Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Updated: ህዝባዊ ኣኼባ ንምስረታ ማሕበር ፍትሒ ንሰላም (Justice for Peace) – ኣብ ለንደን

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/03/Pub-Meeting-on-03-Apr-2016_corrected.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
11 COMMENTS
  • abyssinia March 29, 2016

    Really?

  • abyssinia March 29, 2016

    The main problem is lack of leadership in the political struggle of the opposition parties. No strong and capable leaders to spearhead the change. All words and no action!. We are nothing short of establishing countless parties. Formulation of vision, mission without integrity and gaining trust become empty slogans. People are lacking leaders to follow them.

  • Mehari March 30, 2016

    Dear Dr.please correct the date in Tigrigna.

  • negusse March 30, 2016

    ክቡር ሐው Abyssinia,

    ብርትዑን ጥሙርን ሐይልን አድማዕን ካብ ታሕቲ ንላዕሊ ምስንምስርት ሐያልን እሙኑን ጠርናፍን ከምንፈጥር አይትጠራጥር። እዚ ከአ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ ዕዮ ገዛ እዩሞ ” ንቕድሚት ደአ ንጠምት እምበር ንድሕሪት አይንጠምት” ህግደፍ ዝተረፎ የብሉን ፈርከሽከሽ ኢሉ ከመይ ጌሩ ንብረት ሕዝቢ ኤርትራ ዘሪፉ ብሰላም ከምዘምልጥ እዩ በቶም ፎኮስቲ ደገፍቲ ብምስጢር ዝሕበረና ዘሎ።

  • K. Isaac March 31, 2016

    Many thanks Amanuel & Mehari.

  • ኣርዓዶም March 31, 2016

    ዶክተር ክብረ ኣብ፡ ብኣካል ኣይፈልጠካን፡ ግን እሰምዕ፡
    እዚ ምስረታ ኢልካ ትጽውዖ ዘለኻ እንታይ ኢዩ ዕላምኡ ! ዕላምኡ ኣነጽር፡ ሽም ጠቒስካን ሓሪኻን ጢልጢል ምባል ኣይኮነን። ብስም ህዝቢ ሸቐጥ ይኣክል። እዚ ሸቐጥ እንተዘይከውን፡ ካብ ዝተመስረታ ማሕበራት ወጺኹምን ተናጺኹምን ብናህና መገዲ ንኺድ፡ ተኾይኑ እቲ ዕላማ፡ ሕጂ`ውን ሸቐጥ ኢዩ። እምበርከ ዝተመስረታ ማሕበራት ይኹና ውድባት፡ ኣሽሓት ኢየን፡ ትሕዝትአን ግን ልክዕ ከምዚ ንስኻትክሙ ትጽውዕዎ ዘለኹም ኣገባብ ዝተመስረታ እምበር፡ ዕላምአን ኣነጺረን ዝቖማ ኣይኮናን። ምእንቲ 17000-20000 ፖውንድስ ወይ ዶላርስ ንኽትብሉ ግን ውድባት ዘራሪካ፡ ናትካ መስሪትካ፡ ብሽም ህዝቢ ካብ ሃገራት እንዳተቐበልካ ክትነብር ምሕሳብ፡ ብሓቒ ገበን ኣብርእሲ ምኵኑ፡ ብሰማይ`ውን ሓጥያት ኢዩ። ሽሕ ግዜ ንዝቓለስ ቦታ ኣይወስነሉ እምበር፡ ተቐቢልካ ኣብ ሓንቲ ሃገርን ቦታን ከም ገረብ ተተኺልካ ምንባርን እተን ኣብ ላዕሊ ዝተቐስክወን ብስም ህዝቢ ኤርትራ እንታተቐበልካ፡ ምልፍላፍን እንተዘይኮይኑ፡ ህዝቢ ኣኪብካ፡ መንእሰያት ወዲብካ፡ ነቲ ጸላ ኢ ህዝቢ ትብሎ ክትገጥም ግን ብቕዓት ዘይኮነ ምዓንጣን ተበግሶን ተገዳስነትን የለን። ስለዝኮነ ድማ ሕጂውን ብስም ህዝቢ ምትላል ደው ክብል እዚ ዕሸላዊ ጸወታ ክትገድፉ ንላቦ። ተዘይኮይኑ፡ ኩልና ትሓተቲ ኢና እንዳበልካ፡ በቲ ሓደ ወገንድ ድማ ብስም ህዝቢ እንዳሸቐጥካ፡ ሰብ ክትልክም ነውሪ ኢዩ። ብዝተኻእለ፡ ዘለዋ ውድባት ኣማዕሪካን ኣብ ሓደ ኣምጺኻን ብተግባር ኣቓልስን ተቓለስን።
    ብሽም ህዝቢ ሸቐጥ ደው ይበል።

    ኣርዓዶም

    • K. Isaac March 31, 2016

      No worries! ኣርኣዶም: ንስኻ ጥራሕ ኣብ ሓቀኛ መስመር ሃሉ፥ ከመይ ቃላትካ ካብ ልብኻ እንተድኣኾይነን ቁሩብ ቀጢነን። እምበር፥ እቲ መጸዋዕታ’ኳ ይሕብረካ ኣሎ! ስለዚ ኣይትተሃወኽ።

      • ኣርዓዶም April 1, 2016

        K.Isaac በየናይ መለክዒ ቓላተይ ቐጢኑ፡ ደጊምካ`ሞ ንበቦ ትንፈር እምበር ጤልያ ዝዓይነቱ ጠባያት ኣወጊድካ፡ ሰብ ዝብሎ ስማዕን ኣኽብርን። ተዘይኮነስ ልክዕ ከምዚ ጸዊዕካዮ ዘለኻ ወይ ኣዳሊኻዮ ዘለኻ ብስም ህዝቢ ሸቐጥ ዝኮነ ሰብ ክገብር ጸገም የብሉን።

        ቐጢኑ ማለት እስኪ ኣብርሃለይ፡ ሕጂ`ውን እቲ ኢለዮ ዘለኹ 100 ካብ 100% ክዉን ኢዩ። ሓቒ ከም ኣሳሒታ ቑሪ ተፍርሓካ ብምዅና ግን ሰብ ክትድህልል ትዛረቦ ናይ ትዕቢት ቓላት፡ ዝግድሰኒ ኣይኮነን። ንቑሩብ ቑራቦ ክትብልስ፡ ካብ ውድባት ርሒቕካ፡ ውድባት ምኽፋት ብዘይካ ካብ ጸላእቲ ዝህንደስ ካብ ካልእ ዝመጸ ኣይኮነን። ኣቶ ኢሳቕ ዓሎቕሎቕ ገፋሕፋሕ ምባል ገዲፍካ ግዳ፡ ብተግባር ዘይትብገስን ዘይተበግስን። ሰብ ኣደናጊርካን ቓልሲ ኣዘሓሒልካን መኽሰብ ዘይኮነ ብታሪኽ ዘሕትት ተግባራት ትገብሩ ምህላውኩም ግን ክስቖረካ ይግባእ። 17000 ፖውንድስ ጭኩን ህዝብኻ ረሲዕካን ብጭኩን ህዝቢ ትሽቕጥን ዘለኻ ንስኻን መስለትኻን እምበር፡ ኣነ ኣርዓዶም ኣብ መትከለይ ገጥ ኢለ ዝኸይድ ምኵነትይ ክሕብረካ ይፈቱ።
        ሰናቲም ክጭርሕ ኢለ፡ ውድብ ኣየፍርስን፡ ምስ ዘለዋ ውድባት ኮይነ ይቓለስ እምበር፡ ንዘይረብሕ ናይ ለንደን ሓላፍነት ኢለ፡ ውድብ ኣብ ርእሲ ውድብ ክምስርት ኣይደልን።
        ሕልናኻ መርምር ኣቶ ኸ ኢሳቕ ፈታው ሰናቲም !

  • Hayelom March 31, 2016

    We need to show strong togetherness, we don’t need to take our photo by the side of beautiful building and send to show our brothers and sisters, we only need to learn how did the developed countries do that, what kind of price did they pay for that. We need to travel very long journey, we as people of Eritrea like to depend on other hardwork, we losing our time just appreciating others work.

  • Hayelom March 31, 2016

    We don’t want to pay the price for freedom the price for development. The future of Eritrea is dark, there is no base. And everything is upon us the young generation that only knows runaway and ask for asylum. Esayas has done what he can do on his time. He worked hard to get what he wants. And still he is continuing because the present generation is very weak, selfish not determined , no future doesn’t have a clue what a country mean.

  • hanetse kahsay March 31, 2016

    Iwish all the best and sucssesto your meeting

Post a Reply to Hayelom Cancel Reply