Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? – ሓዋርያዊ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ።

“ብእምነት ናይ ሓቂ ደቅና’’ ናብ ዝኾኑ ምእመናንን፣ ናብ ኵሎም ሰብ ጽቡቕ ድላይን፣ ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን፣ ካብ ክርስቶስ ኢየሱስ ጐይታናን፣ ጸጋን ምሕረትን ሰላምን ምሳኻትኩም ይኹን።1 ብትንሣኤ ክርስቶስ ኣብ ልዕሊ ኃጢኣትን ሞትን ዓወት ዝተረኽበሉ፡ በዚ ዘመነ ትንሣኤ ብጐይታ ኣብ ብርሃን

“ብእምነት ናይ ሓቂ ደቅና’’ ናብ ዝኾኑ ምእመናንን፣ ናብ ኵሎም ሰብ ጽቡቕ ድላይን፣ ካብ እግዚኣብሔር ኣቦናን፣ ካብ ክርስቶስ ኢየሱስ ጐይታናን፣ ጸጋን ምሕረትን ሰላምን
ምሳኻትኩም ይኹን።1 ብትንሣኤ ክርስቶስ ኣብ ልዕሊ ኃጢኣትን ሞትን ዓወት ዝተረኽበሉ፡ በዚ ዘመነ ትንሣኤ ብጐይታ ኣብ ብርሃን ምእንቲ ክትህልዉ፡ፍረ
ብርሃን ዝኾነ ጽድቅን ሓቅን ክትለብሱ (ኤፌ.5፡8-9 ረአ) ሠናይ ትምኒትና ንገልጽ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
61 COMMENTS
  • abraham June 11, 2014

    The miltary leader could do some thing
    Now to help their people now.
    But from pfdjaian commanders we do not expect any signifciant action. Because they bettrey the people of Eritrea and they stand at the helm of DIA.

    Like Sibhat Ephream
    Flipos Yohanes
    Hile Samuel /now the dictator throw him/
    Teklay Habteslus
    Abraha Kassa
    These guys they are pupets of DIA
    DIA is aviced to continue his brutality and crulity by

    Yemane Gebreab
    Yemane Gwbremeskel
    Hagos Kisha
    Eden Fasil
    Neverthless they are two faces of one coine with DIA

    Abraham

  • Teclay June 12, 2014

    “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? – ሓዋርያዊ መልእኽቲ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ። ”

    The long awaiting call! it is very important call,something is better than nothing,the catholic fathers deserve applause in this defining time of our history as people. The much bigger Orthodox Tewahdo church must stop the unnecessary division of the regions instead follow the catholic fathers for its own credibility.
    Having said that it comes too late to make any significant difference:
    -The idiotic Ghedli should have been condemned from day one of its birth.
    -The fight against this Ghedli should have been led not by the rest of Ethiopians but by Eritreans( as Quhaien,Denbelas,kunama) as Eritreans have been the primary victims of the madness.
    -The school drop outs and the 1st year university students should have been told. ,,, Hi kids ! you had better study your Maths and English lessons properly you know nothing abut history ,,,
    -The clue less students should have been told. ,,, You ignorant student! you want be Che Guevara? go fight along Che international or with the Terrorist Arafat but not in our land and not in the expense of our lives.,,,,

  • Meretse Asmelash June 12, 2014

    መጀመርያ ንዅሉኩም እቶም ኣብ መርበብ ኣሰና ይዅን ኣብ ካልኦት መርበብ ኣቲኩም ኹነታት ሃገርኩም ንእትከታተሉ ኣሕዋትን/ኣሓትን ምስጋና ይብጻሕኩም።
    ናይ ግድን ኣይኮነን ኣብ ዝኮነ ዝወጽኡ ጽሑፋት ወይ ስለኦም ኣብ ዝጸሓፉ ሪእቶታት ክንሰማማዕ። ይኹን’ምበር እዚ ይሓይሽ ፣ እዚ’ምበር ይሓሽ እንዳተባሃልካ ምካድ ግን ንባዕሉ — ናይ ምክእኣል ባህሪ እንዳወነንካ ስለ እትከይድ ሓደ ጸጋ እዩ።
    ሪእቶ–ብዛዕባ’ዚ ኣብ ላዕሊ መልእክቲ

