Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሚኒስተር ትምህርቲ ስርዓት ህግደፍ ሰመረ ርእሶም፡ ነቶም ንብረት ቤትምህርቲ እንዳ ማርያም ምርካብ ብምእባዮም ተኣሲሮም ዘለዉ ካህናት ከእምኑዎም ኣብ ቤትጽሕፈቱ ዘዘራረቦም ሰለስተ ጳጳሳት ንጠለቡ ስለዝነጸጉዎ ፈተንኡ ፈሺሉ።

ሚኒስተር ትምህርቲ ስርዓት ህግደፍ ሰመረ ርእሶም፡ ትማሊ 22 ታሕሳስ ነቶም ንብረት ቤትምህርቲ እንዳ ማርያም ምርካብ ብምእባዮም ተኣሲሮም ዘለዉ ካህናት፡ ነቲ ንብረት ነቲ ስርዓት ከረክቡዎ  ከእምኑዎም ኣብ ቤትጽሕፈቱ ታህዲድን ምፍርራሕን ሓዊሱ ዘዘራረቦም ሰለስተ ጳጳሳት ንጠለቡ ብሓደ

ሚኒስተር ትምህርቲ ስርዓት ህግደፍ ሰመረ ርእሶም፡ ትማሊ 22 ታሕሳስ ነቶም ንብረት ቤትምህርቲ እንዳ ማርያም ምርካብ ብምእባዮም ተኣሲሮም ዘለዉ ካህናት፡ ነቲ ንብረት ነቲ ስርዓት ከረክቡዎ  ከእምኑዎም ኣብ ቤትጽሕፈቱ ታህዲድን ምፍርራሕን ሓዊሱ ዘዘራረቦም ሰለስተ ጳጳሳት ንጠለቡ ብሓደ ድምጺ ስለዝነጸጉዎ ፈተንኡ ፈሺሉ ከምዘሎ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ።

ኣብ ዝሓለፈ ዜና ከምዝጠቐስናዮ ሓሙሽተ ካህናት ርእሰ-ኣድባራት ደብረ-ጽዮን ቅድስት-ማርያም ንብረት ቤተ-ክርስቲያን ዝኾነ ናይ ቀዳማይን ካልኣይን ደረጃ ቤት-ትምህርቲ፣ ንኸረክቡ በቲ መንግስቲ ዝቐረበሎም ሕቶ፣ ንብረት ቤተ-ክርስቲያን ኣይነረክብን ስለ-ዝበሉ ኣብ ቤትማእሰርቲ ናይቲ ጨካን ስርዓት ተመቚሖም ኣለዉ።  እቲ ግዝኣተ ሕጊ ዘይብሉ ፋሉል ስርዓት፣ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ካብ ዝዳጉኖም ክልተ-ቕነ ኣቢሉ `ኳ ገይሩ እንተሎ፡ እቶም ካህናት ዝደለኹም ደኣ ግበሩ እምበር ንሕና ኣይነረክብን ኢና ኣብ ዝብል መትከል ስለ-ዝጸንዑ፡ እቲ ነገር ተገታቲሩ ደው ኢሉ ይርከብ ኣሎ። ነዚ ጉዳይ `ዚ ብጸቕጥን ምፍርራሕን ንምፍጻሙ ድማ እዩ ሚኒስተር ትምህርቲ ሰመረ ርእሶም ነዞም ሰለስተ ጳጳሳት ጸዊዑ ከዘራርቦም ውዒሉ።

ይኹን`ምበር እቶም ጳጳሳት ብፍጹም ንትእዛዙ ክገብሩዎ ከም-ዘይደልዩ’ዮም ብግልጺ ነጊሮሞ። ከምቲ ኢሎሞ ዝበሃል ዘሎ “-እዚ ቤት-ትምህርቲ’ዚ ንብረት ቤተ-ክርስቲያን ኮይኑ፣ ካብ ዘመን-እንግሊዝ ክሳብ ሎሚ ጸኒሑ’ዩ። ከምኡ ኢሉ ክቕጽል ድማ’ዩ ድሌትና። ስለዚ እቶም ካህናት ክፍርሙ ንሕና’ውን ኣይንሰማማዕን ኢና። ንብረት ቤተ-ክርስቲያን ንብረት ቤተ-ክርስቲያን ኮይኑ ክቕጽል ኣለዎና-” ብምባል፣ ቁርጽ ዝበለ መልሲ ከም-ዝሃቡ’ዩ እቲ ዜና ዝሕብር።

