Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምሕጽንታ ንኹሎም ወነንትን ኣካየድትን መራኸቢ ብዙሃን[media]ደምበ ተቃውሞ !!

ንህዝብና ኣጽኒቱ ንሃገርና ብምብራስ ታሪኽና ነበረያ ነበረ ክገብር ብንግሁኡ ዘንቀደ መራሒ ህግደፍን ገበነኛታት ኣጫፈርቱን፡ዕላማኦም ኣብ ምትግባር ብሰሪ ኣፍሉጦናን ንቅሓትናን ነንሕድሕድና ብምንቋት ንተሓባበሮም ምህላውና ንዘስተውዕል ዘይጠፋኦ እኳ እንተኾነ፡ ቀዳምነታት ሰሪዕካ ንድሕነትና ምቅላስ ዓቅምን ብቅዓትን እንከለና ሰኣን

ንህዝብና ኣጽኒቱ ንሃገርና ብምብራስ ታሪኽና ነበረያ ነበረ ክገብር ብንግሁኡ ዘንቀደ መራሒ ህግደፍን ገበነኛታት ኣጫፈርቱን፡ዕላማኦም ኣብ ምትግባር ብሰሪ ኣፍሉጦናን ንቅሓትናን ነንሕድሕድና ብምንቋት ንተሓባበሮም ምህላውና ንዘስተውዕል ዘይጠፋኦ እኳ እንተኾነ፡ ቀዳምነታት ሰሪዕካ ንድሕነትና ምቅላስ ዓቅምን ብቅዓትን እንከለና ሰኣን ንልብና ሰሚዑ፡ ንሃንቀውታና ተረዲኡ ብልሳንና ተዛሪቡ ዝቅልሰና ብቁዕ መርሒነት እንሆ ኣብ ደንደስ ጥፍኣት ተንጠልጢልና ንርከብ ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • ተወልደመድህን February 28, 2014

    ዝኸበርካ ጸሓፊ ምኽርኻ ዝስማዕ’ዩ።ብሰንኪዚ ኢና ከኣ፡ጸርፊ ሓደ ሰብ ህዝቢ ከለዕዕል ብዝኽእል ኣገባብ ምላሽ ክወሀቦ የብሉን ዝበልና።ዝኾነ ኣገዳሲ ምኽሪ’ዩ።ግን……ዋላ እኳ እቶም ዝተሰደድና ዘለና
    መሲሉና መልሓስና እንተውለብለብና ፡……ስዱድ ብህይወት ከምዘየሎ ብዘይሳንቡኡ ከምዝተንፍስ ብሶሊዳርቲ’ምበር ብፍቕሪ ከምዘይነብር ተመኩሮ ሚሂሪና’ዩ።ግን መልሃስና እንተውለብለብና ምባል ዘድሊ ኮይኑ ኣይስመዓንን።

    • Towfik February 28, 2014

      May God bless you big. What you said is what we need.

  • weyseb dekey bele haymanot February 28, 2014

    wey gud ziakilen tihinens balemaryam zibla. abey daa kenika lebam hawi kab meGemeta keysaarere kolo zitebale key tbhale ankolo meglesika subuk mukone neyru. higi gn medrek trah eyom ziarkuwo nezi kunetat. azi kulu wekesA anda semu askt abilom lebamat kimeslu. ane bwegeney kisba mewedatua zibesh kizrebelu sebat hasbom kihbu abzi kuneta eye zibl

  • Saba February 28, 2014

    ሕጂ ዘረባ ቀኒዓ፣ ከምታ ጤል ከይተገዝአት “ኣብዚኣ እያ ትእስር… ኣይኮነን ኣብዚኣ ደኣ” ኢሎም ዝተባእሱ ሰብ ሓዳር ከይትኸውን።

  • belay nega March 1, 2014

    “ቀዳምነታት ሰሪዕካ ንድሕነትና ምቅላስ ዓቅምን ብቅዓትን እንከለና ሰኣን ንልብና ሰሚዑ፡ ንሃንቀውታና ተረዲኡ ብልሳንና ተዛሪቡ ዝቅልሰና ብቁዕ መርሒነት እንሆ ኣብ ደንደስ ጥፍኣት ተንጠልጢልና ንርከብ ”

    አለዉና:አለዋና!!!!

    እዞም አናብስ በዓል
    ወዲ ተምነዎ :ወዲ ቫካሮ አበይ ምስከዱ?

Post a Reply to belay nega Cancel Reply