    ዞሞ ድንጕካ እንደሞ።

    ሓደ ሓኪም ንሓደ ሕሙም ክፍውስ ኣብ ዝተጸዋዓሉ ግዚ ምስቶም ኣፍ ኣርክቡ ተባሂሎም ዝተጸውዑ ግዜ ኣይኮነን ክመጽእ ዘሎዎ። ብዝተረፈ እቲ ሓኪም፡ ሓኪም ምዃኑ ተሪፉ “ቀባራይ” ዝከውን። ኹሉ ዝሰርሕ ኣብ ግዝይኡ እዩ። ሓውካ ከይወድቅ ክትድግፎ ዓቅሚ እንተሃልይዃ ኣብ ሰዓቱ ፤ ብዝተረፈ ክሳብ ዝወድቅ ኢድካ ኣጣሚርካ ጸኒሕካ ምስ ወደቀ ኣላዑሉኒ ምባል ግን ምስ ምንታይ ከም ዝቝጸር ንፈራዲ ገዲፈዮ ኣሎኹ።

    ኣብ’ዚ ውሽጢ 23 ዓመት ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የሎን። ዋጋ እቲ ኹሉ እከይ ተግባራት ግን “ስቅታ” ተመሪጹ እዩ ጸኒሑ። ሎሚ ሃገር ወዳን ጓላን ዅቦ ደርብያትላ ምስ ሃደመት ኣፍ ክክፈት ተጀሚሩ። ብሓቒ እዚ ቕኑዕን ፍትሓውን መእክቲ ቅድም ኢሉ እንተ ዝወጽእ ኔሩስ ክንደይ ነፍሳት ኮን ምደሓና?

    ሎሚ ናይ ኣቤተ ቤተ-ክርስትያን ዶዎል ተድዊለን ካብ ዕጹው ገዛውቲ ዝሳልም ኣማኒ ምስ ቦዅረን፡ ዝመርዖ መንእሰይ ምስ ጠፍኤ፡ ዝጥመቕ ቆልዓ ምስ ተስእነ-ኮታ ዓድታት ናብ ቦዱ ምስ ተቀየራ እንሆ መልእክቲ ክህነት ተባሂሉ ዝጽዋዕ ጽሑፍ ተዘርጊሑ።
    እንተ ስለ ሓቒ፡—
    ዋላዃ እቲ መልእክትኩም ዝወጾ እንተዘይብሉ ምስ’ቲ “ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ” ዝብል ብሂል ከይዛምዶ ንፈርሓሉ።
    እንኮ መልእክቲ ደርቢኩም ስቅ እንተልኹም ከኣ ፣ ዝምድናኩም ምስ እቲ ሓንቲ መዓልቲ ግራት ሓሪሱ እቶት ዝጽበ ሓረስታይ ከይተኣሳሰረ ኮቶ ኣይተርፍን። ስለዚ ነዚ ካብዚ ሰናይ ዘርእኩም ሰናይ ምእንቲ ክሕፈስ ምክትታል ከድልየኩም እዩ።
    ኣምላክ ምስ በዓል ቅኑዕ ይዅን!