እቲ ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ፣ ብገዳም ደብረ-ቢዘን ተመሪሑ ዝንቀሳቐስ ዘሎ፣ ናይ ዘይምምብርካኽ ተሪር መርገጺ፡ ንብምሉኡ እቲ ውሉደ-ክህነት ይጸልዎ ከምዘሎ’ዩ ዝንገር ዘሎ። ድሕሪ ደጊም እቲ ኣብ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ክግበር ዝጸንሐ ጸወታ፡ ክቕጽል ከም-ዘይክእል፡ እቲ ብምፍርራሕ ክኽየድ ዝነበረ ዘመን ከም-ዘብቅዐ እቲ ስርዓትን መዳኸርቱን ክርድኡ ኣለዎም።

Subscribe ASSENNA YouTube to get Radio Assenna shows on time:

<script src=”https://apis.google.com/js/platform.js”></script>
<div class=”g-ytsubscribe” data-channelid=”UCMKaCcIDaPJc7ELfP75UeYA” data-layout=”full” data-count=”hidden”></div>

aseye.asena@gmail.com

Review overview
23 COMMENTS
  • Daniel December 24, 2017

    We have to kill Eseyas afewerki or yemane gebrab by any means those are the main enemy.

    • Tesfom December 25, 2017

      You have to understand this,HGDEF is a movement that will last for ever and ever. Killing individuals aren’t the way to go, because they can be replaced by people who are ideologically alike. It’s already they can be seem within the circle of HIGDEF. Sorry, to disappoint you!! Merry Christmas!!

      • amanuel December 27, 2017

        Sorry tesfom
        Hgdf has no vision or coviction. Can you tell us what you believe in other than what you are told and what you parrot with no understanding of the consequence, that akelegusay are keda’at or aletawyan. That is calling names, not a conviction. Going for picnic in the name of conference looking for women to flirt with is not conviction. If you have conviction then you have miserably failed achirving nothing after 27 years but complete black out, dry tap and hopeless youth who are fleeing the country in thousands each month.

        • Tesfom December 27, 2017

          Sorry! amauel! ህግደፍ ዕላማን ራኢን ስለ ዝነቦሮ ዘሎን እታ ኤርትራ ትበሃል ዓዲ የሕቑፍካ። እንሆ ድማ ልዓላዉነታ ንኽትዕቅብ ለይትን መዓልትን ትቃለስ ኣለኻ። እንተኾነ ግን ህግደፍ ከምሓደ መንግስቲን ምንቅስቓስን ሕማቕን ጽቡቕን ኣለዎ። ልክዕ ብርሃን ብዘይ ጸልማት፣ ሓሶት ድማ ብዘይ ሓቒ ዘይትቐዉም ህግደፍ እዉን ብኸምዚ ስነሓሳብ ዝቖመ እዩ። እንተ ኾነ ግን ኣብ ደምበ ተቓዉሞ ዘሎ ጌጋ ኣብ ኣዝዮ ብጽልእን ቕርሕትን ምቕላስ እዮ። ካብ ሓሳብ ናይ ተቓወምቲ ፍልይ ዝበለ ርእይቶ ዘለዎ ሰብ ክጽረፍን ክዝለፍን ንርኢ ኣለና። ስለ ዝኾነ ድማ ቓልሲ ተቓምቲ ኣብ ሓንቲ ኽቢ ኮለል ዝብል ዘሎ። ሩሑስ ኣዉድኣመት!

