Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርድእ ሓፍትናን ኣዴናን ወይዘሮ ጻዕዳ

ሓፍትናን ኣዴናን ወይዘሮ ጻዕዳ በለጠ ብዝሓደራ ሕማም ሎሚ ዕለት 15.04.2012 ኣብ ትሕቲ ሕክምና ክትእለ ድሕሪ ምጽናሓ ዓሪፋ፡ በዚ ኣጋጣሚ ስርዓተ ፍትሓትን ምፍናውን ዝግበረሉ ቀዳም ዕለት 21.04.2012 ኣብ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሚካኤል፡ ቱቢንገን እዩ። ኣድራሻ ST.Michael Kirche Hechingen str.45 72072 Tübingen ሰዓት 12፡00 ቅድሚ ቀትሪ   ኣጋይሽና

ሓፍትናን ኣዴናን ወይዘሮ ጻዕዳ በለጠ ብዝሓደራ ሕማም ሎሚ

ዕለት 15.04.2012 ኣብ ትሕቲ ሕክምና ክትእለ ድሕሪ ምጽናሓ

ዓሪፋ፡ በዚ ኣጋጣሚ ስርዓተ ፍትሓትን ምፍናውን ዝግበረሉ

ቀዳም ዕለት 21.04.2012 ኣብ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሚካኤል፡

ቱቢንገን እዩ።

ኣድራሻ

ST.Michael Kirche

Hechingen str.45

72072 Tübingen

ሰዓት 12፡00 ቅድሚ ቀትሪ

 

ኣጋይሽና እንቕበለሉ ቦታ ድማ

Carl-Sonnenschein-Haus

Schickhardt Str.9

72072 Tübingen

 

ምልክታ

ክበጽሑ ንዝደልዩ ድማ ኣብ ገዝኣ ካብ ሰዓት 15፡30  ክፉት እዩ።

EbertStr.44

72072 Tübingen

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT