Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መአረምታ

ክቡራት ተኸታትልቲ ኣሰና ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሓሙስ 6 ለካቲት ንሓገዝ ስድራቤት ወዲ ዓሊ ዝምልከት ፍሉይ መደብ ራድዮ ኣሰና፣ ኣብቲ ጽሑፍ ዝርዝር ( ሊስታ ኣበርከቲ) ብቕኑዕ ሰፊሩ ክንሱ ኣብ ኣናብባ ዝርዝር ወፈያታት ዝነበረ ገለ ጌጋታት በዚ

ክቡራት ተኸታትልቲ ኣሰና ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሓሙስ 6 ለካቲት ንሓገዝ ስድራቤት ወዲ ዓሊ ዝምልከት ፍሉይ መደብ ራድዮ ኣሰና፣ ኣብቲ ጽሑፍ ዝርዝር ( ሊስታ ኣበርከቲ) ብቕኑዕ ሰፊሩ ክንሱ ኣብ ኣናብባ ዝርዝር ወፈያታት ዝነበረ ገለ ጌጋታት በዚ ዝስዕብ መአረምታ ክግበረሉ ምስናይ ይቕሬታ ነዘኻኽር።

  1. ኣብቲ ሊስታ ኣበርከቲ ቁጽሪ 10 ዝነበረ ‘ኮሚደረ’ ዘበርከቶ £50.00 ኣብ ራድዮ ዘይምጥቃሱ
  2. ማሕሙድ ረሞዳን ካብ ስዑዲ ዓረብ £10.00 ኣወፍዩ ክንሱ £100.00 ተባሂሉ ምንባቡ
  3. $70.00 ዶላር ዘወፈየ ወዲ 11 ዓመት ሬድዋን ከራር ምዃኑ (ኣብ ራድዮ ብስም ኣቦኡ ሙኒር ከራር ምጥቃሱ)
  4. ዘሚኪኤል ካብ ኔዘርላንድስ £50.00 ኣወፍዩ ክንሱ £100.00 ተባሂሉ ምጥቃሱ
  5. ኦታዋ ደለይቲ ፍትሒ $2080.00 ዶላር ኣወፍዮም ክንሶም $2008.00 ተባሂሉ ምንባቡ
  6. ደለይቲ ፍትሒ በልጁም ‘ውን £620.00 ኣወፍዮም ክንሶም £220.00 ተባሂሉ ምንባቡ

ደጊምና ይቕሬታ እናሓተትና በዚ ሕጂ ኣቕሪብናዮ ዘለና መአረምታ ክፍለጥ ደጊምና ነዘኻኽር። ኣብቲ ድምር ይኹን ኣብቲ ተዘርጊሑ ዝወርሐ ዝርዝር ብቕኑዕ ተጠቒሱ ከምዘሎ ‘ውን ንሕብር።

ራድዮ ኣሰና

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Sorobeti February 8, 2014

    Amanuel is not only struggling for equality, justice and freedom but is also giving lessons in transparency and accountability to the mafia regime and its followers that are very fond in covering their crimes with moralistic language starting from the name of the mafia organization and its most deceptive slogan Hade Hezbi Hade Lebi because they are the worst enemies of democracy, justice and unity.

  • wedi Forto February 8, 2014

    Very proud of Assena and Amanuel for such a great job and the transparent way it was conducted.
    Amanuel Iyasu for president!

  • solomon seyoum February 9, 2014

    thanks assenna for making a quick correction. It saved people like us- the deleyti fithi in Belgium- from sending emails, contacting the bank, etc.

    Assenna did a good job from a till z, and assenna should be proud of it all.

    Solomon
    one of the deleyti fithi in Belgium

POST A COMMENT