Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርድእ፣ ተስፍሁነይ ሃይለመሎኮት ካሕሳይ

እቶ ተስፍሁነይ ሃይለመሎኮት ካሕሳይ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ኣብ ከተማ ኮሎን ብዓርቢ ዕለት 3 Feb. 2017 ዓሪፉ። ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ዝፍጸመሉ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተመልኪቱ ዘሎ ሰዓትን ዕለትን ቦታን  ከም ዝኾነ ስድራቤት ብትሕትና ይሕብሩ። ኣድራሻ  Koeln, Zollstock Suedfriedhof.  

እቶ ተስፍሁነይ ሃይለመሎኮት ካሕሳይ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ኣብ ከተማ ኮሎን ብዓርቢ ዕለት 3 Feb. 2017 ዓሪፉ። ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ዝፍጸመሉ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተመልኪቱ ዘሎ ሰዓትን ዕለትን ቦታን  ከም ዝኾነ
ስድራቤት ብትሕትና ይሕብሩ።
ኣድራሻ  Koeln, Zollstock Suedfriedhof.
            Hoeninger Pl, 25,
            50969 Koeln
ዕለት     ስኑይ ዕለት 13 Feb. 2017
ሰዓት      ሰዓት10.00  ቅድሚ ቀትሪ ኢዩ
Ps.,
ሰነስርዓት ፍትሓት ዝፍጸመሉ ቦታን ዕለትን ኸኣ
ንቐዳም ዕለት 11.00
ኣብ ቤተክርስትያን  Mariae Empfaengnis
ኣድራሻ  Bruehler Str. 124።
ሕሰም ኣይትርከቡ
ስድራ ቤት ኣቶ ተስፍሁነይ ሃይለመሎኮት፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Maekele February 8, 2017

    RIP dearest brother Tesfahuney. To family and friends tsniat yihabkum.

Post a Reply to Maekele Cancel Reply