Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መራሕቲ መካይን ኣዲስ ኣበባ ንኤርትራ ከም ክፍሊ ሃገር ኢትዮጵያ ዝጸንበረ ናይ ቅድሚ ናጽነት ካርታ ኣብ መካይኖም ጠቂዖም ክንቀሳቐሱ ከለዉ፡ ትማሊ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ዓወቶም ዝጸንበሉ ኢትዮጵያውያን `ውን ንኤርትራ ሓዊሱ ዝተሳእለ ካርታ ኢትዮጵያ ሒዞም ጨፊሮም።

መራሕቲ መካይን ኣዲስ ኣበባ እንተላይ ሰብ ታክሲ፡ ንኤርትራ ከም ክፍሊ ሃገር ኢትዮጵያ ዝጸንበረ ናይ ቅድሚ ናጽነት ካርታ ኣብ መካይኖም ጠቂዖም ክንቀሳቐሱ ከለዉ፡ ትማሊ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ዓወቶም ዝጸንበሉ ኢትዮጵያውያን `ውን ንኤርትራ ሓዊሱ

መራሕቲ መካይን ኣዲስ ኣበባ እንተላይ ሰብ ታክሲ፡ ንኤርትራ ከም ክፍሊ ሃገር ኢትዮጵያ ዝጸንበረ ናይ ቅድሚ ናጽነት ካርታ ኣብ መካይኖም ጠቂዖም ክንቀሳቐሱ ከለዉ፡ ትማሊ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ዓወቶም ዝጸንበሉ ኢትዮጵያውያን `ውን ንኤርትራ ሓዊሱ ዝተሳእለ ካርታ ኢትዮጵያ ሒዞም ከምዝጭፈሩ ካብ ክልቲኡ ቦታታት ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ።

ኣብቲ ትማሊ 25 ጥሪ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ማራቶን ቅድድም 1ይ ኮይኑ ንዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ጌታነህ ታምሬ ሞላ ኣብ ምጽንባል ዝተረኽቡ ኢትዮጵያውያን ብስእሊ ኢሳይያስ ኣሰንዮም ንልኡላዊ ካርታ ኤርትራ ዝጸንበረ ካርታ ኢትዮጵያ እናኣንበልበሉ ከምዝጨፈሩ ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ናይ ቪድዮ ሓበሬታ ኣገንዚቡ።

እቲ ምስ ናይ ቀደም ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሳኢሉ ዘሎ ካርታ፡ ብወግዒ ኣብ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ ይዘውር `ኳ እንተሎ፡ እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲኡ ከፊቱ፡ ሰለይቱ ኣዋፊሩ ዝንቀሳቐስ ዘሎ ስርዓት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ብዛዕባ`ዚ ጉዳይ`ዚ ዝኾነ ስጉምቲ ዘይምውሳዱ ይኹን ስምዕታ ዘይምቕራቡ፡ ምስቲ ብታሕቲ ታሕቲ ብቐጻሊ ዝወስዶ ዘሎ ልኡላውነት ኤርትራ ናይ ምብራዝ ውዲት ተተሓሒዙ ዝርአ እዩ።

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ እቲ ናይ 1998 ኲናት ኣብ ዝተጀመረሉ እዋን፡ ብ መንግስቲ ክልላዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተኻየደ ጥረራን ዝተዘርግሐ ካርታን ንገለ ክፋል ልኡላዊ መሬት ኤርትራ ብምጽንባሩ ናይ ኲናት ጥሩምባ ብምግዋሕ ንህዝቢ ከለዓዕል ኳ እንተተራእየ፡ ልኡላዊ መሬት ኤርትራ ብዓንዳ ርእሱ ከም ክፍሊ ሃገር ኢትዮጵያ ተሳኢሉ ኣብ ዝዝርግሓሉ ዘሎ እዋን ምጽቃጡ ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ተሻቒሉሉ ዘሎ ውዲት ኢሳይያስ ዘራጉድ እዩ።

እቶም ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ኤርትራ ሓቚፉዎም ዝነበረ ተቓወምቲ ኢትዮጵያ፡ ገና ኣብ ኤርትራ እናሃለዉ ከይተረፈ ኣብ ልዑላውነት ኤርትራ ከም ዘይኣምኑ፡ ብካርታታቶምን ጭርሖኦምን ይገልጹ ምንባሮም `ውን ይፍለጥ።

