Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምስጋና ገዲም ተጋዳላይ ጸጋይ ተኽለ (ጠቓሚየይ)

ገዲም  ተጋዳላይ  ጸጋይ  ተኽለ (ጠቓሚየይ)  ኣብ  1954 ሓምለ 4 ኣብ  ኣስመራ  ገዛባንዳ  ጥልያን ወይ  ከ ኣዲስ  ኣለም  ተወሊዱ። ኣብ  ኣዲስ ኣበባ  ብዕንጨይቲ  ጽርበት ማላት ፈለኛሞ  ክስ ርሕ  ድሕሪ  ምጽናሕ  ኣብ  1975 ናብ  ኤርትራ ብምምጻእ  ምስ  ተጋድሎ

ገዲም  ተጋዳላይ  ጸጋይ  ተኽለ (ጠቓሚየይ)  ኣብ  1954 ሓምለ 4 ኣብ  ኣስመራ  ገዛባንዳ  ጥልያን ወይ  ከ ኣዲስ  ኣለም  ተወሊዱ።

ኣብ  ኣዲስ ኣበባ  ብዕንጨይቲ  ጽርበት ማላት ፈለኛሞ  ክስ ርሕ  ድሕሪ  ምጽናሕ  ኣብ  1975 ናብ  ኤርትራ ብምምጻእ  ምስ  ተጋድሎ  ሓርነት ኤርትራ  ተሰሊፉ፡ ቅድም  ኣብ ማሕበር  ሰራሕተኛታት ተመዲቡ ኣብ  ሰሓርቲ ይንቀሳቀስ  ነይሩ ቀጺሉ  ኣብ ኣስመራን  ከባቢኣን  ተመዲቡ  ሃገራዊ ግቡኡ  ኣንድ ገበረ  ምስ ምእታው  ተሓኤ ብ 1981 ናብ  ስዳን ብምእታው  ብሞይኡ  ስርሑ  ቀጺሉ  ኣብዚ  ኣውን  ምስ  ክብርቲ  ብዓልቲ  ቤቱ  ወዘሮ  ጸሃይነሽ  ኪዳነ  ቃል ኪዳን  ኣሲሩ ። ፍረ ቃል ኪዳኖም  እውን  ንዮናታ፡ራሄልን  ሀለን ወለዱ ብምቕጻል ንካናዳ  ምስ  ስድርኡ  ተሰዲዱ  ናብርኡ  ኣንዳኣካየደ  ብሓጺር  ሕማም  ካብዛ  ዓለም  ብነሃሰ 8  2015 ብስድርኡን  ፈተውትን  ተኸቢቡ  ዓርፈ።

ሕዝቢ  ተሮንቶ  ካብ  ዝሓምም  ኣትሒዝኩም  ኣብ  ገዝኡን  ሆስፒታልን  እንዳተማላለስኩም ዘትባብዕኩሞን  ምስ  ዓረፈ  እውን  ካባና  ከይተፈለኹም  ዝተሓዛዘክምናን  ዘቃበርኩምና  ናይ ኦርቶድክሳዊት ተዋህዶ  ቢተክርስትያን  እንዳ ምድሃኔ ኣልም  ምሕዘንኒ  ቦታ ብምሃብ  ፍትሕት ብምክያድ  ዝገበርኩሞ ኩሉ ብጣዕሚ  ነመስግን።

ክሙ  እውን  እንዳሚክኤል  መእምናን  ካህናትን  ብጣዕሚ  ነመስግን። ኣባላትን  ፓስቶራትን  ናይ ወንገላዊት  ቤት ክርስታን  ከማኡ  እውን  ካህናት  ናይ  ካቶሊካዊት  ቤተክርስታያን  ብጣሚ   ነመግስን ። ኣመንቲ  ምስልምና  ኣውን  ተኻፈልቲ  ሓዘና  ብምኻንኩም  ብጣዕሚ  ነመስግን።

ኣብ  ኣስመራ  ዝተገብረ  ካላይ ቀብር  ዝተሳተፍኩምን  ኣብ ዋሽንግቶን ዲስ ን  ስያትልን  ኣብ ገዛና መጺኣኩም  ዘጻናዕኩምና  ብጣዕሚ  ነመስግን።

ስድራ ቤት ጸጋይ ተኽለ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
8 COMMENTS
  • k.tewolde September 1, 2015

    Eternal peace my friend. Thanks to the ardent services to your country.God bless you and your family.

  • Berhe Tenesea September 2, 2015

    RIP He will be missed,by family and friends.

  • Haki September 2, 2015

    rest in peace brother

  • kahsai kidane September 2, 2015

    Metaabitey and good friend of mine Iam so sad may God Bless your soul

  • ዮውሃንስ ጸጋይ September 3, 2015

    ንመላእ ቤተሰብ ገዲም ተጋዳላይ ጸጋይ ተኽለ፡

    ጽንዓት ይሃብኩም!

    ንመዋቲ ድማ፡ መንግስተ-ሰማያት የዋርሶ።

    ሓውኹም
    ዮውሃንስ ጸጋይ (ሎንዶን ዓባይ-ብሪጣንያ)

  • EPhrem Muhtsun September 4, 2015

    Great person patriotic and real family man we will miss you God bless your soul
    Your brother EPhrem Muhtsun

  • ቶሮንቶ September 6, 2015

    ዝመተ ኣይክሰስን እዩ እምበር ደንበርከ ተቓላሳይ እዩ ኔሩ ዘብለካ ወዲ ኣፈወርቂ ጅግና እዩ እንዳበለ እዩ አብ ቶሮንቶ ዝፍክር ኔሩ መቸም መንግስትን ሰማይ የዋርሶ. ;

  • Mussie Tensiew September 12, 2015

    Rest in peace haw Tseghay your pervious co-o worker at exclusive Rental Affair.
    Mussie T.

POST A COMMENT