Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መንዩ ንሰላም ዝጸልእ?

ደጊም ደሃይ ሰላምን ወረ ሰላምን ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ይቃላሕ ኣሎ። ብዘይካ`ቶም ናይ ኲናት መሳርሒ እናሰርሑ ዝሸጡን እቶም ካብ ዕግርግር ዝርብሑን እንተዘይኮይኑ እቶም ካለኦት ኩሎም ወይ ዲርጋ ኩሎም ህዝብታት ብሰላም ስለ ዝርብሑ ሰላም ዝጸልእ የለን ክበሃል

ደጊም ደሃይ ሰላምን ወረ ሰላምን ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ይቃላሕ ኣሎ። ብዘይካ`ቶም ናይ ኲናት መሳርሒ እናሰርሑ ዝሸጡን እቶም ካብ ዕግርግር ዝርብሑን እንተዘይኮይኑ እቶም ካለኦት ኩሎም ወይ ዲርጋ ኩሎም ህዝብታት ብሰላም ስለ ዝርብሑ ሰላም ዝጸልእ የለን ክበሃል ይከኣል። ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከኣ ካብ ሱሳታት ጀሚርካ ክሳብ ሕጂ ኣብ ሕድሕዶም ዝተካየዯ ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን ዝወዯአ ኲናት፡ ካብቲ ክኸፍልዎ ዝግባእ ንላዕሊ ስለ ዝኸፈሉ እሞ ናይ ኲናት ሳዕቤን ኣጸቢቖም ስለ ዝፈልጡ፡ ብኡ ዯረጃ ንሰላም ኣዝዮም ዝናፍቑ ኣህዛብ ምዃኖም ዘጠራጥር የብሉን። እዚ ኣብ ዝሓለፈ ውሑዲት ሰሙናት ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ኤርትራን ዝተራእየ ባህታን ፈገግታን ካብኡ ሓሊፉ እውን ሳዕሲዑትን ዲንኬራን መግለጺ ናይቲ ኣብ ውሽጡ ተዯጒሉ ዝጸንሐ ባህጊ ሰላምን ምሕዝነትን እዩ። እሞ ድሕሪ እዚ ኩሉ ጸገምን ሕድሕድ ምፍልላይን ንኽልቲኡ ኣህዛብ እንተወሓዯ ዯሃይ ሰላም ስለ ዝረኸብና ዮሃና እንቋዕ እዚ ኣርኣየና ክንብል ንደሊ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • Yitbarekh July 13, 2018

    Peace, friendship, love and speedy development and prosperity to the brotherly people of Eritrea and Ethiopia.
    Death, destruction, pain/griefs and rotting/burning in HELL to terefmeref goHafat ELF/Jebha mercenaries scum bags. HIRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRR belu deki eraymirayat deki deKalu deki lementi leflefti/Hamiyenat.
    Viva Papa Isaias anbessa just unite the one family people of Habesha that were divided by bastard barbarian Arabs.

    • Yitbarekh July 13, 2018

      terefmeref goHafat ELF/Jebha mendef poisonous Arab korakur/foot soldiers, you know have to go to Mama Egypt to get another evil mission of dividing/splitting poor Kenya as you failed so disastrously in Eritrea/Ethiopia. But make sure you bring your bastard savage evil muslim Arab/Egyptan slave masters with you so that we burn you all alive in our beautiful/rich Africa land.

      • k.tewolde July 13, 2018

        ‘Viva Papa Isaias anbessa just unite the one family people of Habesha that were divided by bastard barbarian Arabs.’……are you clueless,do you refer to other sources of news besides ‘Hagerawi Dihnet’? do you know who is injecting billions into this peace effort and became instrumental in initiating this spectacle you drooling upon?it is time to change your remote control,it is stuck in one channel-EriTv. I can tolerate and respect the freedom to express yourself,however have a substance to express.It is embarrassing.

        • Yitbarekh July 13, 2018

          Wedi Amate Komarit – Wedi Hirkam, barbaric ELF mendef whore mouth, I wonder if you are still in your HADAMi Jelebiya and Hijabs you asshole garbage???

  • Godaif July 14, 2018

    ካብ ሰላም ዝዓቢ የለን። ንህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ድማ እንኳዕ ሓጎሰካ እብል። እዚ ናይ መራሕቲ ሰላም ጥራይ ኣይኮነን፣ እንታይ ደኣ ሰላም ናይ ክልተ ሃገራትን ህዝቢ። ካብ ኢትዮጵያ ንኤርትራ ትቐርባ ሃገር የላን ፣ንኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ትቐርባ ሃገር የላን። ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ፤ ብሄራት ዓፈር ሳሆ ኩናማ ቢለን ትግርኛን ካለኦትን ኣለዉ። ኢትዮጵያ ዋና ሃይማኖታታ ኣስላምን ክርስትያንን እዮም ፣ ልክዕ ከም ኤርትራ። ከምዚ ርክብ ኣብ የመን ሱዳን ጅቡቲ ስዑድያ ፈጺሙ የለን። ስለዚ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓደ ቤተሰብ ውን እዩ።
    ከምዚ ዓይነት ሕውነታዊ መግለጺ ኣብ ታሪኽ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተራእዩ ተሰሚዑን ኣይፈልጥን እዩ (እሞ ቪድዮ ረኣዩ ክትኣምኑ) ፤ ይበል የቐጽል።
    ንዶር ተስፋጽዮን መዳህነ፣ በረከት ሃብተስላሴ ፣ ነዚ ቅድሚ ሰብ ስለዝተተምብይዎ ዝለዓለ ምስጋና ይብጽሓዮም።
    ካብ ኩሉ ንላዕሊ ግና ንመሪሕነት ህዝቢ ኢትዮጵያ ምስጋና ይግበኦ።

    ሰላምን ፍቕርን ንኤርትራን ኢትዮጵያን።
    ———————-
    ኣብዚ ኢትዮጵያ ብዙሕ ተወንጭፋ ስለዘላ ዮሃና ንህዝቢ ኢትዮጵያ።

Post a Reply to k.tewolde Cancel Reply