Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መላኺዶ ጸላኢ?

ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ዝሓለፈ 27 ዓመታት ኣብ ኤርትራ በትረ ስልጣን ካብ ዝጭብጥ ኣትሒዙ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ዘውረዶ ኣደራዕን ውርደትን፡ ስቓይን መከራን ብኣሃዝ ክንድዚ ኢልካ ክትዝርዝሮን ክትግምቶን ኣዝዩ ኣጸጋሚ እዩ። ክውገድ ዝኽእል ዝነበረ ኩናት ዶብ

ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ዝሓለፈ 27 ዓመታት ኣብ ኤርትራ በትረ ስልጣን ካብ ዝጭብጥ ኣትሒዙ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ዘውረዶ ኣደራዕን ውርደትን፡ ስቓይን መከራን ብኣሃዝ ክንድዚ ኢልካ ክትዝርዝሮን ክትግምቶን ኣዝዩ ኣጸጋሚ እዩ። ክውገድ ዝኽእል ዝነበረ ኩናት ዶብ 1998-2000 ምስ ኢትዮጵያ ጥራሕ፡ ክንደይ መንእሰያት ኤርትራ ህይወቶም ስኢኖን? ክንደይ ኣካሎም ጎዲሎም? ክንደይ ዝኣክል ንብረትን፡ ጥሪትን፡ ሕርሻን በሪሱ? ክንደይ ዝኣኽሉ ንጹሃት ዜጋታት ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ይበልዩ ኣለዉ? ብሰንኪ ገደብ ኣልቦ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ክንደይ ስድራቤታት ተበታቲነን ይርከባ? ክንደይ ህጻናት ብዘይ ኣቦ ይዓብዩ ኣለዉ? እዚ ምብትታን ዘስዓቦ ክንደይ ቆልዑ ካብ ሓዳር ወጻኢ ብወሰን ይውለዱ ኣለዉ? ክንደይ ኣሓትና ደቀንስትዮ ናይ መርዓ ዕድለን ባኺኑ ተሪፉ? ካብዚ ዘይንቡር ኩነታት ክሃድሙ፡ ክንደይ መንእሰያት ዶብ ክሰግሩ ኣብ በረኻታት ብድኻምን ጽምእን ሕይወቶም ስኢኖም? ክንደይ ዝኣኽሉ ግዳያት ኣሰጋገርቲ ደቂሰባትን ራሻይዳን፡ በደውንን ኮይኖም? ክንደይከ ዝኣኽሉ ተቐቲሎም? ክንደይ ዝኣክል ሚልዮናት ዶላራት ንመድሓኒ ነብሲ ኤርትራውያን ተኸፊሉ? ክንደይ ዝኣኽሉ ኣብ ሰሃራን፡ ሲናን፡ ሊብያን፡ ባሕሪ ሜዲተራንያንን ሕይወቶም ስኢኖም?

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • k.tewolde January 10, 2019

    That is why I said in my previous post,you can’t identify with Eritrean nationalism and while you are fully clad in Ethiopian tuxedo.This sinister character with his signature well maintained mustache hates anything that has to do with Eritreans and our pride and national authenticity,he despises us like a plague, (lahasti shahani) remember those insults?,no double dipping,you are with us or against us,Eritrean nationalism is a consciousness,it is a poly peptide strand built in our DNA with our blood,sweat and tears.It is what makes us who we are.Eritrea first!! Thanks brother Iyassu.

Post a Reply to k.tewolde Cancel Reply