Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምትእስሳር ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለወጢ ከተማ ዮተቦርግን ከባቢኣን ኣብ ሃገር ሽወደን ንክብርቲ መዓልቲ ነጻነት 2015 ብሽምዓ ምዉላዕን ኣስተምህሮን ሕድሕድ ልዝብን ኣኽቢሮምዋ ኣምስዮም።

ኣብዚ ታሪኻዊ ናይ ዝኽሪ ምሸት ልዕሊ ክልተ ሚእቲ መንእሰያትን ዓበይትትን ዝተሳተፍዎ ናይ ከተማ ዮተቦርግ ናይ ዉህደት ፖሊስ ኢንስፐክተር ኣቶ ኡሉፍ ቦስትሩምን ናይ ከተማ ዮተቦርግ ናይ ውህደት ማእከል ኣማእካሊ ኣቶ ቶማስ ማግንሶን ተሳቲፎም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/2015-ነጻነት-sweden.pdf"]  

ኣብዚ ታሪኻዊ ናይ ዝኽሪ ምሸት ልዕሊ ክልተ ሚእቲ መንእሰያትን ዓበይትትን ዝተሳተፍዎ ናይ ከተማ ዮተቦርግ ናይ ዉህደት ፖሊስ ኢንስፐክተር ኣቶ ኡሉፍ ቦስትሩምን ናይ ከተማ ዮተቦርግ ናይ ውህደት ማእከል ኣማእካሊ ኣቶ ቶማስ ማግንሶን ተሳቲፎም።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • sherer May 26, 2015

    Kudus buruk mishet amsina. Thank you deleyti fithi eritrawian. Gizena qeriba iya

  • mm May 26, 2015

    Yes indeed.

Post a Reply to mm Cancel Reply