ስለዚ እቲ ንሉኡላውነት ኤርትራ መጀመርያ ኣብ ኣእምሮ ደምሲስካ ቀጺልካ ኣብ ባይታ ክትግበር ዝድለ ዘሎ ጉዳይ ናይ ዘይምስትብሃልን ኣኻእሎን ዘይኮነ፡ ኮነ ኢልካ ዝግበር ዘሎ ናይ ድሌትን ውዲትን ጉዳይ ምዃኑ ተረዲኡ፡ ህዝቢ ኤርትራ ክነቕሓሉን ባዕሉ ብዕቱብ ክተሓሓዞን ዝግብኦ ዕማም ዕማም እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
14 COMMENTS
  • Zeregabir Teaghes January 26, 2019

    Killing education of Eritrea, closing Asmara University and dismissing all ground fields of sport in Asmara was the trending steps.
    Putting YMCA as office is also part of these.
    Mashela kab Sudan,
    Tirmus kab Pakistan,
    Zeyti megbi kab Saudi,
    Shigurti kab Yemen
    Mis Amtsaeka kibets,
    Eti zbehal znebere tetegbiru

  • Danilo January 27, 2019

    ጸገም ኢትዮጲያውያን ኣብ ዘይጪበጥ ሕልሚ ምምባሮም እዩ።ኢትዮጲያውያን ብኸብዶም ዘይኮነ ብዓይኖም ከም ዝበልዑ ተረቶም ይምስክሮ—ስትል…የቢቢትዋን ጣለሽ!!! ይሕለሙ ገና ግን ተዋጺኦም ድያ?

    • Deglel January 27, 2019

      Stop your day hallucinations and keep it for nights. Why would Ethiopians dream of a failed state Eritrea? Ethiopians survived without Eritrea’s ports for more than 25 years. Get real.

  • መሰረተአብ አምሃ January 27, 2019

    ንፁር እዋናዊ ሐበሬታ ሎሚከብ ከተማ ደበረማርቆስ ብደርጋውያን ምርኻትነበር ዝሳለጥ
    አብዝወአለ አኼባ እቲእሉል ደርግ ዝነበረን ዘሎን
    ላእለዋይ መርህገት ግንቦት7 አብ ዘሰምኦ መደረ ንአሰብ አቦየኢዩ ሐኒፅዋ አሰብ ናይ ኢትዮጵያ ሉአላዊት ግዝአት እያ አሰእብ አቢሉ ድማ አቲዘአበየ ናይ ወያነ ገበን ድማ ንኢትዮጵያ ብዘይ ወደብ ምትራፉ እዩ ይብል
    ስለዚ አህዋት ኤረትራውያን ኽትርድእወ ዘለኹም
    እቲጉዳይ ኽንዮው ካርታ ምኻኑ እዩ ድሮኻስ ጳጳሳት አምሐራ ብወያነ ዝሰአናያ ባህርና ብነብይ አህመድ ረኺብና ይብሉ አለው

  • Wedi Hagher January 27, 2019

    ዶብ ምምካት ፥ ኮነ እሉ ፥ ኣብ ኣጀንዳ ከም ዘይሁሉ ዝገበረ ስርዓት፥ ንዝህቢ ኤሪትራ ፥ኣፉ ዓይኑ እዝኑ ዓጺዩ ፥ ሃገር ኣብ ምጥፋእ ተዋፊሩ ከም ዘሎ ህዝቢ ባዕሉ ይዕዘብ ኣሎ።
    እቲ ዘሕዝን ፥ መኮነናት እሰያስ ነዚ እንዳ ራኣዩ ፥ ሃገረይ ዘይምባሎም እዩ። ብኩቱር ብልሽዉና ኣደንዚዙዎም።

    • Danilo January 27, 2019

      እወ፡እቲ ሓቂ ንሱ እዩ WEDI HAGER, እቲ ዝያዳ ዝገርመኒ ናይ ቶም ዓባሳት ዘይኮነ ( ደናቁር ) ምሁራት ነዚ ኣንጠልጢሉ ዘሎ ሓደጋ ንልዑላዊት ሃገር ፍልጥቲ ብUN ኣካል ኢቲዮጵያ ክትከውን ንዝብል ስግኣት ከም ሃለውሎው ዝገልጽዎ ኣይተሳእኑን ግን ብሰለይ መለይ ዝውሕጥ ፕሮፓጋንዳ ኣዝዩ ኣዝዩ ሓደገኛ እዮ።As the matter of fact, UN cares nothing and not able. Example lets exam what the human rights commission ignored -out cray !!.

