Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መልሲ ንኣቶ ሳልሕ ቃዲ ጁሃር!!!! “ዓቢ ሰብ ክጋገ ፡ ጌጋኡ ክንዲ እምባ ይኸውን” ኣባሃህላ ቐዳሞት፡

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Haile_Salih.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
38 COMMENTS
  • Simon G. November 25, 2014

    ብዛዕባ ድሕረ ባይታ ናይ ‘ዞም ክልተ ረዘንቲ ሰባት (Haile G. and Saleh G.) ከይኣተኹ: ናብ ‘ዛ ጽሕፍቲ ዚኣ ጥራይ ስከ ከተኩር።
    1.መን ‘ዮም ENDF ዝበሃ?፧ ሓዳስ ሰልፊ ዶ ዋላስ ዝነበረት?
    2.ከመይ ኢሎም ከ ተጥራነፉ? የዕሩኽ ዝነበሩ ድዮም ዋላስ ዕድመ ናይ ውሑዳት ጥራይ ‘ያ?
    3.ስለምንታይ ኣስላም ኣብ ማሕበሮም ዘየለዉ? ሓቲቶም ዶ ኔሮም? እንተሓቲቶም ከ ስለምንታይ ዕድመ ዘየኽበሩ?
    4.ሳልሕ ቃዲ ነቶም ELL ዝበሃሉ ቅድሚ ሕጂ ቀርዲዱ ስለዝገደፎም: ኣዳሊኻ ከይበሃል ዶ ይኸውን ነዞም መስቀላውያን (I like this word)’ውን ብዘይ ማይ ዝላጸዮም?
    5.ሳልሕ ቃዲ ካብቶም ዕድመ ዝተገብረሎም ዶ ኔሩ? እሞ ከደኣ?
    ብውሕድ ናይ ዘን ሕቶታት መልሲ ተንረክብ፥ ር ኢቶ ከነቕርብ ምቐለለ ኔሩ።

  • Asmarino November 25, 2014

    “ብውሕድ ናይ ዘን ሕቶታት መልሲ ተንረክብ፥ ር ኢቶ ከነቕርብ ምቐለለ ኔሩ።”

    Simon G

    Brother, you are asking very difficult questions.
    For almost a decade, since Eritrean diaspora has started to do something to bridge the gap between different groups, we have seen how such “mediator groups” get organized. Usually it starts with a few who happen to be close friends and share similar views of the situation. Then more people are invited join to the core group. Well, this may not be a problem per se, but it causes some concern when the need to include “others” arises. Only open and inclusive groups will be able to win the hearts and minds of all Eritreans. Is ENDF an inclusive group ?, and how many of them are like Haile Ghebretensaie and Saleh Gadi confrontational ?

  • ruta November 26, 2014

    Asmerom
    አነኮ ኢንግልዝ አይክልን ግን አቶርጉመዮስ የሕኒክኒ አሰናኮ ናይ ህዝቢ ናይ ውልቂ ከምዘኮነት አርኢያትካያ ብዝኮነ ብዛዕባ እቲ አርስቲ ድዩ አራኪብና ወላ መዓንጣይ ቁመቱ ኣካ ክትፈልጥ። ሐድሽ እም መን እዮ አጽሕፋን ዝበለካ ብዞኮነ አለኩ።

  • Makda November 26, 2014

    ኣንታ አስመሮም ዘረባ ረኺበ ኢለካ ዲኻ።ያኢ ን ርእይቶስ ግድምና ዶ መንዶ አውጺእካሉ።እዚ ገዛ አሰና ንኹሉ ማዕጽኡ አርሕይሉ አሎ።web master ኔርካ ተትኸውን ደኣ እንታይ ምስገበርናካ?ብዝኾነ ንስኻ ሓደ ካብቶም ምድካር ኣባላት ሀገራዊ አገልግሎት ከይጸገብካ ድተጸለጸልካን ከምኡውን ናይ ወገንነት ሕማም ከየገደፈካ ዝተሰደድካ ኢኻ።

  • Yakob November 26, 2014

    Why is that Salih Gadi Johar’s web does not post any article that shows the victimization and slavery of Eritreans in Libya, Egypt-Sinai, Sudan ….. and the Arab world as many Eritrean websites such as Asenna, Asmarino or even Meskerm do?

    When I read long ago in his website making fun of the “Siryet Adis” victims under Jebha’s Qiad al Ama, as “few Jassis” I was not surprised given his hateful history.

  • Meretse Asmelash November 27, 2014

    ክቡር ሓው ሃይለ ገብረትንሳኤ፡
    መጀምርያ ከምቲ ኣቦታት ዝመሰልዎ >> “ዅን ከመ ሃገረ ምድረከ” ስለ ዝኮነ፡ ርሑስ ምትእክካብ ስድራ መዓልቲ ! ! !
    ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዝሃብክዎ ሪእቶ ብሕጽረት ግዜ ምክንያት ሙሉእ ሓሳበይ ዝውክል ሪእቶ ዘንበርኹ ኾይኑ ስለ ዝተሰመዓኒ፡ ዝተወሰነ ሓሳብ ዘር ከብል ካብ ፍቀደለይ። ሕጂ’ውን ኣትኹሮ ሪእቶይ ናብቲ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ዕለት 23-24, 2014 — “ኤረትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ” ዝብል ስያሜ ሒዙ ዝተካየደ ናይ ምሁራን ኣኬብ እዩ። ምሁራን ሃገሮም ከድሕኑ ከም ማንም ሰብ ክጽውዑ ጸኒሖም እዮም። እንተኮነ እቲ ኣኬባ እታ ሃገር ኣብ ዝጠለበቶ ግዜ ዘይኮነስ ንሶም ኣብ ዝጥዕሞም ግዜ ምዃኑ ቑርብ ግር ዘብል እዩ። እቲ ዘይሕለል ደላይ ፍትሒ ሃገሩ ንምድሓን ግዜን ቦታን ምስ መንን ከይሓረየ ይቃለስ ከም ዝጸንሐን ገና ይቃለስ ምህላ’ውን ዃዕ ዝበለ ናይ ብርሃን ቀትሪ ዝምስክሮ ሓቂ’ዩ። እዚ ግን ሰብ ንነብሱ ወኪሉ ስለ ዝቃለስ ሎሚ ወጊሑለይ ኣሎ’ሞ ክቃለስ’የ ንዝበለ’ውን “ኣበይ ደኣ ኔርካ ዓሚ ኣይትብሎን” እቲ ምርጫ እንኮ ምርጫ ስለዝኮነ “እንሆ ፈረስ እንሆ ሜዳ” ጥራሕ እዩ ክብሃል ዘሎዎ። ነቲ ኣኬባ ዝምልከት ኣብዚ ወዲኤ ናብ’ቲ ዋና ወይ ጥንሲ ሓሳብ እኬባ–
    “ምጥጣዕ” (ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ)፡– ምጥጣዕ እዛ ቃል እዚኣ ነቲ ቀንዲ ዕላማ ናይቲ ኣኬባ ግርም ጌራ እትገልጽ ቃል እያ። ዳርጋ ንሳ’ውን ምኣከለት ኔራ፣ ግን ስለ ግን መውሰክታ ተገይሩላ። ጸገም የሎን። እዛ ቃል እዚኣ ነታ ብ1995 “ምጽልጻል” እትብል ቃል ንክትድምስስ ኮነ ኢለ ዝተሓርያት ቃል ምዃና ዘይምዝንጋዕ። ይኣምን’የ ሕጂ ዝኮነ ነዚ ሪእቶይ እንዳ ኣንበበ ዝመጸ ነዚኣ’ከ እንታይ ከውጽኣላ ደልዩ ዝብል ሓሳብ ከተፍ ከም ዝብሎ። እታ ቃል ብቃላ ዝወጻ የብላን። እንተኮነ ግና ኣዛ ቃል እዚኣ ብደገኣ መዓር ጢዒማ ኣብ ውሽጣ ግን ዝሓዘቶ መሪር ብህርያት’ሎ። ክመይ?
    ጽቡቕ– ሕጂ ወሰናወሰን ኣኬባ ገዲፍና ኣብ ማእከል ኣታ ኣኬባ ብሌን ዓይኒ እንተ ተኪልና ምስክር ዘይንደልየሉ ሓቒ ንረክብ። እቶም ቅድሚ ዕስራ ዓመት ምጽልጻል/ በተክ…ዝኣመሰሉ ጽያፍ ቃላት “ናይ መዝገብ ቃላት” ኮይኖም ክከዱ ይኹን ዝበሉ እዮም። ምጥቃስ ኣስማት ኣኬበናታት ዘምጽኦ ሳዕቤን ካብ ሓው ሳልሕ ቃዲን ካብ ሓው ሃይለ ገብረስልሴን ተማሂረ ኣሎኹ።
    ኣብ መጨረሻ ንሓንቲ ኦም ኣብ ምንቃጻን ምብዅባዃን ዓቢ እጃም ከተበርክት ጸኒሕካ። ሕጂ ከኣ ተመኵሊካ ነታ ዘንቀጽካያ ኦም እገለን እገለን ኢልካ ሓሪካ “ማይ ጥራሕ ነስትያ’ምበር ክትጥጥዕ ዝብል ሓሳብ ምቅራብ፡ ወዲ ዓሻስ 2 ግዜ ይውቃዕ ዝዓይነቱ ዝኮነ ይመስል።
    ሰሰናዩ ንዓካን ንኣንበብትን/ንመርበብ ሓቤረታ ኣሰናን

  • Aba Difen November 27, 2014

    ናብ ኣይተ ሃይለ

    ነዚ ክትዕታ’ዶ ትርህጻ ከም ዝብሀል
    ናይ ሳላሕ ፊሊፕ (ሳላሕ ቫዘሊን) ገዲፍካ ተዛረብ ኣብ ሜዳ ኣብ ከረን ስለ ንፋልጥ ንግዜ ንገድፎ መን ንመን
    ክዋራዘ

Post a Reply to Simon G. Cancel Reply