  • መቶ June 13, 2014

    ሰላም ኩሉኹም ኢርትራውያን ኣስላምን ክርስትያንን ብፍላይ ከኣ ካቶሊካውያን አዚ (ኣርባዕቲኣኦም) ኣቡናትና ዝወሰድዎ ናይ ሰላምን ፍትሕን ሕድነትን ወዘተረፈ ጻውዒትና ምኻኑ ክንኣምን ይግባአ፡፡
    ቤተክርስያና ሎሚ ዘይኮነስ ካብ ኣነ ዘርከብኩሉን ዝዝክሮን ማለት ኣብ መጀመርያ ሰብዓታት ዝነበሩ ኣቡን ጎይታና ኣቡነ ኣብራሃ ፍራንስዋ ነቶም ዝነበሩ ስርዓታት(ክልተ) ገዛአቲ ንጉስ ሃይለ ስላሴን ደርግን (መንግስቱ) ብዘይ ፍርሕን ንሓፍነትን ነዞም ስርዓታት ኣብ ስብከቶም ይነቅፉን ይወቅሱን ይግስፁን ከም ዝነበሩ ከምዚ ሎሚ ይዝከርኒ፡ ታሪኽ ቤተክርስትያን ካቶሊክ ኤርትራ ዝምስክሮ አዩ፡፡
    አሞ በዚ ሎሚ ኣቡናትና ዝወስድዎ ጻውዒት ዕጉብን ኩሩዕን አየሞ ከማይ ክትኮኑ አናተመነኹ ኣብ ጾሎትና ንዘክሮም፡ ካህናትና ኸኣ ነዚ መልእቲ ኣቡናትና ኣብ መስዋእተ ቅዳሴኹም ኣብ ስብኸትኩም ከተቃልሕዎ ብትሕትና ምእንቲ ሰላምን ፍትሕን ይልምነኩም፡ ጥርጥር የብለይን ሓላፍነትኹም ምኻኑ ፈሊጥኩም ኣብ ሰብኩትኩም ከም አትዝክሩዎ፡ ምኽንያቱስ ደቂ ካተሊካዊት ቤተክርስትያን ስለዝኾንኩም!! ደቂ ኣቡነ ኣብርሃ ፍራንስዋ ስለዝኾንኩን!! ደቂ ኣባ ኣጎስቲኖ ተድላ ስለዝኾንኩም!! ፍረ ናይ ቤትክርስትያን ስለዝኾንኩም!! ብዓቢኡ ኸኣ ስዓብቲ ክርስቶስ ስለዝኾንኩን!!!
    የቀንየለይ ሓውኩም መቶ

    • Meretse Asmelash June 14, 2014

      ዝከበርካ ሓው ሞቶ
      ጥዕና ይሃበለይ
      ንሪእቶይ ምርዅስ ብምግባር ዝጸሓካዮ ጽሑፍ ነቢበ ፤ ሓቤረታካ ከኣ ብልክዕ ተረዲኡኒ ክብል ይድፈር።
      ኣነ – እዚ መልእክቲ’ዚ ዝወጾ ዘይብሉ ፡ስርናይ ማና’ዃ እንተኮነ ኣብ ኣንፉን ዕርበቱን ስለ ዝወጸ ከይጕሰስ ፈራሕኹሉ ምባለይ ዝኣምነሉ እዩ።
      ብኣረኣእያይ እዚ ህልቂት ላምፖዱሳ ኣሰንዩ ወጺኡ ኔሩ እንተዝከውን፣ ምስቲ ዓለም ኣብ በረካታት ኣካላት ነብሶም እንዳሰሞዑ ተምንዚዖም ዝተረፈ ቆርበት ከብዶም ብመሽረብ ተስፈዩ ንዓለም ዝቃለሓሉ ዝነበረ እዋን። ምስቲ ይሃርሙና ኣሎዉ፡ ንኣሕዋትና ኣብ ቅድሚ ዓይንና ይጋሰስወን ኣሎዉ እናበሉ “ሰማዒ ዘይብሉ ኣውያት ዘእውዩ” ህጻናት ዘይተጎዝጎዘ ንምባል ዘቅረብክዎ ሃጺር ሓሳብ ናብ ናይ ታሪክ መጻህፍቲ ሃሰስ መሰስ ዘበለካ ኮይኑ ተሰሚዑኒ።
      ንሱስ ናይ መን ኾይኑ ዝብል ሕቶ እንተተላዒሉ’ውን “ናይ ዅሉ” ዝብል መልሲ እዩ ዘሎኒ። ኣነ ከም ኣነ፡ እዚ ቅኑዕን ፍትሓውን ዝኮነ መልእክቲ ካብ ኣየነይቲ ቤተ ክርስትያን ወይ መስጊድ ወይ ቢት መቅድስ፤ ብኣረጋዊዶ ብንኡስ ወጺኡ ኣየገድስንን። ኣነ ዘገድሰኒ እቲ መልእክቲ ኣብ መዓልቱ ድዩ መዓልቱ ኣሕሊፉ?
      ነዚ ክብል ካብ ዝደፍኣኒ ምክንያት ሓደ
      ኣቶ ሞቶ ድሕሪ መእተዊ ጽሑፍካ ነዚ ዝስዕብ ሓሳብ ደርጕሕካ፡–
      “ቤተክርስያና ሎሚ ዘይኮነስ ካብ ኣነ ዘርከብኩሉን ዝዝክሮን ማለት ኣብ መጀመርያ ሰብዓታት ዝነበሩ ኣቡን ጎይታና ኣቡነ ኣብራሃ ፍራንስዋ ነቶም ዝነበሩ ስርዓታት(ክልተ) ገዛአቲ ንጉስ ሃይለ ስላሴን ደርግን (መንግስቱ) ብዘይ ፍርሕን ንሓፍነትን ነዞም ስርዓታት ኣብ ስብከቶም ይነቅፉን ይወቅሱን ይግስፁን ከም ዝነበሩ ከምዚ ሎሚ ይዝከርኒ፡ ታሪኽ ቤተክርስትያን ካቶሊክ ኤርትራ ዝምስክሮ አዩ” ፡፡