  • k.tewolde January 28, 2019

    It must have downed for some people today,but that was the task which was assigned to the Eritra despising tyrant from the get go,some of us in our early teens blurted it out that he does’t have our demeanor and is not one of us which landed in deaf ears back then,it is sad it took hundreds of thousands of lives and many more displaced and hopes and dreams shattered to realize the goal on a bumper sticker of a car.The tyrant and his emissaries sealed the deal when they drove out and disbanded a national liberation army and took the sole possession of our homeland,the rest was piece of cake,simply round them up at home or from the street and put them away to this day.What does it take and how long for the cow to understand it will be next on the guillotine.It is high time to repent,to own it, apologize,make peace and embrace your brother and sister and tell each other we f…….up, and roll on the graves of those who fell and cover yourself with their dusty remains and go hunting together after those who did you in.Get what is yours,get Eritrea back,make your Mom and Dad proud,make them say,”that is my boy!”, “that is my girl!”. The authentic Eritrea first and foremost!!! Expose and discard the Impostors. .

    • Misghina January 28, 2019

      Mr Jumbo-mumbo man, you say so much to mean so little. If only you had big guts & applications.

      • Hagherawi January 28, 2019

        ምስግና

        ኣንታ ወይጦ !!
        እሰያስ ፥ እቲ ኣረጊት ሰይጣን ፣ ንዓዱ ፣ ንጋሃነም ምስ ከደ ፥ ስራሕ ኣልቦ ፥ ታሪኽ ኣልቦ ፥ መጻኢ ኣልቦ ፥ ባዶ ፥ ሓጊድ ኮይንካ ክትተርፍ እኻ።

  • Feseha January 28, 2019

    ኣነ ዝገርመኒ ናይዞም ደቂ ጦርን ደቂ ወልደገባን ናይዞም ኣምሓሩስን ናይ ቀደም ሕልሞም እዩ ስርሖም ኻ ይሰርሑ አለው. ንሕና ኢና ዕዮ ገዛና እንታይ ምኻኑ ረስዕናዮ ዘለና. ዕዮ ገዛና ንስራሕ please. ደቂ ጦርን ደቂ ወልደገባን ኻ ዘዕበካዮ ከልቢ ኣይንከስካ እዩ ዝብሃል. ደለይቲ ፍትሒ ኻ ጸልኣትና ንፍለጥ መነመን እዮም ኻ ብቀይሕ ፒሮ ንመዝግብኦም ነዞም ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእትዉ ዘለዉ ደቂ ጦር.

  • A.Z January 28, 2019

    DIA has being planning to give Eritrea to Ethiopia for years. He financed Kinget/Ginbot 7 were allowed to organize inside Eritrea. Ginbot 7 from the get go did not believe in the sovereignty of Eritrea. He/DIA has been planning and doing his homework for years and we/Eritreans have been asleep at wheels. Very few of us like Assenna and few others have been voicing their objections, but 80% of us were silent. Now we are at cross road or 1 min before midnight before Ethiopia yet again annex Eritrea, possibly the map may remain as it is for the time being but they are beginning to take over our ports (Assab/Massawa) (see both deals between Ethiopia and Saudi about Assab pipe and Ethiopia and Italy about Massawa road to Ethiopia), taking over our military or mixing of both countries Military and foreign Embassies etc see Dr. Abiy interview in Italy).
    What are we waiting for? If something doesn’t happen to change this in the next few weeks, we are doomed to repeat history. Our tegadelti and agelglot didn’t die for this. they blood isn’t spilled for nothing. May God bless and protect Eritrea and her people.

  • Wedi Hagher January 28, 2019

    ኣዞም ጡሩፋት ኣምሓራ፥ ኤሪትራ እሲያስ ካብ ሃበና ፥ ህዝባ እንዳልቀሰ ምይቱ እዩ ፥ እዮም ድብሉ ዘለዉ። ስለዚ እንዳ ራኣዩና ንቅበሮም ፥ እዮም ድብሉ ዘለዉ።
    ኖዖኦም እቲ ጉዳይ ዝተደምደመ ይመስል።
    ኣንታ ክንደይክ ይዕሹዉ !
    ቁሩብ እባ ካብ ታሪክ ተማሃሩ ኣንቱም ጉዳማት !
    እሰያስ ፥ ንኹላህና ብረት ዓዲሉና ፥ በሉ ተዃሳተሩ ዝዓይነቱ ትግባር እዩ፥ ግን ኤሪትራ ካብ ቶንኮሉ ንላዕሊ ዓቅሊ ከምዘለዋ ኣመስኪራ።

  • Zeregabir Teaghes January 29, 2019

    Wedi gual Aditekelezan dika.
    Hadgembes Gulbet led the Italian simply against because of The Ethiopian Tigrawot .

Post a Reply to A.Z Cancel Reply