Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓደ ኣብ ዕዳጋ ልደት በርሊን ብናይ ጽዕነት መኪና ህዝቢ ብምርጋጽ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ገበነኛ 9 ሰላማውያን ሰባት ክቐትል ከሎ ልዕሊ 50 ከምዘቝሰለ ተፈሊጡ።

ኣብ ሓደ ጽዑቕ ቅርዓት ዕዳጋ በርሊን ኮነ ኢሉ ብናይ ጽዕነት መኪና ኣብ ልዕሊ ናይ ልደት ዕዳጋ ዘካይዱ ዝነበሩ ሰላማውያን ሰላማውያን  መጥቃዕቲ ብምፍጻም 9 ሰባት ክቐትል ከሎ ልዕሊ 50 ከም ዘቝሰለ ርይተርስ ቢቢሲ ዝርክቡዎም ማዕከናት ዜና

ኣብ ሓደ ጽዑቕ ቅርዓት ዕዳጋ በርሊን ኮነ ኢሉ ብናይ ጽዕነት መኪና ኣብ ልዕሊ ናይ ልደት ዕዳጋ ዘካይዱ ዝነበሩ ሰላማውያን ሰላማውያን  መጥቃዕቲ ብምፍጻም 9 ሰባት ክቐትል ከሎ ልዕሊ 50 ከም ዘቝሰለ ርይተርስ ቢቢሲ ዝርክቡዎም ማዕከናት ዜና ገገሊጾም።

እቲ ቀንዲ ዘዋሪ ናይታ ናይ ጽዕነት መኪና ኣብቲ ከባቢ መጥቃዕቲ ዝፈጸመሉ ቦታ ብፖሊስ ጀርመን ከም ዝተታሕዘ ፖሊስ ናይታ ሃገር ከረጋግጹ ከለዉ፣ ተሓጋጋዚኡ ሞይቱ ከምዝተረኽበ እቲ ሓበሬታ ክፍለጥ ተኻኢሉ።

እቲ ቦታ ብልማድ ብብዝሒ ህዝቢ ናይ ልደት ዕዳጋ ዘካይደሉ ክኸውን ምዃኑ ይፈልጥ።

ቻንሰለር ጀርመን ኣንጀላ መርኸል ብሓይልታት ጸጥታ ነቲ ጉዳይ ዝምልከት መግለጺ ከምዝተዋህባ ‘ውን ካብ ሮይተርስ ተረኽበ ሓበሬታ የረድእ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Sahle December 20, 2016

    What do you expect from the savage Jehadist Arab Muslims? Does the beheading of Eritrean Christians and the slavery of Eritrean women in Libya, in Egypt Sinai and the bombing of Christian Churches ring a bell to you?
    Eritrea is surrounded by Islamic terrorism such as Yemen, Somalia, Sudan and coming soon to the evil al Saudi Arabia?
    Did some retards say: Eritrea is an Arabic nation?

POST A COMMENT