Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በይ-ኤርያ ብኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንዕለት 03.31. 2012

ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ በይ- ኤርያ፡ ዕማማት ሃገራዊ ባይቶ ንምትግባር፡ ምስቲ ደላይ ለውጢ ዝኾነ ህዝብና ንኽንዝትን ኣብ ስራሕ ንኽንዋፈርን፡ ንዕለት 03.31.2012 ኣኼባ ኽንገብር መዲብና ኣሎና። ኹሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ንውድቀት ህ.ግ.ደ.ፍ

ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ በይ- ኤርያ፡ ዕማማት ሃገራዊ ባይቶ ንምትግባር፡ ምስቲ ደላይ ለውጢ ዝኾነ ህዝብና ንኽንዝትን ኣብ ስራሕ ንኽንዋፈርን፡ ንዕለት 03.31.2012 ኣኼባ ኽንገብር መዲብና ኣሎና። ኹሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ንውድቀት ህ.ግ.ደ.ፍ ንምቅልጣፍ፡ ንመደባት ሃገራዊ ጉባኤ ከም ቀዳማይ ዕላማኡ ሰሪዑ፡ ንኽነጥፍን ብዘለዎ ዓቕሚ ከበርክትን፡ ኣብዚ ኣኼባ እዚ ንኽሳተፍ ብኣኽብሮት ንዕድም። ብድሓን ምጽኡ።

ዕለት፡ ቀዳም መጋቢት 03.31. 2012 ሰዓት፡ ካብ ስዓት 3፡00 ድ.ቀ.-ክሳብ- 7፡00 ድ.ቀ. ቦታ ኣኼባ፡ 610 55 ስትሪት X ሻተክ ኦክላንድ ዕድመ፡ ብኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ኣብ በይ-ኤርያ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በይ-ኤርያ ብኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንዕለት 03.31. 2012

ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ በይ- ኤርያ፡ ዕማማት ሃገራዊ ባይቶ ንምትግባር፡ ምስቲ ደላይ ለውጢ ዝኾነ ህዝብና ንኽንዝትን ኣብ ስራሕ ንኽንዋፈርን፡ ንዕለት 03.31.2012 ኣኼባ ኽንገብር መዲብና ኣሎና። ኹሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ንውድቀት ህ.ግ.ደ.ፍ ንምቅልጣፍ፡ ንመደባት ሃገራዊ ጉባኤ ከም ቀዳማይ ዕላማኡ ሰሪዑ፡ ንኽነጥፍን ብዘለዎ ዓቕሚ ከበርክትን፡ ኣብዚ ኣኼባ እዚ ንኽሳተፍ ብኣኽብሮት ንዕድም።

ብድሓን ምጽኡ። ዕለት፡ ቀዳም መጋቢት 03.31. 2012 ሰዓት፡ ካብ ስዓት 3፡00 ድ.ቀ.-ክሳብ- 7፡00 ድ.ቀ. ቦታ ኣኼባ፡ 610 55 ስትሪት X ሻተክ ኦክላንድ ዕድመ፡ ብኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ በይ-ኤርያ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT