

  • RAHEL November 26, 2015

    thanks weell said

  • Dawit kflezghi November 26, 2015

    ኣጆኹም፡ ኣጆና፡ደቂ ሲያትል
    ደለይቲ ፍትሒ፡ሰብ ሕልና ይብሉ ኣለዉ
    እንዳባ ኣብ ጎኑኹም ኣሎና፡
    ስመሩ ንስመርርርር!!!!

Post a Reply to RAHEL Cancel Reply