Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መስደመም ባጫ የማነ ማንኪ፡ ዘራጊቶ ኮለጃት ሃይለ ምሕጹንን ቑጥዐ ህዝቢ ኤርትራን – ካብ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቃስቃስ ውሽጢ ሃገር – (ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና መልእኽቲ)

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሎሚ ነቲ የማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ካብቲ ኣብ ዓዲ-ሃሎ፡ ዘይወግዓዊ ሽፍታ ኮይኑ፡ ብፍርሃት ተሾጊጡ ዘሎ ዓምኡ ውልቀ- መላኺ ኢሳይያስ ዝተዋህቦ ኣጀንዳ ፡ ብዕለት 27/01/2019 ምስ ላዕለዎት ኣባላት ህግደፍ ኣብ ዳያስፖራ ብመራኸቢ ብዙሃን ዝኾነ ፓል-ቶክ

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሎሚ ነቲ የማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ካብቲ ኣብ ዓዲ-ሃሎ፡ ዘይወግዓዊ ሽፍታ ኮይኑ፡ ብፍርሃት ተሾጊጡ ዘሎ ዓምኡ ውልቀ-
መላኺ ኢሳይያስ ዝተዋህቦ ኣጀንዳ ፡ ብዕለት 27/01/2019 ምስ ላዕለዎት ኣባላት ህግደፍ ኣብ ዳያስፖራ ብመራኸቢ ብዙሃን ዝኾነ ፓል-ቶክ ኣብ

ስካይፕ ዝገበሮ መቀጸልታ ናይቲ ሱር ዝሰደደ ላግጫኣዊ ኣኼባኡ፡ ከም ዘሎዎ ካብቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብሓያል ፍጥነት ንምድሓንን ምውሓስን
ብፍትሕን ራህዋን እትምራሕ ብልጽግቲ ዴሞክራስያዊት ኤርትራ ክርኢ ተሲኡ ዘሎ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ንምንጋስ ፍትሕን ዴሞክራስን
ብልጽግቲ ኤርትራ ይቀርበልካ ኣሎ። ምስኡ ተተሓሒዙ’ውን ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኣብዚ እዋን ዝፍጸም ዘሎ ካልእ ኣዕናዊ ተግባራት ኢሳይያስን
ህግደፍን ሰፊሩ ኣሎ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
11 COMMENTS
  • Eyobel March 5, 2019

    Only one real man born/exists in Eritrea called Esayas Wedi Afom anbessa, the rest all ANATSU
    just making nuisance and irritating empty noises, pity but the truth. Who is to blame for the whole disaster?

    • Yohannes March 5, 2019

      Depends how you define a “real man” and he is the one to blame surely puppets like you too!

      • Eyobel March 5, 2019

        You must be the big anchuwa/rat then just making empty and nuisance noises under your rats/ANATSU bed. Indeed, Wedi Afom anbessa, is tormenting/turning you into shivering ANATSU/rats. Long live wedi Afom anbessa and every successes to MEDEMER.

  • ወዲ ህዝቢ March 5, 2019

    ሓፋሽ
    ብሓቂ ሳትላይት ኣሰና ኣብ ኤርትራ ትርኤን ትስማዕን ኣላ ድያ? እሞ ኤርትራዊ ንዕኡ ሰሚዑስ ደቂሱ ይሓድር ኣሎ ምድማር እናተኻናወነ; በጃኹም እባ ተንቲንኩም ኣረድኡና; ምጅጃው ጥራይሲ ክቕበላ ኣይክኣልኩን እታ ክድመር መሪጹ እዩ ትብል ክኣ ካብዛ ጎሮሮይ ምውራድ ኣብያትኒ;

    • Aba thimmer March 5, 2019

      ወዲ ህዝቢ፡ይቅሪየታ ግበረለይ ዓቀናት ምጂጃው ይኹን ምድማርን ዘይምድማርን ከም ቀንዲ ክትዕ ወይ ርእይቶ (እንትርፊ ) ሸንኮለል ሃናጺ ኣይኮነን።ከመይሲ፡ መርገጺኻ ኑጹር ኣይኮነን።ጌጋ ይኽልኣለይ ንስኻ ሓኽሊ-ዱሙ ትግራ ወይ ህግደፋዊ እኻ ኣርባዕተ ነጥቢ።

      • Eyobel March 5, 2019

        Wedi Hizbi, you are more fun and intelligent commentator with your splendid names of Aditekelezan, Cow Face, Tsehayey BeriQatiley and Uncle SYE, you fooling no one man!

        • Danilo March 5, 2019

          We don’t need fun here nor ባጫታት።enough is enough.

          • Eyobel March 5, 2019

            You are a sad villager fun entertaining us with your rat games.

        • Wedi Hagher March 6, 2019

          ኣይተ Cow Face

          ኣብ ካናዳ ፥ መዋእል ድሕሪ ምንባሩ ፥ -20 ድግሪ ፥ ብበረድ ተኸቢቡ ፥ ግዚኡ ኣብ ምጭራም እዪ ዝሕልፎ ። ግዜ እንዳ ሓለፈ ፥ እታ ናይ ስሳታት ኤሪትራ ጥራይ እዪ ዝዝክር።

  • Sol March 6, 2019

    Mr. Many names either you are suffering from schizophrenia or you are cyber virus launched by Yemane ህበይ to promote the divide and Conquer policy of the mafia regime.

  • Teddy March 7, 2019

    Wasn’t it enough to indicate that your source was from Eritrea? I wonder why you have to mention the exact city? Do you really care about the security of those inside the country?

POST A COMMENT