Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህግደፍ ሸቃጥ ኩሊት

  ህግደፍ ሸቃጥ ኩሊት ብደቅ ሰብ ኣይትጻወት ተስፋማርያም ወ/ጎዮርጊስ 29/03/ 2013 Norway ረኻቢት መከራ ተካሊት ኣደ ውሉዳ ብህግደፍ ምስ ሰንበደ ናተይ ብዝበሎም ምስተዋረደ ኣብ ዘይፈጽጦ ዓዲ ሃጺሉ ኸደ ሽግሩ ከቃልል ኢሉ ዝተሰደደ መልኣከ ሞት ተቐቦሎ ዝገደደ ህግደፍ ዝወለዶ ሲናይ ዝዓረደ ኣድብዩ ተጸብዩ ብሴፍ ብጉራደ ናረአ እና ሰምዐ ብደዉ

 

ህግደፍ ሸቃጥ ኩሊት

ብደቅ ሰብ ኣይትጻወት

ተስፋማርያም ወ/ጎዮርጊስ

29/03/ 2013 Norway

ረኻቢት መከራ ተካሊት ኣደ

ውሉዳ ብህግደፍ ምስ ሰንበደ

ናተይ ብዝበሎም ምስተዋረደ

ኣብ ዘይፈጽጦ ዓዲ ሃጺሉ ኸደ

ሽግሩ ከቃልል ኢሉ ዝተሰደደ

መልኣከ ሞት ተቐቦሎ ዝገደደ

ህግደፍ ዝወለዶ ሲናይ ዝዓረደ

ኣድብዩ ተጸብዩ ብሴፍ ብጉራደ

ናረአ እና ሰምዐ ብደዉ ተሓርደ

 

ወዳ ኣፋንያ ብልባ ዘይቀሰነት

እንታይ ይካየድ ዘይፈለጥት

ንኣምላኻ እናለመነት ብጸሎት

ወዳ ክነብር ብሰላም ኣብ ስደት

ታይ በለት ሞይቱ ምስ ሰምዐት

 

ኣውያት ኮነ ሓዘን ርእሳ ነጸየት

ሰማዒ ኣብ ዘይብላ ሃገረ ባርነት

ዕጡቕ ስረ ዘይብላ በዓል ሓሞት

ኩላ ብህግደፍ ሪዒዳ ዝባህረረት

ንይምሰል ጥራይ ስረ ዝተዓጠቐት

ናረአና ናሰማዕና ሰብ ክሕረድ

እንስሳ ቆጺሩና ህግደፍ ዕቡድ

ኩሊትና ሸይጡ ክሳዱ ከርጉድ

ሰይጣን ዝሰረሮ ተረግመ ዕብድ

ዓለም ምስ ኣገዶ ኹሊት ክነግድ

መጻወት በደው ራሻይዳ ገሩና

ነዛብእ ብሔረ ኤርትራ ይብሉና

ህግደፍ ዝተላወጦም ብበንዚና

ካልእ የለን 8ተየን ብሔራትና

ክምኡውን 8ተየን ኣውራጃታትና

ኣይጎድላ ኣይውስኻ ፈቲና ጸሊእና

መን ፈቒዱሉ ህግደፍ ዝውስነልና

ድቓላ ዓረብ የለን ኣብ ብሔራትና

ገዳፊ ዝለኣኾም ህዝብና ከንብዑ

ውዕል ምስ ህግደፍ ተሰማሚዑ

ንንጹህ ህዝብና ብኣብረ ከጋፍዑ

ሓሪዶም ዘዝወለድናዮም ክበልዑ

ደቀን ዝጠፍኡወን ይበኽያ ይነብዓ

ምናዳ ምናዳ ወለዲታ ሕጻን ቆልዓ

ኣወ ንመላእ ዓለም ኣብኪያ ኣንቢዓ

ጨካናት ከውሒ ልበን ግን የጣቕዓ

ኤረና ኩሑሎ ሎም ዘመን ሓዲኡሎ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • Thomas April 1, 2013

    Yes, HGDF has been magnanimous to these traffickers. It is saddening to see them selling our precious young brothers and sisters for just 30K.

  • OROMAI ERITRA April 1, 2013

    Brother Tesfamariam ,

    As always realistic ,touching & fantastic…with slight correction…”ድቓላ ዓረብ የለን ኣብ ብሔራትና “actually most Eritreans as well Ethiopian Semetic ethnics are byproducts of Jewish – Arabic heritage..including Turkey…but, I know ,what you wanted to say…keep up….You are brilliant.

    • Ali-lol April 2, 2013

      It is too racist to say like that. And, yet Rashaida are Arabs, too. Or the author forgot them as part of Eritrea? I found the author to be guilty of systematic killing of Rashaid ethnic group. lets wait and soon he will try to kill the other lowlanders as part of the non-Eritreans. Assenna needs serious editor who fights against racism and bigotry. if we keep on scrutinizing Eritrean ethnic groups esp the lowlanders there will be a serious problem to the coming Eritrea. wake up assenna.

  • Daniel April 3, 2013

    Shame on you wedi hawu NiMehari Misgenna

POST A COMMENT