      ከምዚ ክትብል እንከሎዃ ቤተ-ክርስትያና ናይ ሎሚ ኣይኮነን። ኣብ ዝተፈላለየ እዋን ዓገብ ከምዝበለት “ኣፋ ጥራሕ ኣይኮነን ምስክራ። ዕለትን ቦታን መንን ዝምስክር ደብተር ኣሎ” በሃላይ ኢካ። ማሕረ። ነዚ ኣይፋል ዝበለ ክሳብ ዘይተረክበ ሎሚ ከምስክር ክቀርብ እንታይ ኣድለየ። ካብ ሱሳታት ጀሚረ መን ዘይተቃለሰ? ምእመናን ፣ ዓበይቲ ዓዲ፤ ተማሃሮ ክሳብ ቤት ትምህርቲ ምዕጻው፣ ስነ ጥበባውያን ብስእሊ ይኹን ብደርፊ..ኾታ እቲ ዝነበረ ሞያ ኣብዚ ዘርዚርካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ኹሉ ከኣኣ ደደብተሩ ኣሎዎ። ንሱ ንተረክቲ።

      … ቤተ-ክርስትያና ናይ ሎሚኣ ኣይኮነን” (ሪእቶ ሓው መቶ)
      ሰናይ። ይልመዳ። እተን ካልኦት ከኣኣ ከምኡ ናብ ሰናይ ይምረሓየን። ምእመናን መልዕሎ ኣይበልኹን።
      እንተኮነስ– እተን ካልኦት ኣቤተ-ክርስትና/ መቅደስ/ መሳጊድ ስብከተን እንታይ ኮን ይነብር?
      ዝነገሰ ንጉስና ዝበረቀት ጸሓይና?
      እዚ ኣበሃህላ’ዚ ምሳለ “ሓበሻ” ስለዝኾነ ንዝኾነ “ሓበሻ” ዝምልከቶ ይመስለኒ፡
      እንተዘይኾይኑ ፈሊዩ ርእሲ ዝሃርም ኣይመስለንን ወይ’ን ንሓደ ነጻ ጌሩ ንሓደ ዘዕብቕ ኮቶ ኣይኮነን።
      ከሕጽሮ
      ኣሐዚ ኣረገኒ ኹሎም……….ግዲ
      ኣብኡ ዝወዓለ በዓል ፋሕ፡ ኣይግድን እንተላይ ፋሕ ደኣ በሉ በለ ከምዝብሃል ..

      “ዝወዓለስ ዅሉ ደኣ ይለለ”

  • Ti June 13, 2014

    zkheberka meretse,
    aqedime selamtay yeqrbelka, qetsile dma neti riItokha riIto khbelu afqdeley,
    melEkhti katolikawyan abunat ezi nay mejemerya aykonen, kemti bzuHat zmskrlu Hade abnet nay abune abrha franswa yTeqs. ab dhri natsanet dma ab 2001 ewanawit melEkhti “egziAbher neza hager yefqra iyu” zerEsta nEshto metsHaf ewn awtsiom. ab sbketom dma kulu gize sle fqri, mkbbarn, bahtlkha zeymTfaEn ysebkun ymEdun.
    slezi eti terifu zelo natom zeleykone natna iyu. Ezi maletey dma, nmejemerya nhna nkebaber, nfaqern nsmern dhriU ema eti n eritrawi regitswo zelo Hayli idu khb mkhanu ayTeraTern iye.
    amlakh nhagena ybarkh

1 3 4 5

POST A COMMENT