Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህግደፋውያን ኣብ መንጎ ኣምንቲ ክርስትና ኦርቶዶክሳውያን ንካቶሊካውያንን፣ ከቢድ ኣዕናዊ ጽልኢ ምሂዞም ኣለዉ።

ህግደፋውያን ኣብ መንጎኣም ነቲ ክርስትና ኦርቶዶክሳውያን ንካቶሊካውያንን፣ ከቢድ ኣዕናዊ ጽልኢ ምሂዞም ኣለዉ። ኤርትራውያን ይትረፍ ክርስትያናት ኣሕዋት፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ኣስላምን ክርስትያንንውን ብሓደ ተቓሊሶም ብሓደቁራስ እንጌራ ተማቒሎም፣ ክርስትያንበስመ-ኣብኢሉ፣ ኣስላማይብስም- ኣላህ፣ ኢሎም፣ መግቦም ቀዲሶም ፍቕሮም ሓልዮምን ዓመታት ዝጸንሑ

ህግደፋውያን ኣብ መንጎኣም ነቲ ክርስትና ኦርቶዶክሳውያን ንካቶሊካውያንን፣ ከቢድ ኣዕናዊ ጽልኢ ምሂዞም ኣለዉ።

ኤርትራውያን ይትረፍ ክርስትያናት ኣሕዋት፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ኣስላምን ክርስትያንንውን ብሓደ ተቓሊሶም ብሓደቁራስ እንጌራ ተማቒሎም፣ ክርስትያንበስመ-ኣብኢሉ፣ ኣስላማይብስም- ኣላህ፣ ኢሎም፣ መግቦም ቀዲሶም ፍቕሮም ሓልዮምን ዓመታት ዝጸንሑ እዮም።

ህግደፍ ግን ይትረፍ ቁሩብ ናይሃይማኖት ኣፋላላይ ንዘሎካሲ፣ ስጡምሓዳርን ስድራን እንተርእዩ ሓዳርከ የፍረሰ ዘይሓድር፣ ልኡኽ ሸይጣን እዩ። ኤርትራውያን ግን ክሳብ መዓስ በዚ ንሱ ዝኸዓዎ ሓተላ መርዚ እናተመረዝና ክንነብር ኢና እንድዒ።

እቶም እዚ ጽሑፍ እዚ ዝዝርግሑ ጳጳሳት፣ እዚም ጽሓፎም ንህዝቢ ካቶሊኽን፣ ተዋህዶን ከሰምብዶም ዝግባእ ኣይመስለናን።

ምኽንያቱ፣ ኣቦኦምፓትርያርክ ኣባ ኣንጦንዮስን ሞትኣሕሊፎምን ዓመታ ኣብ ማሕበር ዘብልዩ ዘለዉ ጨካናት ልኡኻት ህግደፍ እዮም። ሕጂ ውን ከምቀደሙ ህዝቢ ክርስትያን ሓድነቱን ፍቕሩን ናይ ቀደም ምትሕልላዩን ኣጽኒዑ፣ ነዚ ነቲሕ ዝኾነ ጎሓፍ መልእኽቲ ሸይጣን ኣብ ዕነ ደርብዩ፣ ከም ቀደሙ ክጸንዕ ንላቦ። ብሽም ስላሴ ንኣምን ኢና ካቶሊኽ ንክርስትያንን።

ብኣንጻሩ ንሳቶም ዝባረኽዎ እዩ ከይብላዕ ዝግብኦ ነይሩ። ከመይሲ ንሳቶም እዮም ብስም ኣብን ወልድን መንፈስቅዱስን ተወጊዞም ተገዚቶም ዘለዉ እምበር ህዝቢ ተዋህዶ ይኹን ህዝቢ ካቶሊክ ውግዘት የብሉ ማእሰርቲ የብሉ ቅዱስ ንፈቃርን ህዝቢ እዩ።

ውድቀትን ህግደፍ!

ግዱሳት ደቂ ተዋህዶን ካቶሊክን ኤርትራውያን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
52 COMMENTS
  • desale habtu November 15, 2016

    ናይ ኤርትራ ቃለ ኣዋድን ስርዓተ ቆነና ናይ ኦርቶዶክሥ ተዋህዶ ቤተክርሥትያን’ሲ ብኣድላዋ ድራሕ ድዩ ዝብል?
