Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መጸዋዕታ ንመኸተ ይኣክል ! ንዕለት 06.07.2019 ካብ ሰዓት 14:00 ድ.ቀ ዝጅምር ኣብ ከተማ ሽቱትጋርድ/ ባደንቩርተንበርግ /ጀርመን

መጸዋዕታ ንመኸተ ይኣክል ! ንዕለት 06.07.2019 ካብ ሰዓት 14:00 ድ.ቀ ዝጅምር ኣብ ከተማ ሽቱትጋርድ/ ባደንቩርተንበርግ /ጀርመን ኲልና ከምእንዕዘቦ ዘለናን እንፈልጦ ወድዓዊ ሓቅን 2019 ዓ.ም.ፈ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ሃገሩ ኣትያቶ ዘላ ሓደጋ ብምስትብሃል ትዕግስቱ ጸንቂቁ ናይ ይኣክል ጭርሖ ተቐኒቱ

መጸዋዕታ ንመኸተ ይኣክል !
ንዕለት 06.07.2019
ካብ ሰዓት 14:00 ድ.ቀ ዝጅምር
ኣብ ከተማ ሽቱትጋርድ/ ባደንቩርተንበርግ /ጀርመን
ኲልና ከምእንዕዘቦ ዘለናን እንፈልጦ ወድዓዊ ሓቅን 2019 ዓ.ም.ፈ ኣብ ውሽጥን
ወጻኢን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ሃገሩ ኣትያቶ ዘላ ሓደጋ ብምስትብሃል ትዕግስቱ ጸንቂቁ ናይ
ይኣክል ጭርሖ ተቐኒቱ ኣብ መላእ ዓለም የድምጽ ኣሎ። ንሕና ኣብ ባደን-ቩርተንበር እንነብር
ኤርትራውያን ብደረጃ ወረዳታትን ከተማታትን ናይ ይኣክል ድምጺ ከነስምዕ እኳ እንተጸናሕና
ሎሚ ግን ብኣውራጃ ባደን-ቩርተንበር ተጠርኒፍና ብሓባር ናይ ሓድነት ድምጽና ከነስምዕን ናይ
ይኣክል ቀጻሊ መደባት ክንሕንጽጽን ይግበኣና። ነዚ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለት ኣብ ኣውራጃ
ባደንቩርተንበርግ ዝቅመጥ ነፍስወከፍ ኤርትራዊ ብሃገሩን ብህዝቡን ዝግደስ ደላይ ፍትሒ ኣብ
ኣኼባ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ንጽውዕ።
ኣድራሻ ናይ ኣኼባ ቦታ
St. Martins katholische Kirche
Brücken Str. 25
70376 Stuttgart / Bad Cannstatt

ሓበሬታ ንመጎዓዝያ፡ Transport: Haltestellen
1. U-Bahn: Rosensteinbrücke U-13 & U-14 in beiden Richtungen
2. Bus: Martinskirche Bus-Nr. 52 & 56 in beiden Richtungen
ተወሳኺ ሓበሬታ ንዝደልዩ፡ ሞባይል: 1). 0178 – 20 11 439 2). 0178 – 60 50
440 3).  0163 – 88 87 519
ብደሓን ምጹ!

ሽማግለ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ሽቱትጋርትን ከባቢኣን

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT