Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልታት ጀሚሩ ኣብ ኣስመራ ኣዝዩ ጹዕጹዕ ግፋ የካይድ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።

ነዚ ካብ ዝጅምር ሰለስተ መዓልቲ ገይሩ ክሳብ ‘ዚ ሰዓት’ዚ ዝቕጽል ዘሎ ግፋ ፍሉይ ዝገብሮ፣ ዋላ መንቀሳቐሲ ፍቓድ ንዘለዎም ዜጋታት ዘይንሕፍ ምዃኑ እዩ። ነቶም መንቀሳቐሲ ከምዘለዎም ዝገለጹ ግዳያት ግፋ ኸኣ፣ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ክትጻረዩ ኢኹም ዝብል

ነዚ ካብ ዝጅምር ሰለስተ መዓልቲ ገይሩ ክሳብ ‘ዚ ሰዓት’ዚ ዝቕጽል ዘሎ ግፋ ፍሉይ ዝገብሮ፣ ዋላ መንቀሳቐሲ ፍቓድ ንዘለዎም ዜጋታት ዘይንሕፍ ምዃኑ እዩ። ነቶም መንቀሳቐሲ ከምዘለዎም ዝገለጹ ግዳያት ግፋ ኸኣ፣ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ክትጻረዩ ኢኹም ዝብል ምስምስ ብምሃብ ናብቲ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ዝርከብ መዳጎኒ ይጓርቶም ከምዘሎ ተፈሊጡ።

ኣብ ዝሓለፈ እዋናት፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቶም ካብ ዜጋታት ንላዕሊ ኣብ ኤርትራ ዋናታት ገሩዎም ዘሎ ሰራዊት ደምሒት ኣብ ግፋ ብምውፋሩ ተቓውሞ ኣጋጢሙዎ ከምዝነበረ ዝዝከር ኮይኑ፣ ኣብዚ ናይሎሚ ግፋ ብዛዕባ ምስታፎምን ዘይምስታፎምን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የልቦን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
35 COMMENTS
  • Wedi_Hagher September 7, 2014

    “Resuscitate Stillborn Fetus”, Dr Yebio Weldemariam

    Who is he ?,
    Is he another Ethiopianist ?

  • solomon Eritrean September 12, 2014

    it is the sigh of fall.2015 willo be the year of prosperity and dawn to the Eritrean people.

POST A COMMENT