Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መግለጺ ሓዘን

ስምረት ምንይቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ብሞት ናይ ሓውናን ብጻይናን፡ ካብ ቀዳሞት መስረት’ቲ ምቅስቃስና ዝኾነ ብጻይና ዓሊበኺት ዓንዶም ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንምግላጽ ዝስዕብ መግለጺን ሓጺር ታሪኽ ህይወቱን ኣብ ነቕርበሉ በቲ ሓደ ኣብ ንኡስ ዕድሜኡ ካባና ብሞት

ስምረት ምንይቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ብሞት ናይ ሓውናን ብጻይናን፡ ካብ ቀዳሞት መስረት’ቲ ምቅስቃስና ዝኾነ ብጻይና ዓሊበኺት ዓንዶም ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንምግላጽ ዝስዕብ መግለጺን ሓጺር ታሪኽ ህይወቱን ኣብ ነቕርበሉ በቲ ሓደ ኣብ ንኡስ ዕድሜኡ ካባና ብሞት ምፍላዩ ዓሙቅ ሓዘን ክስማዓና ከሎ፡ ከም ብጻይናን መቃልስትናን ዝነበሮ ተወፋይነት ፡ ልቦናን ዓቅልን ክንጠቅስ ከሎና ካኣ ምሳና ምቅላሱ ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ክዓስል፡ ሰላምን ብልጽግናን ክነግስ ዝምነ ጥራይ ዘይኮነ ፡ ወላ ኣብ’ቲ ጽንኩር እዋን ናይ ጥዕና ኩነታቱን`ውን እንተኾነ ብትግሃንትን ብ ኣርኣያን ኩሉ ግዜ ብደረጃ መሪሕነት ዝሰርሕ ዝነበረ ዘሐብን መቃልስትና እዩ።

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT