Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ላስቬጋስ ብኽብሪ ተዘኪሩ; ንሰለማዊ ሰልፊ ጀኔቫ ድማ 2360 ደላር ተወፊዩ።

ኣብ ላስቬጋስ  ዕስራ ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብኽብሪ ተዘኪሩ ኣምስዩ: ዕስራ ሰነ  ብዕለት 06/17/2015 ሮቡዕ ምሸት ብደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ብድምቐት ተዘኺሩ ኣምስዩ ፡ መልእኽቲ ዕስራ ሰነ ድማ ተመሓላሊፉ ፡ገለ ካብቲዝተመሓላለፈ መልእክትታት ዕስራ ሰነ ኽብርቲ መዓልቲ እያ ምኽንያቱ ከማና ክነብሩ ዝግብኦም ግን ምእንታና እታዝከበረት ህይወቶም ዘወፈዩ ኩቡራት ሰባት ዝዝኮሩላ መዓልቲ ሰለዝኮነት ንዓና ዝከበረትን ዝወረቀትን መዓልቲ እያ ኢሎም ።ቀጺሎም ኣብ 1991 ዕስራ ሰነ ብሓጎስን ንብዓትን ኢና ሰማእታትና ዘኪርና እቲ ምንታይ”ሲ እታ እንህንጠያ ዝነበርና

ኣብ ላስቬጋስ  ዕስራ ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብኽብሪ ተዘኪሩ ኣምስዩ: ዕስራ ሰነ  ብዕለት 06/17/2015 ሮቡዕ ምሸት ብደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ብድምቐት ተዘኺሩ ኣምስዩ ፡ መልእኽቲ ዕስራ ሰነ ድማ ተመሓላሊፉ ፡ገለ ካብቲዝተመሓላለፈ መልእክትታት ዕስራ ሰነ ኽብርቲ መዓልቲ እያ ምኽንያቱ ከማና ክነብሩ ዝግብኦም ግን ምእንታና እታዝከበረት ህይወቶም ዘወፈዩ ኩቡራት ሰባት ዝዝኮሩላ መዓልቲ ሰለዝኮነት ንዓና ዝከበረትን ዝወረቀትን መዓልቲ እያ ኢሎም ።ቀጺሎም ኣብ 1991 ዕስራ ሰነ ብሓጎስን ንብዓትን ኢና ሰማእታትና ዘኪርና እቲ ምንታይ”ሲ እታ እንህንጠያ ዝነበርና ናጽነት ስለዝረኽብናስ የሕዋትና ዝተሰዋኡ ኮይኑ ኣይትሰማዓናን ሎሚ ግን ብሓዘንን ጋህን ኢና ሰማእታትና ንዝኽር ዘለና፡ ምኽንያቱ ደቂቶም ኽንናብዮም ዝግባኣና ሰማእታት ኣብ ዝጠፍእሉ  ዘለዉን ወለዲ ስማእታት ኣብ ዝእሰሩሉን ዝጭቆንሉን ዘልዉ ህሞት ሽምዓ ነብርህ ብምህላውና ኽልተ ሓዘን እዩ ብምባል ገሊጾም።

ካብኡ ብምቅጻል ሎሚ ሰማእታትና ቅሰኑ ንብለሉ መዓልቲ ኣይኮንን ሎሚ ሕድርኩም ብብጾትኩም ተጠሊሙእዪ።ሎሚ ዝተጠልመ ሕድሪ ንመልሰሉን መዓንጣና ሸጥ ኣቢልና ብስም ሰማእታትና ንቃለሰሉ ህሞት እዩ ብምባልመልእኽትታትን ለብዋታትን  ተመሓላሊፎም።

ካብኡ ብምቅጻል ነቲ ንዕለት 26 ኣብ ጀነባ ተዳሊዩ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ዝውዕል $ 2360 ዶላር ብደለይቲ ፍትሒላስቬጋስ ተዋጺኡ ተላኢኩ።ኣብቲ መልእኽቲ ድማ ኣብ ጀነባን ከባቢኡን ትቀመጡ ደለይቲ ፍትሒ ኣጀኩም ኣብ ጎንኩምኣለና ንሰላማዊ ሰልፊ ጥራሕ ዘይኮነ  እታ ሰላማዊ ሰልፊ እትኻየደላ መዓልቲ እውን ሓድነትና ነትርረላን ፍልልይናነጽብበላን ናይ መወዳእታ መዓልቲ ክትከው ተላብዬም።ንደለይቲ ፍትሒ ኤውሮፖ ድማ ዓወት ተመንዬም ኣብዛ ንኹልና እትውኽል  መዓልቲ ብምልእኩም ደለይቲ ፍትሒ ንሓንቲ መዓልቲ መስዋእቲ ክከፍሉ  ድማ ኣጥቢቆም ተላብዮ

 

ደለይቲ ፍትሒላስቬጋስ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Abisho June 21, 2015

    Hi every body my lovely people of Eritrea Especially the people who seekers of Democratic or Freedom. I’M proud of you guys Live in Vegas all the time organize and donated better than us we live other States of US. I jealous all the time about you guys keep going yous, I hope we will be organize like you guys.

  • wedifre June 22, 2015

    AGHENAA JEGANU LAS VEGAS!!
    AZMIKUM TIKBER.
    YEKENIELNA KINDI KULU ERITRAWI>

  • hp June 22, 2015

    ጵቡቅ ኣብነት ካብ ላስበጋስ!!! In anather wards;what you have contriub…is good example.I am neer bye to geneve running as well to contribiut.

  • yihdego zelalem June 22, 2015

    ስዉኣት ተልዓሉ ዓዲ ሰብኣይ የብላን
    ገዲፍዋ ዝወጽእን ኩቦ ዝድርብየላን
    ወይ ወረቐት ጣዕሳ መሊኡ ዘዅድ ደላን
    እንተዘይኮይኑ ሰብ ቁምጣ ስረ ብሱሩ ኣይዓደላን

    ዕስራ ሰነ መዓልትኹም የብዕሎ
    ንጽባሒቱ ግን መንና ከይዝክሮ
    ገለን እንዳ ሻሂ ገለን ናብ ኮቦሮ
    ኢንተርነት መጻረፊ ኢሳያስ ኣምባጓሮ
    እዚ ወጻኢ ዳስ ሓውያ ካብ ንገብሮ
    ዝኣቱ እምበር ዝወጽእ ዘየሎ
    ሃገር ድሓን ይኹን ደምሒት የምሓድሮ

POST A COMMENT