Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓደ ኮለኔል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ናብ ሱዳን ድሕሪ ምምላጡ ክጭውዩዎ ዝሰዓቡዎ 6 ስለያ ምክትታል ዶባት ኤርትራ ብ ጸጥታ ሱዳን ተታሒዞም

ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ ምዓልታት ሓደ ተኽለ ሰንበት ዝተባህለ ናይ ኮለኔል መዓርግ ዘለዎ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ካብ ኤርትራ ኣምሊጡ ብወገን ሰዋኪን ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዉ ክጭውዩዎ ናብ ሱዳን ሰሊኾም ዝኣተዉ 6 ስለያ  ምክትታል ዶባት ኤርትራ

ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ ምዓልታት ሓደ ተኽለ ሰንበት ዝተባህለ ናይ ኮለኔል መዓርግ ዘለዎ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ካብ ኤርትራ ኣምሊጡ ብወገን ሰዋኪን ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዉ ክጭውዩዎ ናብ ሱዳን ሰሊኾም ዝኣተዉ 6 ስለያ  ምክትታል ዶባት ኤርትራ ብ ጸጥታ ሱዳን ተታሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።

ብመሰረት እቲ ሓበሬታ እቶም ብወገን ዓጊግ ብጃልባ ዝሰሎኹ ኣባላት ስለያ ስርዓት ህግደፍ ፈለማ ከም ተራ ስደተኛታት ተመሲሎም ክረኣዩ ኳ እንተፈተኑ፡ ድሕሪ መርመራ መራገጺታት ምስተረኽቦም ብዛዕባ `ቲ ሒዞሞ ዝመጽኡ ተልእኾ ተኣሚኖም። ሒዛቶም ዝመጽአት መኪና ኣብ ከባቢ ቃሩራ ዕጥቅታቶም ሒዛ ትጽበዮም ከምዝነበረት `ውን ተዛሪቦም።

እቲ ካብ ሓይልታት ምክልኻል ዘምለጠ ኮለኔል ሱዳን ምስ ኣተወ ካብቲ ኣብ ዶባት ዝርከብ ከተማታት ቀልጢፉ ከምዝተሰወረን ዛጊት ካብቲ ስርዓት ኢሳይያስ ዝኣለሞ ውድት ጭውያ ከምዘምለጠን እቲ ሓበሬታ ይእምት።

Subscribe ASSENNA YouTube to get Radio Assenna shows on time:

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Alex April 28, 2018

    Thanks Aman good news!!!

  • Hagos April 28, 2018

    እንኳዕ ካብ ኣፍ ሓራግጽ ወጻእካ ሓው ተኽለሰንበት፥
    ንግዚኡ ተሓቢእካ ጽናሕ። ንምሉእ ድሕነት ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሕተት።
    Congratulations Col Teklesenbet,
    stay low for few months and sneak to Ethiopia to seek safety and asylum

  • Almax April 29, 2018

    The six spys must have defeted themselved. It was an opportunity for them to cross the border safely with out risk of loosing their lives to the shoot to kill order of group iseyas.

  • amanuel April 30, 2018

    All of them are the same. All should have been kidnaped by bodewins and sold 7 times. I have no sympathy to any shaebiya or weyane aregit wengelegnatat directly indirectly.

Post a Reply to Hagos Cancel Reply