Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህጹጽ ጻውዒት ንኹሉ ተቓላሳይ ንፍትሕን ደሞክራስን ተንስእ ተላዓል ህዝብኻን ሃገርካን ንምድሓን

ህዝቢ ኤርትራ፣ ዋላ'ኳ ብኸቢድ መስዋእቲ ኣማኢት ኣሽሓት ክቡራት ደቁ ዝተረኽበ ናጽነት ሃገርና ክዉን እንተገበረ፡ ዝሓለፈ 25 ዓመት፡ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኯይኑ ብሰሪ ገባትን ጨቋንን ስርዓት ህግደፍ ከምኡ`ውን ሰኣን ሓያልን ብቑዕን ዝተጠርነፈ ህዝባዊ ውደባ ዘይምህላው ዋንነት ስልጣን

ህዝቢ ኤርትራ፣ ዋላ’ኳ ብኸቢድ መስዋእቲ ኣማኢት ኣሽሓት ክቡራት ደቁ ዝተረኽበ ናጽነት ሃገርና ክዉን እንተገበረ፡ ዝሓለፈ 25 ዓመት፡ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኯይኑ ብሰሪ ገባትን ጨቋንን ስርዓት ህግደፍ ከምኡ`ውን ሰኣን ሓያልን ብቑዕን ዝተጠርነፈ ህዝባዊ ውደባ ዘይምህላው ዋንነት ስልጣን ህዝቢ ተጨውዩ፡ እቲ ኩለ ዝተኸፈሎ መስዋእቲ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዝሓሸ ህይወት መቐረት ናጽነት ከግህደሉ ኣይከኣለን።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT