Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብወግዒ ስርሑ ጀሚሩ፡

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/1st-Day-News.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
6 COMMENTS
  • THE NOBLE TEACHER December 16, 2014

    ክቡራት ደቀይን ንኣሽቱ ኣሕዋተይን፣

    ናይዞም ኪዳን መልሲ ኣቐዲመ ክነግረኩም፣ሰሙን ኣብ ዘይመልእ ጊዜ ክትወጽእ እያ ።ከምዚ ድማ ክትብል እያ።
    ___ነቲ ዝነበረ ፍልልያትን ምትእትታው ህግደፍን ብንቕሓት ብምምካት ኪዳን ኣብ ዝገበሮ ዕዉት ኣኼባ ፣እቲ እንኮ ጸላኢ ኤርትራ ዝኾነ ህግደፍ ብሓይሊ ተቓለስቲ ደቁ ምድርዓም ጥራይ ምዃኑ ንመበል 365 ግዜ ገሊጹ።ካብቶም ዝት ኣከቡ ሰባት 98% ጀብሃ ነበር ካብ 90 ክሳዕ 130 ዝዕድሚኦም ክርከቡ ከለዉ ክልተ መንእሰያት ደቂ 70 ድማ ተረኺቦም።ንህዝቢ ኤርትራ እኳ ብዙሕ እንተዘይገደሰና እቲ ንብላሽ ሙታንታ ግብጺ ኴንና ክሳዕ 1981 ብረት ሒዝና ኮለል ዝበልናዮ ከይዓብር ምእንቲ ነብስና ኢልና ንገብሮ ቃልሲ እዩ ክብሉ ሙርኩሳቶም ብምድጋፍ ገሊጾም። ኣኼባ ብዓወት ተዛዚሙ።

  • ኣርዓዶም December 16, 2014

    `ኣንታ መኒኻ መኒኻ ድሓን ኣይትእቶ
    ንሓይሊ ቓልሲ ንድሕሪት ትጎቶ` በለት ድምጻዊት ኣልማዝ። ሕጂ ድማ እቶም ንቓልሲ ንዓመታት ንድሕሪት ጎቲቶም ሃገርናን ህዝብናን ዕድልናን ዘምከኑና፡ ሎሚ ት ኣከብና ጽባሕ ጽሓፍና እንተበሉ፡ ኣብ ግብሪን ኣብ ባይታን ክሳብ ዘይገጠሙ፡ ንዓና ኩሉ ሓደ ኢዩ። እታ እንኮ ዕድልናን ተስፋናን ግን በቶም ድሮ ኣብ ባይታ ብምውራድ፡ ሕሰም ህዝብና ክቕንጥጡ ዝተኣኻኸቡ መንእሰያት ሰራዊት ሕድሪ እምበር፡ ካልኦት በይካ ናይ ወገንን ሃይማኖትን ስልጣንን ትዕቢትን ካልእ ዘለዎም ኣይኮኑን።
    ሕጂ`ውን ብዛዕባቶም ቓልሲ ንኸይስጉም ንዓና ካብ ቓልሲ ዝኣለዩናን ንሓፋሽ ህዝቢ ` ኣለና ` እንዳበሉ ንዓመታት ንተቓውሞ ከም መራሕትን ኣለይትን መሲሎም ንድሕሪት ጎተት ዘበልዎ፡ ኢዶም ኣይስኣኑ፡ ዝሕተቱላ ግዜ`ውን ርሑቕ ኣይኮነን።
    መንእሰይ ኤርትራ፡ ኣይትዛህልውል፡ እዚ ኦም ኢሳያስ እንዳበሉ ኣብ ወንበር ክቕመጡን ክመቱን ዝደልዩ፡ ውሽጣውይን ህግደፍ ምዅኖም በቲ ንህዝቢ ኣለና እንዳበሉ ኣንጻር ቓልሲ ብምኻን፡ ኣብ ዝጥዕሞም ቦታ ተቐሚጦም ጎተት ዘበሉናን ካብ ናይ ህግደፍ ብዝኸፍእ ጊጅል ኣውን ኣውራጃውን ሕማም ዘለዎም፡ ብዘይካ ነታ ዝበልዕዋ ካልእ ዘይርእዩ ሓሰውቲን ጃጀውትን መራሕቲታት መሰል ኢዮም። ስለዚ መንእሰይ ኤርትራ፡ ንስኻ፡ ዝበሉ ይበሉ ንቕድሚት ሰጉም፡ ኣብ መስመርካ ከመጹ ተኾይኖም`ውን፡ ዋላሓንቲ ምኽሪ ይኹን ማዕዳ ካብዞም ስንኩላን ጸላእቲ መንእሰያት ከይትጽበ ሓደራ ይብለካ። ንልዕሊ 10 ዓመታት ንቓልሲ ጎተት ዘበልዎን ዕድሜናን ዕድልናን ዘባኸኑን ብወገ ዝፈለዩናን ስሱዓት ዓይነት ፍጥረት ምዅኖም ኣስተውዒልካ፡ ተረዳእ ናቶም መገዲ ከይትኸይድ ሃገር`ውን ካብ`ዚ ዘላቶ ሽግር ናብ ዝገደደ ከይትኸይድ ተጠንቐኹ። ኩልና ደለይቲ ጽቡቕ ሃገርናን ህዝብናን`ውን ኣብ ጎንኻ ኣብ ኮኒ እዚ መንእሰይ ኤርትራ ሰራዊት ሕድሪ ከም ዘለና ዘክር።
    እንተዞም ናይ ዋዕላን ኣኼባን ግን ግደፎም ኣመሎም ኢዩ፡ ንልዕሊ 10 ዓመታት ብህግደፍ ክምርሑ ዝጸንሑን ዘለውን ሓሰውቲ መራህትታት ወይ ገደይም መሰል መዝለቕቲ ስረታት ኢዮም።