    ካብ ሓሙሳን ሽዱሥተን ዝተዋጻእና ምእመናን ዲያቆናትን ካህናት ኣብ ሕ/መ/ኣ/ካናዳን ዘለዋ ናይ ኤ/ኦ/ተ/ ቤተክርሥትያንን ኃገራውያንን።
    ዕለት ሕዳር 11, 2016.
    ፍቕርን ሠላምን ዘይፈልጥሥ ሕዪ ንመን ሠላም ኽህብ ይኽእል? እዚ መበሊና ድማ ነተን ንምምሥራተን ዓሠርተ (10) ዝወሠደለን ኣብ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን ዘለዎ ቤተክርሥትያት ኣባ ፅጌ (ኣባ ሉቃሥ) ካብ ግን ቦት 29,2015 ክሳብ ሠነ 27,2015 ኣብ ውሽጢ ሠላሳ (30) መዓልቲ ዘይኣክል ንሃገረ ሥብከትና ኣፍሶሞ ። እዚ ድማ ሕጋዊ ጳጳስና ብውልቂ ሥልጣኖም ብዘይ ናይ ሲኖዶስ ምልኣተ ጉባኤ ምሥ ኣባ ባሲሎሥ ብቴለፎን ተዛሪ ቦም በዞ ም ኣብዚ ሃገረ ሥብከትና ዘሎዉ ናይ ሥለያ ብጾቶም ደብዳቤ ኣጽሒፎም ናቶም ማሕተም ኣንቢሮም ንኣባ ሲኖዳ ሲኖ ዶስ ኣጊዱካ ኢሎሞም ብእዝንና ሠሚዕናዮም ጕሂና ንብዓትና ደሪዝና ንዓድና ተመሊስና። ሀ. ኣባ ሉቃስ ንኣባ ሲኖዳ ካብ ሲነዶስ ዝመጸ ደብዳቤ እንተኔርዎምስ ንምንታይ ኣብ ኣብ ግንቦት 29,2015 ኮንፎረንስ ዝነበረሉ ኣብቲ ጉባኤ ዘይሃብዎም? ለ. ንምንታይ ኣብ ግንቦት 29, 2015 ኣባ ጽጌ (ኣባ ሉቃሥ) ሠላማዊ ዑደት ክንገብር ኢና መጺእና ኢሎም ከብቕዑ ኣብ ጳጳስ ምውራድን ሃገረ ሥብከት ምፍራስን ተዋፈሩ? ሐ. ኣባ ሉቃስ ኣብ ግንቦት 29,2015 ንጉባኤኛታት ዝተዛረብዎ ቓላት ካብዛ ሎሚ መዓልቲ ጀሚርና ጉባ ኤና ወዲእና ኢና ኣብ ዓዓድኹም መጺእና ዑደት ከነካይድ ኢና ኢሎም ከብቕዑ እንታይ ሚሥጥር ስለ ዝነበሮም እዮም ኣብ ንዕለት 26-27, 2015 ሠነ ኣብቲ ናይተን ሸሞንተ ቤተክርሥትያናት ብዛዕባ ጉዳየን ክዘራረባ ኢለን ማእከላዊ ቦታ መሪፀን ዝመደብኦ ኣኼባ ነተን ዘድልይኦም ቤተ ክር ሥ ትያናት ጥራይ ዓዲሞም መፈንቅለ ጳጳሥን ምዕናው ሃገረ ሥብከትናን ተዋፊሮም? እዚ ምዕናው ሃገረ ሥብከትና’ኸ ንምእመናን ምእመናት ዲያቆናት ካህናት መነኮሳት ጳጳሳት ነዛ ሃገርና ኤርትራ ብዓቢኡ ሠላም ይህበና ድዩ? መ. ኣብዚ ሕጂ ሠዓት ንምንታይ ኣድለየ ነዞም ዝተወገዙ ፈላሲ ኣባ መልከጼድቕ ኣብርሃም መበቖል ዓዶም ትግራይ ኢትዮጵያዊ ዜጋ? ናብ መንበረ ፓትሪያሪክ ኣምፂኦም ኣባል ናይ ሲኖዶስ ወሳንን ፈራድን ፀልፃልን ነቶም ደቂ መሬት ኤርትራውያን ምእመናን ዲያቆናት ካህናት ፈለሥቲ ጳጳሳት እንናኣወንጀሉ ኣብ ኤርትራ ዝገብርዎ ዘለዉ ገበናት ከይኣክልሥ ንኣባ ፅጌ (ኣባ ሉቃሥ) ከሐጕሱን ናይ ሥለያ ሥርሖም ካብ ምክ ያድ ዓዲ ኣይወዓሉን። ሥልጣን ክረኽቡን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሥ ተዋህዶ ቤተክርሥትያን ብናይ ኢትዮጵያ ኦ/ተ/ቤተክርሥትያን ክመሓደር ኢሎም ለይትን መዓልትን ከይደቀሱ ዝጽዕርሉ ዘለዉ እዩ። እዚ ኩሉ ድማ ብኣባ ጽጌ ተመሪሖም ዝሠርሕዎ ዘለዉ እዩ። ናይ ሕጂ በኣሠ ብትግራዎት ሕጊ ዘየማልኡ ክንምራሕ ያኢ። ነብሶምን መንግስቶምን ሕብሪ ዓይንኹም ደሥ እንተዘይ በለናሥ ካብ ሃገርና ክትወጹ ጥራይ እዩ ዘለኩም ኢሎም ዘይኰኑን ብኣልማማ ሕፃናት: ንኣሽቱ: መንእሠያት: ማእከላይ ዕድመ ዘሎዎምን ኣረጋውያ ንን ንብረቶም ብምልኡ ወሪሶም ብዘይ ቅያር ክዳን ጕሒፎሞም ኤርትራውያን ሥለ ዝዀኑ። ሕጻናት ምስ ኢንፊጅን ( ናይ ሓይሊ) ተተኺልዎም ከለዉ ካብ ሆስፒታል ዝሰጐጕዎም ገሊኦም ናብ ኤርትራ በጺሖም ገሊኦም ድማ ኣብ መገዲ ዓሪፎም። ካብቶም ዝተሠጉ ከኒ ክንደይ እዮም ብጓሂ ሓሪ ሮም ዝሞቱ። ክንደይ ህጻናት ከኒዮም ብሠንኪ ምዝንባል ካብ ዝዓበይሉ ወለዶም ርሂጾም ዘጥረይዎ ሥኢ ኖምን ወለዶም ብጓሂ ካብዛ ዓለም ተፈልዮም እቶም ዝወለድዎም ድማ ኣቦን ኣደን ሥኢኖም ከይኣክል ፀዋ ሪ ሥኢኖም መቕርብ ቤተሠቦም ዘለዎም ናብ ቤተሠቦም ተፀጊዖም: መንግሥቲ ኤርትራ ድማ ውላዱ ሥለ ዝዀኑ ወርሓዊ መቝ ነን ብማሕበራዊ ጉዳያት ማእከልነት እንናተኸታተለ ፍቕርን ሥነ ስርዓትን ዘለዎም ኰይኖም ንኽዓብዩ ምሥ ቶም መቕርብ ቤተሠብ ኰይኑ ክናብዮም ዝፀንሐን ዘሎን። ነዚ ኩሉ ተዛሪብካሥ ናበይ ደሊኻ ከይትብሉ እነሆለ እቲ ጉድ በሉ ኣዕሚቝና ንሕሠበሉ ከም ብዓል ኣባ መልከ ጻዲቕ ከም ትዃ ን ተለጢፎም ንኃይማኖትና ይጻወትሉ። ኣባ መልከጼዲቕ ኣብርሃም ዝብሃሉ መበቆ ሎም ትግራይ ትውል ዲ ዓዶም ኣቦኦም ኣደኦም ኣባሓጎኦም እነሓጎኦም ትግራዋይ ሸውዓተ ዓሌቶም ዝመንዀስሉ ገዳም ገዳም ትግራይ ሕቡእ ምሥጢር እንተዘይ ህልዎም ናብ ገዳማት ኤርትራ እንታይ ንዓዲ ሥደት ኣሥደዶ ም? እቲ ዝገርም ጉድ ድማ ኣብቲ ዝነበርዎ ገዳም ትግራይ ምስቶም ኣሕዋቶምን ደቂ ዓዶምን ሥምምዕን ሥኒትን ሥኢኖም ድዮም ወይሲ ከምቲ ኣብ ሓደ ሓደ በቲ ናይ ኢትዮጵያ መሪሕነት ዘሎ ወያነ ናይ ሚሥጥር ሥር ሓት ዝእለምን ዝፍሓስን ውዲት ነዚ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሥ ተዋህዶ ቤተ ክርሥትያን ምሥ ናይ ኣብ ትሕቲ ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን እንተኣትዩ ኤርትራን ኢትዮጵያን ድማ ብዘይ ዶብ ብሓደ መራሒ ክንመሓደር ኢሎም ዝፅዕርሉ ዘለዉ ንዕኡ ከተግብሩ ናይ ውሽጢ ሥለያ ተኸቲቦም እዮም ናብ እንዳ ኣቡነ ዮናሥ ገዳም ኤርትራ ዝተላእኹ ፈላሲ እዮም። ኣብታ ንኹሉ እትሓቁፍ ገዳም ኤርትራ: ገዳም ኣቡነ ዮናሥ ቖሓይን ተጸፍዮም ኣትዮም። እታ ብርኽቲ ገዳም ኣቡነ ዮናሥ ኤርትራ ከምተን ካልኦት ገዳማትን ደብርታትን ኤርትራ ንኹሉ ሕጻናት: መንእሠያት፡ ኣዛውንቲ: ኣቦታትን ኣደታትን ከምኡውን ዘኽ ታማት ኣብት ሕቲኣ ሓቚፋ ተዕቢ ነዞም ኣባ መልከጼድቕ ኣብርሃምድማ ተቐቢላ ከምሓደ ኣባላን ውላዳን ኬየሥተማሠል ብጽቡቕ ሓብሕባን ኣልያን ምሥኣ ሓቚፋቶም ትርከብ። ምቕማጦም እውን ኣብ ገዳም ቆሓዪን እዩ ከምቲ ኣቦታት ዝብልዎ ድማ “ብዓል ኣመልሲ ማይ ሰትዪ ይጠርጥ ዝብልዎ” ኣባ መልከ ጼዲ ቅ ድማ ኣብቲ ገዳም ኣቡነ ዮናሥ ቖሓይን ምስቶም መነኮሳት ኣበምኔታት ገዳማውያን ኤርትራው ያን ንነዊሕ እዋናት ሥምምዕ ከም ዘይነበሮምን ከምዘይብሎም ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ እኹል ሓበሬታ ከምዘ ሎና ክንገልፀልኩም ንፈቱ። እዞም ኣባ መልከጼዲቕ ኣብርሃም ድማ ብዝፈፀምዎ ጉድለት ተኣሲሮም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ከምዝነበሩ ንምሉእ ኤርትራዊ ብሩህ እዩ። ኣብቲ ግዜ እቲ እውን ኣብቲ ገዳም ኣይ ኣትዉን እዮም ነይሮም። ድሕሪ ሞት ብጹእ ፓትሪያሪክ ኣቡነ ዲዮስቆሮሥ ኣብቲ ገዳም ክቃላቐሉ ጀሚ ሮምን ኣትዮምን። ነቶን ናይቲ ኣቡነ ዮናስ ቆሓይን ዝነበሩ መራሒ ኣቦ ገምጢሉ ብኣባ ጽጌ (ኣባ ሉቃስ) ተሓጊዞም ናብ ኰረሻ ስልጣን ሓላፍነት ከምዝተቐመጡ። ነቶም ኣብ ሓላፍነት ዝነበረ ሓላፊ ናይቲ ገዳም ኣቡነ ዮናስ ኣባ መነኮስ ኣወንጂሎም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣትዉ ጌሮም ንሶም ነቲ ዝደልይዎ ዓላማ የሳኽዑ ኣለዉ። እዞም መሪሖም መጺኦም ዘለዉ ኣቡነ ባሲሎስ ጳጳስ ኃገረ ሥብከት ዞባ ዓንሠባን ኣማሓ ዳሪ መንበረ ፓትሪያሪክ ኦርቶዶክሥ ተዋህዶ ቤተክርሥትያን ኤርትራ ካብቲ ውሽጢ መንበረ ፓትሪያሪክ ከምዝረኸብናዮ ብረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2016 ዓ.ም. ነዞም ኣብዚ ዘለዉ ኣባላት ንሓደ ካህን ካብ ኣሥመራ ደዊሎም ኣነ ኣቡነ ባሲሎሥ ምሥ ካልኣየይ ኣብዚ ቀረባ መዓልቲ ክመፅእ እየ። ኣቡነ ሉቃሥ እውን ምስ ዲያቆን ግርማይ ክሥዕቡና እዮም ከምዝበልዎም ክንሕብረኩም ንፈቱ።ኣብቲ ንዕለት 18-19/2016 ሕዳር ተቘፂሩ ዘሎ ጉባኤ ድማ ኣቡነ ባሲሎሥ: ኣቡነ ሉቃሥ: ኣባ መልከጼዲቅን ዲያቆን ግርማይን ተረኺብና ነቲ ዘሎ ኩሉ ጸገማትኩም ክንፈትሖ ኢና ብድሕሪኡ ፀገም ኣይክህልወኩምን እዩ ኢሎም ደዊሎም መደባ ቶም ከምዝሠርዑ ካብቲ ሓበሬታ ዝረኸብናዮ እዩ። ተማሃሮ ብዲቁና ዝባረኹ: ካህናት ብክህነት ማዕርግ ዝቕብኡ: ቤተክርሥትያን ዝባረኽ እንተለኩም ኣዳሊኹሞም ጽንሑ እሞ ኩሉ ፈጺምና ልኩም ክንከ ይድ ኢና ከምዝበሉ። ኣቡነ ባሲሎስ ቅድሚ ናብዚ ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን ምም ጺኦም ምሥቶም ኣባላት ሲኖዶሥ ብዛዕባ እዚ ዑደት ምብጻሕ ዝገበርዎ ኣኼባ የሎን መምፅኢኦም ናብዚ ሃገረ ሥብከትና ድማ ሚስጢር እዩ ካብቶም ዝበዝሑ ሲኖዶሥ እቶም ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ዝፈልጡ ኣባ ጽጌ (ኣባ ሉቃስ)ን ናቶም ሠዓብትን ጥራይ እዮም። እዚ ድማ ካብቲ ውሽጢ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትሪ ያሪክ ኦ/ ተ/ ቤተክርሥትያን ደዊልና ካብ ኣብ ኩሉ ፅፍሒ ዘለዉ ደዊልናን ዝረኸብናዮን ብጾትና ብኣካል ከይዶም ዘረጋገፅዎን ትማሊ ካብቲ ቦታ ዝመፁ ኣቦታት እውን ምሥ እናይ ጓሂኦም ዝሓበሩና: ካኅናት: መነኮሳት: ኣብቲ ሃይማኖት ቦታ ከምዘይብሎምን ኣገልገልቲ ናይ ኣባ ፅጌ (ኣባ ሉቃሥ) ዀይኖም ክኼዱ እዩ እቲ ዝድለ ዘሎ። እንተዘይ ኣገልገሉ ድማ እዝኖም ክሳብ ዝጸሙ ይዳጐኑ። ኣባ ፅጌ (ኣባ ሉቃሥ) ሥዓ ብቶምን ተላኢኾም ከም ዝመፁ እዩ እቲ ሓበሬታ መፂኡና ዘሎ። ብዘይ ናይ ሲኖዶስ ፍቓድን በረኸትን ናይ ውልቃዊ ጥቕሞም ከማልኡን ነቲ ተደጕሉ ዘሎ ሓዊ ላምባ ክንሥንሥሉ እዮም መጺኦም። ኅሉው ኵነታት ዝፈልጡ ዝዋሥኡን ዝተረኽበ እዩ። እዞም ብጹእ ኣቡነ ባሲሎሥ ቅድሚ ሕጂ እውን ናይ ኃ/ሥ/ ሕ/መ/ኣ/ ካናዳን ዓመታዊ ጉባኤ ከይተካይዱ ኢሎም ኣዊጆምን ደብዳቤ ናቶም ክታም ዘለዋ ተላኢኻ ብዙ ሕ ሠበብን ኣብ ነንሓድሕድና ድማ ምሥሕሓብ ኣምፅኣትልና እያ። ናብዚ ዓዲ ክመጹ ከለዉ እውን ብምል ኣተ ጉባኤ ናይዞም ኣባላት ቦርድ ወግዓዊ ዕድመ ሥለዘይተገብረሎም ዝኣትውዎ ቦታን ጉዳይ መምፅኢኦም ንፁር ሥለዘይነበረ ኣብ ኤርፖርት ናይ’ዚ ዓዲ ካብ 3-5 ሠዓታት ካሥተም ቦርድ ምሕላፍ ከሊኦሞም ሕያ ዎት ኣፍሪቃውያን ሠራሕተኛ ኣየርፖርት ንነዊሕ ሠዓታት ከም ለማናይ ጠጠው ክብሉ ምሥ ረኣይዎም ብድንጋፀ ለሚኖም ባዕልና ንዋሓሶም ኢሎም ተዋሒሶም ከሕልፍዎም ክኢሎም። እዚ ድማ ሓደ ኣማሓዳሪ ናይ ኤ/ኦ/ ተ/ ቤተክርሥትያን ዝኣኽሉ ኣብዚ ኃ/ሥ/ ናይ ሕ/ መ/ ኣ/ ካናዳን ክመጽእ እንከሎ ምሥቶም ኣባላት ቦርድ ንዑደት ከነካይድ ክንመጸኩም ኢና እሞ መምጽኢና ጉዳይ ኣጀንዳና እዚ እዩ እቲ ዘድሊ ምድላዋት ጌርኩም ጽንሑ ክብሃል እዩ እቲ ሕጋውን ሠንሠለታውን ኣሠራርሓ መገዲ። ላዕለዋይ ኣማሓዳ ሪን ጳጳስ ዝኣኽሉ እንታይ ከምዘማሓድሩ ሥለዘይፈልጡ ድዩ? ናበይ ይኸዱ? እንታይ ይሠርሑ? ናይ ሥራ ሕ ትሕዝቶ (ጆብ ድስክሪፕሽን) ዓላማ ናይ መገሽኦምን ዘይፈልጡ ድዮም ዀይኖም? ወይሲ ካብቲ ናይቲ ሃይማኖት ወጻኢ ንሕና ኦርቶዶክሳውያን ተዋህዶ ቤተክርስትያን ዘይበጻሕናዮ ምስጥራዊ ሥርሓት ኣለዎም እዩ? እቲ ዝገርም ነዘን ሓሙሳን ሠለሥተን (53) ተጠርኒፈን ክኸዳ ዝፀንሓ እቲ ንዓሠርተ ዓመት ዝተደ ኽመሉ ፃዕርን ኣባ ፅጌ ዓሚ መጺኦም ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ወርሒ ዘይትመል ፋሕ ብትን ኣቢሎም ሓዊ መሊሶምልና ኸይዶም? ሕጂ’ኸ እንታይ ዝተረፈ ኣሎ መንከዩ በዚ ኣባ ፅጌ ዝኣጐድዎ ሓዊ ዘይተለብለበት ቤተክርሥትያን ምእመን ምእመናት ዲያቆናት ካህናት መነኮሳት ጳጳሳት ነንብሥና ንሕተት? ካኅናት ምሥ ካኅናት: ዲያቆናት ምሥ ዲያቆናት: ምእመናን ምሥ ምእመናን: ምእመናን ምሥ ካህናት: ካህናት ምሥ ሠበ ኻ ጉባኤ: ምእመናን ምስ ሠበኻ ጉባኤ: ሠበኻ ጉባኤ ምሥ ኣባላት ቦርድ: ካህናት ምሥ ኣባ ፅጌ (ኣባ ሉቃ ሥ)፡ ምእመናንን ምእመናትን ዲያቆናትን ካኅናት ምሥኣባ ጽጌ (ኣባ ሉቃሥ)፡ እቲ ዝኸፍአ ኸኣ ቤተ ክር ሥትያናት ምሥ ኣባ ጽጌ (ኣባ ሉቃሥ)፡ መንፈሳውያን መነኮሳት ምሥ ኣባ ጽጌ (ኣባ ሉቃስ)ን ሰዓብቶምን: ቤት እግዝኣብሔር ምሥ ኣባ ጽጌ (ኣባ ሉቃሥ)፡ ጳጳሳት ምስ ኣባ ጽጌ: እቲ ዘይኃይማኖታዊ ሥራሕ ምሥ ራሕ ድማ ቤት እግዚኣብሔር ከተፍርሱ ከለኹም ምሥቲ ልዑል እግዝኣብሔር ትብኣሱ ከምዘለኹም ፍለ ጡ ባዕሉ ድማ ፈራዲ ኣሎ። ኣባ መልከጻዲቕ ኣብርሃም ነቲ ኣብ ኢዶም ዝተዋህቦም ውግዘት ጥሒሶም ዝ መጹ:ንነብሶም ብሕጊ ዘይከዱን ሕጊ ዘይቅይዶም ንሕጊ ክምህሩ ሃይማኖት ክመርሑን ኢዮም መጽኦም ክትብሉና ከለኹምሲ ዘሕዝን እዩ። ኣባ ወልደ ገብርአል ኣቦ ናይቲ ገዳም ቆሓይን ኣቦምኔት ከለዉ እዞም ኣባ መልከጼዲቅ ምሥራሕ ከሊኦሞን ኣብ 2005 ዓመተ ምሕረት ፈረንጂ ኣብ ደብረ ቅድስቲ ማርያም ናይ ኤርትራ ኦትቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሥትያን ኣሥመራ ብጉዳይ መርዓ ኔሩና ኣብቲ ቤተክርስትያን ምስ ከድ ና ዘዘንተዉልና ኣብ ገዳም ቆሓይን ከምዝነበሩ ብሠንኪ ኣባ መልከጼዲቕ ምሥራሕ ሥለዝከልእዎም ነቲ ዘመሓ ድርዎ ዝነበሩ ገዳም ገዲፎም ናብ ኣሥመራ ከምዝገዓዙ ሓቢሮምና ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ዝምልከት እውን ብዙ ሕ ዶኩሜንትታት ኣርእዮምና ንሕና ካብ ኣሜሪካ: ካናዳ: ኣውስትራሊያን ኤሮጳን ዝኸድና ሸሞንተ ሠባት ከምዝነበርና ዓይንና ርእዩ እዝንና ሠሚዑ እዩ። ጕሂና ሓዚንናን ናብ ቦታና ተመሊሥና። እቲ ዝገረመናሥ መለስ ዜናዊ ሕብሪ ዓይንኹም ደሥ እተዘይበልኩምናስ ካብ ዓድና ክትወጹ ኣለኩም ኢሉ ኤርትራውያን ካብ ብኃፈሳምኦም ዘጥረይዎ መሬቶም ሠጒጕዎም : ኣባ መልከጼዲቕ ዓጋመ ኸድኣ እንታይ ተልእኮ ኣለዎ እዩ ንኤርትራውያን ኣቦታትና ኣብ ገዛእ መሬቶምን ዓዶምን ካብ ገዳሞምን ዘባርርዎምን እንታይ ሥለ ዝዀ ኑ እዮም። ኣባ ፅጌ ( ኣባ ሉቃሥን) ኣባ ባሲሎሥን ኣባ ክብርኣብ ኣብ መስከረም 2015 ይርብሸና ኣሎ ኢሎም ሥለዝኸሠሥዎም ኣባ ክብርኣብ ድማ ኣብ ቀይዲ ይርከቡ ኣለዉ። ከሠሥቲ ድማ ኣባ ጽጌ (ኣና ሉቃሥ) ኣባ ባሲሎሥን እዮም ክትፈልጥዎ ዘለኩም። እታ ናይ ሓሶት ወረቐት ድማ ክታም ናይ ኣባ ጽጌ (ኣባ ሉቃሥ)ን ኣባ ባሲሎሥን እዪ ዘለዋ እዚ ድማ ካብ ውሽጢ ናይ ኃይማኖታዊ ጉዳያት ዝረኸብናዮ ዶክሜንትታት ኢዩ። ኣባ ፅጌ (ኣባ ሉቃሥ) ንገለ ናይ ውሽጢ ዘይኣመንቲ ብጉቦ ጌሮም ኣብ ቀይዲ ኣብ ሓሙሻይ መደበር ኣብ ኣሥመራ ተኣሲሮም ኣለዉ። እዚ ዓጋመ ድማ ብኣባ ፅጌ ( ኣባ ሉቃሥ) ተመዚዚ ንገዳም እንዳ ኣቡነ ዮናሥ ቖሓይን ወኪሉ ኣባል ናይ ኤ/ ኦ/ ተ/ ቤተክርሥትያን ዀይኖም ዕግርግ ር የእትዉልና ኣለዉ ኣብታ ናይ መጀመርያ ኣኼባ ምሥ ኣባ ፅጌ ዝገበርዋ ድማ ንጳጳሥ ሃገረ ሥብከት ናይ ሕ/መ/ኣ/ካናዳን ካብ ጵጵሥና ማዕርጉ ይውረድ ኢሎም ወሲኖም። እዚ ኩሉ ድማ ኣባ ጽጌ ( ኣባ ኣባ ሉቃ ሥ) ኣውራጃዊ: ዓሌታዊ: ወገናዊ ካብ ድሑር ኣተሓሳሥባ ዝተበገሠ ኣሕዋተይን ኣሓተይ ኣብ ስልጣን ከለ ዉኒሥ ይጠቐም ድኣ ሥልጣነይ እውን የሥፋሕፍሕ:ቤተሠበይ ይጠቐሙ: ንዓይ ዘይሠምዑ እንዳ ፖሊሥ ብቝንጨ ትዃን ይበልዑን ይሳቐዩን ዝብል መምርሒ እዮም ሒዞም ዝጐዓዙ ዘለዉ። ክንደይ ካህን ብእኦ ምን ሠዓብቶምን ዘይተኻላበተ ካብ ዘይተቐንጠጠ። ይፍተዉ ኣይፍተዉ በቲ ቃለ ኣዋዲ ክምርሑ’ዶ ኣይም ተገብአን? መራሕ ሃይማኖት ኰንካሥ ካብ ኣድልዎን ብልሽውናን ነጻ ክትኸውን’ዶ ኣይምተገብአን? ኣባ ፅጌ (ኣባ ሉቃስ) ግዳ ናይ ጥፍኣት መገዲ ሒዞም ሥለ ዘለዉ በቲ ንሶም ዘምፅእዎ ሥድራ ቤታት ተበታቲነን ኣ ለዋ። “ዝብእሥ ብዓጽሚ እተገድገደ ብሥጋ እተመርወ ዝብላዕ ኣሎ እንተበልዎሥ ኣበይ ከይበለ ጐየዬ ይብሃል እሞ” እዚኣቶም ድማ ንኣሜሪካ ምስ ሰምዑሥ ንምንታይ ንኸይድ ኣሎና ናበይ ንኸይድ ኣሎና ከይ በሉ ትኬት ቘሪጺካ ዘብዘብ።
    ነዚ ኩሉ ርእዩ እግዚኣብሔር ባዕሉ ይተዓረቐና ኣሜን።

  • Mulu giorgis November 4, 2018

    Iwe Izi neger weddi dimitros abti mulum’mhidar nay tewahdo bettecristianat ms metse e u zitegemere. Ab nai had hid zei mfitaw zemtsie.
    Woddi Dimitros wrote and published a booklet similar to that of chairman MAO’s “red book’, around 2015. The booklet contains devisive statements among the two religions. Instructions for a Tewahdo Priest the do’s dont’s during intermarriage, baptism, funerals, dining, slaughtering animals for church celebrations and so on.
    Basicaly it prohibits the Tewahdo Priest from drinking a cup of water from Catholic’s house. Shame Shame……..!

Post a Reply to desale habtu Cancel Reply