Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መራሒ ስርዓት ህግደፍ፡ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ናይ ሸውዓተ ክፍላተ ሰራዊት ኣዛዚ ገይሩዎ። ሕማሙ ስለዝበርትዖ ‘ውን ብምስጢር ክልተ ግዜ ናብ ቀጠር ንሕክምና ከይዱ።

ካብ ውሽጢ ኤርትራ ብዝተረኽበ ሓበሬታ መሰረት፡ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ልዕለኡ ክመጽእ ካብ ዝኽእል ዝኾነ ናይ ሰራዊት ተጻብኦ ንምድሓን ንብሪጋዴር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ናይተን ባዕሉ ዝዓለመን ሸውዓተ ክፍለሰራዊታት ኣዛዚ ገይሩዎ ኣሎ። ፍሊጶስ ይኹን

ካብ ውሽጢ ኤርትራ ብዝተረኽበ ሓበሬታ መሰረት፡ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ልዕለኡ ክመጽእ ካብ ዝኽእል ዝኾነ ናይ ሰራዊት ተጻብኦ ንምድሓን ንብሪጋዴር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ናይተን ባዕሉ ዝዓለመን ሸውዓተ ክፍለሰራዊታት ኣዛዚ ገይሩዎ ኣሎ።

ፍሊጶስ ይኹን ካልኦት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣድላይነቶም ሃሲሱ ደስኪሎም ከምዘለዉ ዘለዉ ‘ውን እቲ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።

ብኻልእ ወገን ኣብርሃ ካሳ ወላ’ኳ ወግዓዊ ሚኒስተር ጸጥታ እንተኾነ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ሓላፊ ሓለዋ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ኮለኔል ተስፋልደት ከም ዘሓላፊ ጸጥታ ተመዚዙ ይሰርሕ ከም ዘሎ እቲ ሓበሬታ ብተወሳኺ ይገልጽ።

ኣብ ከምዚ ኵነታት፡ ወኪል ብርጋዴር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ኮይኑ ዘወሃህድ ዘሎ ብሪጋዴር ጀነራል ሓሊባይ ምዃኑ ድማ ተፈሊጡ ኣሎ።

እቲ ንዅሉ ምስጢር ክገብሮ ዝደሊ ኢሳያስ ብዛዕባዚ ዝኾነ ሓበሬታ ኣይሃበን ዘሎ። ዕላማ ናይዚ ስልቲ’ዚ ግን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብጸቢብ ንምቍጽጻር ተባሂሉ ከም ዝኾነ እቲ ሓበሬታ የረድእ።

ብኻልእ ሸነኽ፡ ኢሳይያስ ሕማሙ ስለ ዝበርትዖ ክልተ ግዜ ብዘይሓደ መግለጺ ናብ ቀጠር ክሕከም ከይዱ ከም ዝቐነየ ተሓቢሩ ኣሎ። ኢሳይያስ ጥዕናኡ ጽቡቕ ከም ዘየሎ ህዝቢ ኤርትራ ፈሊጡ’ኳ እንተሎ፡ ዛጊት ብድምጺ ሓፋሽ ይኹን ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ዝተዋህበ ዝኾነ መግለጺ የለን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
27 COMMENTS
  • efrienyohenes@yahoo.com April 21, 2012

    ala agamino zabeyetfabrica da siwa salana kab derghu tegalaghilkum aytatkum reskum ghizie kilu kebrho eyu tsibah amhara oromo mis goyeykum naby kethdmu ekum nab eritrea no way sirah nistro kem kedem yelen ni agaminon kkkkk

  • sidiabdu14@gmail.com April 21, 2012

    Itis really sada the sicko has followers. I just want to know, you guessed it right WHY?

  • sidiabdu14@gmail.com April 21, 2012

    Oh Eritreans forget about Tigray,Oromo,Amahra crap and look around your country and ask yourself why.

    Didn’t we fight to be free?
    Didn’t we fight to get respected and give respect?
    Didn’t we fight to be masters of ourselvesand our country?
    Didn’t we fight so we govern our country through consensus to avoid decisions from being made by one lunatic and we not fall in this mess

  • Baraee April 21, 2012

    Neither Manjus nor Halibay nor AdeyItay stops truth…once it unravels it fins a way like a smoke does finds it’s own……This is it!!!
    What is amazing he has already stained Manjus with so much sins he has no choice but obey.

POST A COMMENT