  • AHMED SALEH !!! December 16, 2014

    For how long can we afford to convoy none walking talk while the country keep falling ?
    We preach for unity on one side and we split by
    forming splinter groups on the other side . To
    speak for myself ; I am lost from following various civic and political organizations and sometimes it gets frustrating .

  • DEBR SINA December 17, 2014

    Dear Assembly Members
    I wish you full victory, but please do not tell us only the victory , also the failure. Victory is victory. Yes, of course, we strengthen the victory. we need it badly. But We should also need to know the failure, which can be corrected by people. Hiding the failures always leads to failure. The best Example is HGDEF. They have been telling us full victory when they have conducted meetings. They always hide the truth, and no body knows. as a result they lead us to the deep failure.
    God Bless you

  • Zeray December 17, 2014

    First things first:

    The Eritrean people had spoken in one voice via constitution that was ratified in May 1997. Who ever comes cannot be bigger than the voice of the people (constitution), therefore, unless this “Eritrean National council” makes the constitution as their foundational document to govern and be governed then their credibility will be tarnished, and will not be any different than Issayas who trashed our voices. They must declare the constitution to be their common manifesto for people to follow or be part of.

  • ኢande December 18, 2014

    ኣስተውዕሉ መራሕቲ ባይቶ ብፍላይ ኣቦመንበር ባይቶ ምስ ምክትልካ”ጋል ወሓላሉ’ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተዓመታት እንታይ ኣፍሪኹም?ንስኻይኩም ኣብ ክንዲ ንመራሕቶ ባይቶ በብጊዜኣኡን ብመደብን እንዳኣከብኩም ባይቶ ግቡእ ስርሑ ከተስርሕዎ ትጽዕሩ ኣብ ጭው ዝብርለ ናይ ስልጣን ውድድር ኣቲኹም ምስ ፈጻሚ ኣካል ባይቶ ተስፋ ሕዝቢ ኣጸልሞትኩም ጸኒሕኩም፡፡ ፈጻሚ ኣካል ባይቶ ቅድሚ ጊባኤ ንዝጸውዖ ናይ ንተኣከብ ጻዊዒት ኣብ ዌብ መስከረም ዝሃብኩሞ መልሲ ምስቲ በብአዋኑ ናብ ፓልቶክ እንዳቐረብኩም ይገብርዎ ዝነበርኩም ሓላፍነት ዝጎደሎ መግልስጺታትን ኣብ ዘይሓላፍነትኩም ብምድያብ ብገንዘብ ንጹሃን ኣብ ኣሜሪካ ዝገበርኩሞ ናይ ዕረፍቲ ዙረትን ነቦ መንበር ፈጻሚ ካብ ሓላፍነቱ ከተውርድዎ ምፍታንኩምን ተደማሚሩ ክትመርሒ ብቕዓት ከምዘየርኣኹምን ምስክር ኢዪ።
    ኣቦ መን በር ፈጻሚ ኣካል እውን ግልጽነት ረሲዕካ ንትጽቢት ህዝቢ ብምዝንጋዕ ንባይቶ ረሚስካዮ ጸኒሕካ።
    ሕጆ ክልተኺም ኣካላት ኣብቲ ጉባአ ብኽብረትኩም ንነብስኹም ኣግልሉ፡ ህዝቢ ኩነታትኩም ፍጊዕ ኢልዎ ኢዩ። ወፍሓንኩም

POST A COMMENT