Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንሓላፊ ትካል ሓጺንን ዕንጨይትን ኣስመራ፣ ገረ፣ ከምዝኣሰሮ ምንጭታት ሓቢሮም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ገረ ንዝተባህለ ሓላፊ ናይቲ ኣብ ኣስመራ፣ ሰንበል ዝርከብ ትካል ሓጺንን ዕንጨይትን ከምዝኣሰሮ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ልኡኻት ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ሓላፊ ካብ ቤትጽሕፈቱ ኣብ ቅድሚ ሰራሕተኛታት እናጋፍዑ ናብ ቤትማእሰርቲ ከምዝወሰዱዎ፣ እንተኾነ ምኽንያት መእሰሪኡ

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ገረ ንዝተባህለ ሓላፊ ናይቲ ኣብ ኣስመራ፣ ሰንበል ዝርከብ ትካል ሓጺንን ዕንጨይትን ከምዝኣሰሮ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

ልኡኻት ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ሓላፊ ካብ ቤትጽሕፈቱ ኣብ ቅድሚ ሰራሕተኛታት እናጋፍዑ ናብ ቤትማእሰርቲ ከምዝወሰዱዎ፣ እንተኾነ ምኽንያት መእሰሪኡ ዝጊት ብንጹር ከምዘይፍለጥ እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ኣንዚቦም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
69 COMMENTS
  • Abraham kidane November 5, 2014

    atu sebat neseyas nmntay asirwo zeytblu nsu zteazezo eyu giru era ero nay eseyas tezaz eyu .

  • windshield November 5, 2014

    your website stinks dont you have someother thing to do?

  • gerealta November 5, 2014

    everyday TASIRU TEQTLU
    TEASIRU TEQTLU TEASIRU TEQITLU

  • arada November 6, 2014

    kkkkkkkkkkkkkkkkk taqtielo tasiero ala Aseena( Hassina) hagis darga hasot ab mulu eritriea tagtiemkom

1 3 4 5

POST A COMMENT