Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ልኡኻት መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ ኤርትራ ብምኻድ ምስ ሰበስልጣን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዕላዊ ርከብ ከምዘካየዱ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ኣረጋጊጾም።

እቲ ርክብ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኳ ተመዲቡ እንተነበረ፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ፍቓደኛ ከምዘይኮነ ድሕሪ ምግላጹ፡ ኣብ ክንድኡ ክልተ ወኪላት ማለት፡ ኣምባሳደር ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኣመሪካ ዝነበረ ሰመረ ርእሶምን ኣፈኛ ናይቲ ስርዓት የማነ ገብረመስቀል (ቻርልን) ምስቲ ናይ

እቲ ርክብ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኳ ተመዲቡ እንተነበረ፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ፍቓደኛ ከምዘይኮነ ድሕሪ ምግላጹ፡ ኣብ ክንድኡ ክልተ ወኪላት ማለት፡ ኣምባሳደር ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኣመሪካ ዝነበረ ሰመረ ርእሶምን ኣፈኛ ናይቲ ስርዓት የማነ ገብረመስቀል (ቻርልን) ምስቲ ናይ ኣመሪካ ልኡኽ ተራኺቦም ተዘራሪቦም።

 

ኣብቲ ዝርርብ ብመንግስቲ ኣመሪካ ዝቐረባ እማመ ዲፕሎማስያዊ ርከብ ክልቲኤን ሃገራት ካብ charge de affairs ናብ ደረጃ ኣምባሳደርነት ክብ ክብል ኳ እንተነበረ፡ እቶም ወከልቲ፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ቅሩብ ከምዘይኮነ ነቶም ሰበስልጣን ኣመሪካ ምስናይ ይቕሬታ ከምዝገለጹሎም እቲ ሓበሬታ የረድእ።

 

እቲ ካልኣይ ነጥቢ ዝርርቦም ብዛዕባ ምህናጽ ሓድሽ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ከተማ ኣስመራ እዩ ነይሩ። ኣብዚ ጉዳይ`ዚ ግን፡ በቲ ወከልቲ ኢሳይያስ ንጹር ተቓውሞ ይኹን ደገፍ ከምዘይተራእየ እቲ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Haika December 31, 2019

    The news indicates that it is America begging Issaias for reconciliation not Issaias.
    That will make poor Issaias negotiating from a point of strength. If not, explain to me ..

  • Hdrisuehalalmariet December 31, 2019

    The Genocidal impostor isaias afework will not allow for USA Ambassador to reside in Asmara , lest his Heinous Crime Against Humanity he has been perpetrating behind walls of secrecy will come out to the open.

    But remember the current president of the USA is not Obama, the Obama who let the impostor isaias afewerk off the hook from indictment for Crimes Against Humanity by the UNHRC. NO NO. He is Donal Trump who will take the rebuff by the impostor as a serious affront to the Presidency of USA. The repercussion will soon reverberate and the house of Cards of the impostor will collapse in the very near future.

    My Fellow Eritreans

    The impostor isaias afewerk, antogonizing President Donal Trump, has expedited his own doom and demise. 2020 is an incarnation of 1991. Prepare to celebrate and to sing a song….Free at last, free at last….. over the graves of the impostors. Mark My Words

  • Abeba January 1, 2020

    ተደንግጹ ፕረሲደንት ዑመር ገለን ፕረሲደንት ትራምፕን ዉን እኮ ሓደ እዩ ማዕርጎም።
    ኣመሪካውያን እዉን እንተኾኑ ምስ መዛንኦም ተራኺቦም ይኸዱ።
    ካብ ሰማይ ዝወረዱ ፍጡራት ከም ዘይኮኑ ክትፈልጡ ኣለኩም።
    እቲ ተቕርብዎ ቁሩብ ጥቃ ሓቂ እንተዝኸዉን ንዓኹም ምሓሸኩም።
    ፖሊሲ መንግስቲ ኤርትራ ዘዝመጸ ክቕበል ካብ ስርሑ ዝቦኩር ከም ዘይኮነ ክንጽረሉም ኣለዎ።
    መግለጺታትኩም ን ኣብ 14 ክፍለዘመን ዝነበረ ሰብ እዉን ከእምን ኣይኽእልን።
    ኣዚለ ኣዚለ ኣዚለ________________

  • Selam January 6, 2020

    ኣመሪካውያን እዉን እንተኾኑ ምስ መዛንኦም ተራኺቦም ይኸዱ።
    ካብ ሰማይ ዝወረዱ ፍጡራት ከም ዘይኮኑ ክትፈልጡ ኣለኩም።
    እቲ ተቕርብዎ ቁሩብ ጥቃ ሓቂ እንተዝኸዉን ንዓኹም ምሓሸኩም።
    ፖሊሲ መንግስቲ ኤርትራ ዘዝመጸ ክቕበል ካብ ስርሑ ዝቦኩር ከም ዘይኮነ ክንጽረሉም ኣለዎ።

Post a Reply to Abeba Cancel Reply