      • asmellash December 28, 2017

        ኮርዒዳ ! እቲ ኣብ ስራሕ ዘሎ ክጋጌ ባህርያዊ ኢዩ ። ኣብ ሓንቲ ሃገር ክህሉ ዘለዎ ስርዓት ከይተክብር ፈንጨራዕ እናበልካ ስርዓት ክህሉ ኣለዎ ክትብል ዘይካኣኣል ኢዩ ። ኣብ ኩሉ ትብህጎ ጥራሕ ኣይኮነን ዘሎ የግዳስ ንትብህጎ ክትረክብ ክትሰርሕ ክትጽዕር ኣሎካ ። ሱቕ ኢሉ ዝመጽእ እንተሰሊጡካ ምልማን ጥራሕ ኢዩ። ብዛዕባ ሃገር ንዛረብ ስለዘሎና ናይ ሓባር ዝተመጣጠነ ብኹሉ ቁቡል እምበር ንሓደ ወገን ዘገልግል ጥራሕ ዘይከውን ኢዩ። ካብኡ ሓሊፉ ድማ ሓደ ንዝሓየሸ ይቃለስ ኢየ ዝብል !! ኣፉ ክኸፍትን ደም ክተክል ኣብ ዓመጽ ክጓየ ሰብ (ቅትለት) ክትሰምዕ !! እንታይ ዓይነት ሓንጎል ከምዝውንን ‘ዩ ዝበርሃልካ ። ካብ ደለኹሞ ቁምነገር ከይገበርኩም ዝዓንደፍኩም ተቓወምቲ ኢና ባሃልቲ መዛርብቲ መሪሕነት ህ/ግ ክትኮኑ ኣይትኽእሉን ኢኹም ! ተሓቢእኩም ምስ ሓረድቲ ወገንኩም ተጸጊዕኩም ክትሓምዩ እምበር ክትሰርሑ ዘይተዓደልኩም ምኳንኩም ብቡዙሓት ተነጊርኩም ኣእዛንኩም ኩኩዕ ስለዝመልአ ምስማዕ ዝሰኣንኩም ኢኹም!!

        • k.tewolde December 28, 2017

          ‘ኣብ ሓንቲ ሃገር ክህሉ ዘለዎ ስርዓት ከይተክብር ፈንጨራዕ እናበልካ ስርዓት ክህሉ ኣለዎ ክትብል ዘይካኣኣል ኢዩ ‘ classic!! who would make such a blank statement?what kind of order if there is any?do people have the right to oppose the order if it is not the right one?is there any order to oppose the order? or are you simply telling us to respect the order whether we like it or not,by hook or by crook? if so,in what kind system do make your living asmellash? or do you work for a living at all?

          • k.tewolde December 28, 2017

            In other words,you can kill individuals,however as long as this view is prevalent in the society, it continues to be a fertile ground for tyrants whether from Adwa,Kerkebet,Embaderho or Mai nefhi……..

          • Tesfom December 28, 2017

            K.tewolde! ኣብዚ እዩ እምበኣር እቲ ጸገምኩ ኣንቱም ተቓወምቲ። መንዩ ህግደፍ ንዝኾነ ሰብ እናጸርፍካን እንዳነዓቕካ ክትስዕሮ ወይ ክትቅይሮ ዝበለካ።” Do work for living at all?” ዝብል ኣዛራርባ ንባዕሉ ማዕረ ኽንደይ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ንዕቐት ከም ዘሎካ እዩ ዘረድእ። ምክብባር ተማሃር እዚ ሓወይ። ናይ ፓሎቲካ መስርሕ ብኸምዚ ናትካ ዓዘራ ዘረባ ዝኸይድ ኣኮነን።

    • Tesfom December 25, 2017

      You have to understand this Daniel,HGDEF is a movement that will last for ever and ever. Killing individuals aren’t the way to go, because they can be replaced by people who are ideologically alike. It’s already they can be seem within the circle of HIGDEF. Sorry, to disappoint you!! Merry Christmas!!

      • k.tewolde December 28, 2017

        Tesfom, HGDEF is not a movement,it is anti movement,it is a rigid archaic mind set which feeds of the ignorance of its base and its periphery, as long as the agar is there it will proliferate like fungus.Penicillin anyone?

      • k.tewolde December 28, 2017

        I don’t have a bone of disrespect in my body Tesfom, the one who is humiliating and disrespecting hizbi Eritra is sitting ab adi halo and snapping ‘mai delikum nabti mai zelewo kidu’ or insults like ‘lahasti shahani’ those are not my words and he put together a machine that executes his orders without a question.That is ‘Azera zereba’.

        • Tesfom December 29, 2017

          k.tewolde! እቲ ጸገም ኮይኑ ዘሎ ከምዚ ንዓይ ዝርኣየኒ፣ እቲ ኣብ ተቛወምቲ ዝስዓብ ስልቲ እዩ። መንግስታት እመጹ ይኸዱ፣ እታ ሃገር ዘለውን ዝመጹን ዎሎዶታት ሓቒፋ ንዘንት እለት እያ ትብር። ክትፈቱን ክትጸልእን መሰልካ እዩ። እንተኾነ ግን እቶም ደገፍቲ ህግደፍ ዝባሃሉ ፍንጫሕ መሰንገልካ የሕዋትካ እዮም። ኣረዲእካ ኣብቲ መስመርካ ትመልሶም ትኽእል ኢኻ። እስኻ ድማ ነዚ ኽትገብር ገዚፍ ዓቕሚ ኣሎካ። ጽሑፋትካ እና በሃኩ እየ ዘንብቦ። “ሰብ ካብ እክሊ እስፈር” ሓረግ ኣቦታትና ኽጥቀም። ንኣብነት መንግስቲ ኤርትራ ብዙሕ ጽቡቕ ኣለዎ፣ ብዙሕ ሕማቕ ነገር ድማ ኣለዎ። ንኣብነት ናይ ኤኮኖሚ መደባቶም ኣይብላዕ ኣይስተ እዩ። እንተኾነ ግና ንሓደ ሰብ እንቛቅሖ ዝዓተረ ሰብ ካብ ኢዱ ክትወስዳ እንተኼንካ ብሓይሊ ኣይኮንካን ክትወስዳ ካብ ኢዱ። እንተፈቲንካ ድማ ኣብ እቲ ቕልስ ተጨፍሊቓ እያ ኽትፈስስ። ንኤርትራ ድማ እዚ ከምዘይትምነየላ ኣጸቢቐ እየ ዝፈልጥ። ስለዚ ሓንጎልና ነግፍሓዮ። እዚ ካብ ክልቲኡ ወገን እኮ ተስፋ ሲኢኑ።

          • k.tewolde December 29, 2017

            Fair enough Tesfom,I got your point and thank you for coming civilly to address the issue.Yes I wish nothing but all the goodness for the Eritrean people that is why I gave them the prime years of my life and yes some of the staunch HGDEF supporters happen to be my immediate family members.Let me ask you though,what if the one who is holding on to the egg tight refuses to let go without a fight and daring you if you want it come get it? Remember this is the same tyrant who sacked his compatriots whome he ate from the same meble’e injera and trashed these ardent defenders of the nation incommunicado in underground dungeons by accusing them of treason. Where do you draw the line? What does it take to discern a friend from a foe? What kind of proof does someone need to know who is shredding the Eritrean family unit apart? why do we keep accusing the disfranchised opposition knowing that it is the symptom of its victim-hood? The opposition was not born in diaspora,it came from the belly of tyranny and it still bears its muconium stain.

  • መፍቀሬ ኢየሱስ December 24, 2017

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ፡ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።
    እንታይ ጉዱ ኢና እንሰምዕ ዘለና!
    መድኃኔ ዓለም ኢየስይስ ክርስቶስ ሥጋ ለቢሱ ሰብ ኮነ = ተወልደ [ብሩክ በዓል ልደት ንኩልኻትኩም!]
    ኣብ መስቀል ተሸንኪሩ ሞተ
    ኣብ ሳልሳይ መዓልቱ ተንስኤ፡ ናብ ሰማይ ዓረገ. . . .
    እቶም ኣሚኖም ዝተኸተሉዎ ድማ ብልዑል መንፈስ ተቢዕም፡ ነቲ ዝሃቦም ትምህርቲ ወንጌል፡ ሠናይ ዜና፡ ንብጻይካ ከም ርእስኻ ኣፍቅር ዝበሎም ትምህርቲ ክስብኩ፡ ገሊኣቶም ብሰማዕትነት ሞይቶም፡ ኣብ እምነቶም ተሰዊዕም። ክሳዕ ሕጂ ብሰማዕትነት ዝሞቱ ኣመንቲ ኢየሱስ ክርስቶስ = ክርስትያን ብዙሓት ኢዮም።
    እዚ ኣብ ልዕሊ ቤተክርስትያን ዝግበር ዘሎ ዘየቋርጽ መግፋዕትን ማእሰርትን ሓደ ጫፍ ናይቲ ሰማዕትነት ክውሰድ ይከኣል ኢዩ። ካህናትን ዲኣቆናትን ናብ ቤት ማእሰርቲ፥ ኣቦ ቤተክርስትያን ዝኾኑ፡ ዝለዓሉ ናይ ቤተክርስትያን በዓል ሥልጣን ናብ ቤት ማሕዩር ተደርቢዮም ነዊሕ ዓመታት ጌሮም ኣለዉ። መመልመሊ ካህናትን ዲያቆናትን ዝኸውን ቤት ትምህርቲ ከይሥራሕ ተኸልኪሉ። ሕጂ ድማ እተን ዝነበራ ኣብያተ ትምህርትታት ክዓጽዉን ካህናትን ትጉሃት ምእመናንን ምእሳር ይቕጽል ኣሎ።

    ዝኸብርኩም ተኸተልቲ ክርስቶስ ኩልኻትኩም፡ እዚ ሥርዓትዚ ሃይማኖት ክርስትና ከጥፍእ መደብ ከምዘለዎ ፈሊጥና፡ ከይሞትና ከለና እምብልና ንበሎ። ጳጳሳትን ካህናትን ምእመናን እንተ ዘይተኸቲሎምዎም ንሳቶምውን ክእሰሩን ክጠፍኡን ይኽእሉ ኢዮም። ስለዚ ቤተክርስትያና መጻወቲ ፖሊቲካን ቤት መሸጣን ኣይኮነን፡ እንታይ ደኣ ቤተ እግዚኣብሔር ኢዩ፥ ውጽኡልና ንበሎም።

    ነቶም ኣብ እምነቶም ጸኒዕም፡ ብሕልናን ብዝድህሰስ ሥጋን ምእንቲ ቤተክርስትያን ኢሎም ዝሳቐዩ ዘለዉ ደቂ ቤተክርስትያን፥ ኣብ ትንሳኤ ክርስቶስ የሳትፍኩም፡ ዘለዓለማዊ ካሕሳ ይሃብኩም እንዳ በልኩ፡ ኣኽብሮተይን ኣድናቖተይን እገልጸሎም።

    ኩላቶም ደቂ ሃገር ኤርትራ ድማ፥ ነዚ ዝወርድርና ዘሎ ግፍዒ ዓገብ ክብሉ ተስፋ ኣለኒ። ንኹላትና ከፊኡና ኢዩ ዘሎ።

    ብሩኽ በዓል ልደት ይግበረልና። ዘመነ ሰማዕትነት ተሪፉስ፡ ዘመነ ፍትሒን ናጽነትን ይግበረልና መድኃኔ ዓለም።

    • k.tewolde December 24, 2017

      Amen! Fikre Yesus, Ahbiru. See like I said HGDEF is after the money(moba’e),they sniff it like a hound dog whether it is in the Lord’s house or the whore house,they don’t have religion.That is the only way they know how to make money- steal it (Rasia).This elements who are engaged in this unholy assignment and the capo who appoints them,they know in a lawful society in which stratum they will reside.So they keep the anarchy,lawlessness and guard the ATM machine with their life and call it a nation.

      • k.tewolde December 24, 2017

        In the end,when the ATM machine stops dispensing money they will destroy it.

  • Sol December 24, 2017

    ሕጊ ግደፍ ሃይማኖቶም መትከሎም ዕላምኦም ገንዘብ እያ ንምእካባ ድማ ኩሉ ሰይጣናዊ ስራሕ ይሰርሑ ኣልዉ።

  • መፍቀሬ ኢየሱስ December 24, 2017

    ዝኸበርኩም ተወልደን፡ ሶልን
    ንዓይ ከምዝመስለኒ፥ እዞም ኣብ ሃገርና ዝገዝኡ ዘለዉ ሰባት፡ ገንዘብ ምእካብ ጥራሕ ዘይሎነ፡ እቲ ቀንዲ ዕላማኦም
    * ኤርትራዊ ዜጋ ገንዘብ ከይሕዝ፡ ከይህብትም፡ ከይመሃር፡ ከይሕጎስ፡ ብሰላም ኣስተርሕዩ ከይነብር፡ ከይወልድ፡ ደቁ ሓብሒቡ ከየዕቢ
    * ሕዝቢ ኤርትራ ናተይ ዝብሎ ክብርታት፡ ባህሊ፡ ኃይማኖት፡ እንኮላይ ዓቕሚ ሰቡ ምድኻም
    *** ኣብ መወዳእታ ቀንዲ ዕላማኦም፡ ነዛ ሃገር ወይ ድሕሪ ኩላተን ሃገራ ክገብሩዋ ወይ ድማ ክድምስሱዋ ዝደልዩ ይመስሉ።

    ልዑል ፈጣሪ በረኸት ልደቱ የውርደልና፡ ነዞም መፍረስቲ ሃገር ድማ፡ ወይ ሃነጽቲ ሃገር ክኾኑልና ናብ ልቢ ሰቦም ይምለሶም፥ ካብ ኣጋንንቲ መስተን ሓሽሽን፡ ምንዝርናን ዕውልናን ይሕጸቦም። ንሱ እንተዘይተገብረ ግን፡ ንዓኣቶም ኡፍ ኢሉ ብሰላም ኣልዩ፡ ኣብ ክንድኦም ጥዑይ ምምሕዳር፡ ሰላማዊ ናብራ፡ ቅሳነት ምስ ራህዋ ዝደልዩ ወረጃታት ዜጋታት የተንስኣልና።

    • amanuel December 24, 2017

      Amen!

      Iseyas is sadist and all u said is true and are only emanates from sadist nature that hounts him. Satnael malet eyu wey dima seytan. Sikay sebn hagern zehaguso. Kalot dima corrupt eyom. Mesarihi dima geruwom.

  • Gezae December 25, 2017

    Political intelligence requires access to knowledge which is nearly impossible without an active and impartial media; because in a very real sense, knowledge is power. But there are people who learn political information for reasons other than becoming better citizens or oppositions. Just as sports fans love to follow their favorite teams even if they cannot influence the outcomes of games, there are also group/s who enjoy political issues, cheering for, and tend to evaluate information in highly distorted way. They overvalue anything that supports their preexisting views, and even to the extent of misinterpreting simple news that they could easly interpret correctly in other correction in other context. Moreover, they particularly prone to discuss only with others who agree with their views, and to follow politics only through like-minded media.
    All of these makes little sense if the goal is Justice-seeking. A true justice-seeker should actively seek out defenders of views opposed to their own; because those are the people most likely to present you arguments and evidence of which you were previously unaware. But when your purpose is something other than true justice-seeking, it is often rational to be highly prejudeced in the way you evaluate new information and also in your selection of information sources as enhancing the fan experience.
    Thus it is not easy to pull public and have widespread support and to mesh the concerns of the public and bring everyone up to what you are addressing because merely jaundiced and wrangled political imformation aren’t enough. Likewise, at the municipal level, most of the key segments of the public confront your issues. Hence, as long as here are concerned/going to long lengths politicians,please after your design phase, games have to be tested and refined before they/you are ready for play.

    • k.tewolde December 25, 2017

      Gezae,it is time you make your stand clear,are you a justice seeker or HGDEF supporter or impartial political commentator…? in this highly charged political atmosphere where a nation and its people’s survival is at the brink of annihilation you don’t have a choice but be on either side of history,This is not a medium where ‘like-minded’ people like you said congregate,we see some fierce debates here and sometimes outright hurling of insults,you can’t keep hiding behind wise innuendos and blank political statements.Make a bold stand and deliver! Merry Christmas.

      • amanuel December 27, 2017

        K.tewelde
        Unless gezae wants to change for the year 2018, he has been blind supporter of iseyas.

  • eqqual-rpght December 29, 2017

    In Eritrea or abroad we have no opposition parties that can replace the government of eritrea. Those who call themselves opposition movements have no program and concept.. Eritrea needs a new generation that has modern thinking and can bring the land forward. Isayas and his groups liberated eritrea from the frastration of ethiopia , but they can not lead the country forwards. they have ideological proplem. they read the quatation of Mao. they are dreaming from socio-fascism , Eritea need modern poletical parties with programs. like eritea-liberal parties, sozial democratic-parties, eritrea conservativ parties,, eritrea communist parties, eritrea green parties,,,,,, but not Higdef, jebha, Jeberti or mesfun hagos parties …..

Post a Reply to k.tewolde Cancel Reply