Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህጹጽ፡ ህዝባዊ ጻዋዒት ንኒው-ዮርክ ሰላማዊ ሰልፊ (Public Call for Eritrean New York Demonstration

ህጹጽ፡ ህዝባዊ ጻዋዒት፡ እዚ ዝስዕብ ህዝባዊ ጸዋዒት፡ ነቲ ኣብ ኒው-ዮርክ፡ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ንኣብ ሙሉእ ዓለም፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝነብሩ ደለይቲ ለውጢ ኤርትራውያን፡ ንምዝኽኻር እዩ። ሓደ ካብቲ! ብርክት ዝበለ መደባት ሰላማዊ

ህጹጽ፡ ህዝባዊ ጻዋዒት፡

እዚ ዝስዕብ ህዝባዊ ጸዋዒት፡ ነቲ ኣብ ኒው-ዮርክ፡ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ንኣብ ሙሉእ ዓለም፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝነብሩ ደለይቲ ለውጢ ኤርትራውያን፡ ንምዝኽኻር እዩ። ሓደ ካብቲ! ብርክት ዝበለ መደባት ሰላማዊ ሰልፍና ድማ፡ ነቲ ብመርማሪ ኮምሽን ሕቡራት መንግስታት፡ ቀሪቡ ዘሎ ጸብጻብ ንምድጋፍን፡ ሕሰምን መከራን ህዝብና፡ ድማ፡ ንመራሕቲ ዓለም፡ ብዓውታ፡ ንምንጋርን፡ ንምስማዕን እዩ።

ተመዲቡ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ፡ “ ናይ ህዝቢ፡ ብህዝቢ፡” ስለ ዝኾነ፡ ብዓወት እተሰላስሎ፡ ህዝባዊት ሽምግለ ክትምዘዝ፡ ስለ ዘለዋ፡ እተን ገና ወከልተን ዘይመረጻ ከተማታት፡ ሓደ ዝውክለን መሪጸን፡ ነት ተመዲቡ ዘሎ፡ ናይ ኣኼባ መዓልቲ፡ ክሳተፈኦ፡ ብልዑል ኣኽብሮት ንጽውዕ።

መዓልቲን፡ ሰዓትን፡ ኣኼባ!

4 ነሓሰ 2016 ( on 4th of August 2016 at 8:30 PM Eastern Time be on time)

ሰዓት 8፡30 ናይ ምሸት ብናይ ኒው-ዮርክ ኣቖጻጽራ።

ምልኪ ይፍረስ!!
ፍትሒ ይንገስ!!
ግዝያዊት ኣዋሃሃዲት ሽማግለ
newyorkdemo@gmail.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT