Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብዘን ዝሓለፋ ቀረባ መዓልታት ካብ ከረን ክሳብ ተሰነይ ሓያለ ብሎኮታት ገይሩ ናይ ልዕሊ 90 መካይን ዝተፈላለየ ዓይነት ጽዕነት ከምዝመንዝዐ ምንጭታት ሓቢሮም።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብዘን ዝሓለፋ ቀረባ መዓልታት ካብ ከረን ክሳብ ተሰነይ ሸሞንተ ናይ መፈተሺ ንቝጣታት (ብሎኮታት) ብምውዳድ ኣብ ዝሓዘን 90 ናይ ጽዕነት መካይን ንዝረኸቦ ብብዝሒ ስሚንቶን ነዳድን ዝርከቦ ንብረት ከምዝዘረፎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እቲ ኩሉ

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብዘን ዝሓለፋ ቀረባ መዓልታት ካብ ከረን ክሳብ ተሰነይ ሸሞንተ ናይ መፈተሺ ንቝጣታት (ብሎኮታት) ብምውዳድ ኣብ ዝሓዘን 90 ናይ ጽዕነት መካይን ንዝረኸቦ ብብዝሒ ስሚንቶን ነዳድን ዝርከቦ ንብረት ከምዝዘረፎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

እቲ ኩሉ ዓይነት ቀረብ ሓሪሙዎ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ብኮንትሮባንዳ ብዝኣቱ ነዳድን ሲምንቶን እዩ ክጥቀም ጸኒሑ። ድሕሪ’ዚ ኩነታት ከኣ፣ እቲ ብኮንትሮባንዳ ንሊትሮ በንዚን 60 ናቕፋ፣ ንሊትሮ ናፍታ 45 ናቕፋ፣ ንኩንታል ቸሜንቶ 1600 ናቕፋ እናገዝአ ክጥቀም ዝጸንሐ ህዝቢ ዕጽፊ ክኸፍል ተገዲዱ ኣሎ።

ንህዝቢ እኹል ሃለኽትን ኣገልግሎትን ዘቕርብ ሓደ ንቡር መንግስቲ ኮንትሮባንዳዊ ንጥፈታት ክቆጻጸር ሓላፍነቱ እዩ። እንተኾነ፣ ነቲ ስእነት ሃለኽትን ዘይሕጋዊ ንግዳዊ ንጥፈታትን ባዕሉ ዝፈጠረ ኮንትሮባንዳ ስርዓት ህግደፍ ከምዚ ዝኣመሰለ ስጉምቲ ክወስድ ከሎ ኣየምሕረሉን እዩ።

ስርዓት ህግደፍ፣ ብወደብ ባጽዕ ንዝኣተወ ንብረት ናብ ዶብ ሱዳን ወሲዱ፣ ባዕሉ ብዘዋፈሮም ኮንትሮባንዳ ትራንዚት ኣምሲሉ ናብ ኤርትራ መሊሱ ከምዝሸጦ ናይ ኣደባባይ ምስጢር እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
19 COMMENTS
  • ERITRAWIT December 2, 2014

    ISAIAS,
    Knged delye? no ayfkeden eu.
    Bezeya koyne Ksheket drar dekey? no ayfkeden eu.
    Eza gezay kweda mo akarye kbele? no ayfkeden eu.
    Kemza natkewm tgebrwa kotrabanda amse ksheyte? no aykale eu,
    Natka zemsakawo balna kotrobando knsheto ena.
    Emo abzeya koyne klmen? no keytesrfena N Barka gesna gefefna knwesdeka ena.
    Emo entay da kgeber ab geza hagerey? 2 eyen mrchaka. wa entay?
    Ab esrbet m-mshemashe wey ka hager gedefka mkad.
    Wa Rashayda zbahalew rekebom tesheteney ke? Zbelese kemew ka nkesbelka keman.
    Ezey eu zbahal zelo hzbna.

  • ERITRAWIT December 2, 2014

    Netom tebelestey degeftew ka American Weyanen msrah abeyenana bzeble zeykyer zereba kab bahalew degamew nsatom ygedew skay hzbom zeyajbom.

  • Mesinas December 2, 2014

    ሓው እስቲፋኖስ፡ ዝጠቐሶ ጭብጥታት ኩሉ ብዘይካ እታ “ኤሪቲቪ ድማ መስኪነይቲ” ትብል ሓሳብ ኩሉ ቅኑዕ’ዩ ኢለ’የ ዚኣምን። ምኽንያቱ፡ ንህግደፍ ብሓፈሻ ንክሻ ድማ ብፍላይ ጽቡቕ ጌረ ስለ ዝፈልጦም! ዚኾነ ይኹን ኤርትራዊ ማለት ከም ሰብ ዝሓስብ ፍጡር፡ ጃንዳ ህግደፍ ከም እንስሳ ከም ዝርእዮን ብኸምኡውን ከም ዘማሓድሮን ዘይፈልጥ ሰብ ኣሎ ክብል ኣይክእል’የ! ሕሱር ሰብ ንወዲ ሰብ ከሐስርን ክረግጽን ሰሚዕናን ገለውን ርኢናን ኢና’ሞ ከምዚ ናይ ጉጅለ ህግደፍ ንኤርትራዊ ግን ተራእዩን ተሰሚዑን ኣይፈልጥን’ዩ! ጉጅለ ህግደፍ ንኣና ንኤርትራውያን ማዕረ እንስሳ ይርእየና’ዩ ኢለውን ኣይሓስብ’የ ብዘይካ ካብኡ ንታሕቲ! ቲቪ ህግደፍውን ሓው እስቲፋኖስ ብዕሱባት ኢሳያስ ኣቢላ ተልእኾኣ’ያ ትፍጽም ዘላ’ምበር ነቲ ስራሕ ሸፋቱ ስለ ዘይትፈልጦ ኣይኮነትን ጎሲያቶ! ነዚ ጉልባብ ንምግባር ድማ’ያ ብመደብ፡ ዋላ ነቲ ብወፈራ ዓዲ ዝተኳዕተ ዒላ ኣብ መስኮት ተሌቪዢን እናቕረበት ዒላ ኲዒተ፣ ዲጋ ሰሪሐ ኢላ ክትንየት ውዒላ ትሓድር ዘላ!

  • Asghedom Woldeghiorghis December 3, 2014

    Demhit are Eritreans,

  • SAVING YOUNG BAHRENEGASHES December 3, 2014

    ኣቱም ሰባት መማሰውቲ ንኹን።ካብ ጊዜ ጃንሆይ ጀሚሮም እቶም ጨቆንትና ኮሎናይዘርስ ኢትዮጵያውያን___መታን ክንሓምም ጣፍ ከም ልብና ቡን ከም ልብና __ካብኡ ዝገደደ ድማ ትምህርቲ መካኒክ ጥራይ ከይገብርዎ ሓንጎልና መታን ክጽለል UNIVERSITY እናምሃሩ ዝጨቆኑና__ባዕዳውያን ኣምሓሩን ተጋሩን እንቋዕ ኣውጻእና እምበር_፡ሕጂ ግን ነጻነት ኮይኑ ብሰንኪ ጨቆንቲ ተዘቕቢብና ኮሌስተራልና ሰማይ ደይቡ ዝነበረ ፣ሳላ ተጋደልትና ካብ ደገ ሒዞሞ ዝመጹ እዚ ስርዓት ተኺሎም። መንግስትና እኳ ላምባን ምግብን ቺሚንቶን ከይበዝሓና እሞ ከይንሸብዕ የሕድገና ኣሎ ፣ኣብ ኣንጻር ወያነ ዝቃለሱ ደምሒት የውዕሎ ኣሎ።እቶም ተጋደልትና ድማ ኣይትሓዞምን እዩ፣ንሶም ዝመሰሎም ነጻነት ምስ ተረኽበት__በርቂ ዝመስል ነገር ካብ ሰማይ ወሪዱ __ነቲ ኣብ በረኻ ዝተገብረ መቕተልትን ዓመጽን ስኽራንን ምርሳይ ቆለውዕን ጥሪትን ህዝቢ ብድንገት ጠጠው ክብል እዩ ኢሎም ስለ ዝኣመኑ እዮም።ድማ ኢሳያስ ሓማሴናይ መሲልዎም (ከም ዘርኣይ ደረስን፣ማሕበር ኣንድነትን)__ወዲ ተምቤን ኮይኑ ተረኺቡ።ስለዚ ተጋሩ ኣብ ዓዶም ሳላ ወያነ ይበልዑን ይብልጽጉን ኣለዉ ኣብ ኤርትራ ድማ ደምሒት ሻዕብያ ይቕልቦምን ይካናኸኖምን ኣሎ ።እቲ ለባም ህዝብና ተገሪሁ እምበር ኣብ ዓለም ከም ኤርትራውያንን ይሁድን ጀርመንን በደዊንን ዝብርትዕ እኳ የለን።

  • SAVING YOUNG BAHRENEGASHES December 3, 2014

    ሰራዊት ደምሒት________ ፌስታኹም ግበሩ
    ወያነ ከተጥፍኡ__________ ቃልሲ ተዔምሩ
    ህውሓት ድኣ ____ካብ ምዓስ ኣስመራ ሰፊሩ
    ባባ ኢሳያስ ኣብ ጎኑ ሰብሲቡኩም ግቢ ትዕንድሩ
    ኢትዮጵያ ሒዝኩምኒ ኽትከዱ እዩ ዝመስል ትነገሩ
    ብማዕጺ ወጺኤስ _ብመስኮት ከተእትዉኒ ትጽዕሩ
    ብኾቦሮ ኣብየስ ______ብሕምብጢጥ ክትሙኩሩ
    ጽጋብን ምዕባለ ኣይደልን፣__ስጋ በደዊን,ኣይትሸኩሉ
    ትግራይ ትግርኚ____________ ቀደምዩ ተበሊሉ!!!

    በዕራብ ኣኽዋንና__________ግራትናን ክትራናን ተሓሪሱ
    ሕማቕ እዋን__________ ኣይንጠርጥን እንተይክንፈሱ
    ኪዱ ድኣ___________ ______ዓድኹም ተመለሱ
    መንግስትኹም ለዋህ እዩ ተሳሓሒትና ኢልኩም ብሰላም ሃርሱ።

  • aus December 3, 2014

    We know this regime and all has charactised him as a policy based on speculation politics abd a smuggling economy and socially terrorisng and militarily threatening its neighbour’s.
    What do you expect from this type of a system.
    A thief chases another THIEF, and claims he’s a regime, yes, equally a maffia regime

  • Masawa December 3, 2014

    thank you Gedli, Nobody cares about the news from Eritrea because the Eitrean citizenship and Eritrea has become so cheap and worthless

POST A COMMENT