Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምኒስተር ምክልኻል ነበርን ኣባል ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነን ኣቶ መስፍን ሕጎስ ብዕለት 22 መጋቢት ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኹሉ ኤርትራዊ ክፉት ዝኾነ ሰሚናር ኣካይዱ።

"ዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ዘሎ ዕድላትን ብድሆታትን" መስፍን ሓጎስ ፕሪቶርያ: 22 መጋቢት 2014  ምኒስተር ምክልኻል ነበርን ኣባል ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነን ኣቶ መስፍን ሕጎስ ብዕለት 22 መጋቢት ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኹሉ ኤርትራዊ ክፉት ዝኾነ ሰሚናር ኣካይዱ። ኣቶ መስፍን ኣብ ኣስተምህሮኡ ፕለቲካዊ ናጽነት

ዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ዘሎ ዕድላትን ብድሆታትን

መስፍን ሓጎስ

ፕሪቶርያ: 22 መጋቢት 2014

 ምኒስተር ምክልኻል ነበርን ኣባል ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነን ኣቶ መስፍን ሕጎስ ብዕለት 22 መጋቢት ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኹሉ ኤርትራዊ ክፉት ዝኾነ ሰሚናር ኣካይዱ። ኣቶ መስፍን ኣብ ኣስተምህሮኡ ፕለቲካዊ ናጽነት ናይ መወዳእታ ዓላማ ገድሊ ኤርትራ ከመዘይነበረ እንታይ ድኣ ዲሞክራሲ ንምርግጋጽ ከምዝነበረ ሓቢሩ። ሕጂውን እንተኾነ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ክረጋገጽ ልዑል ተክእሎ ኣሎ ብምባል ተስፋ ከይቆረጽና ምስ ኩሎም ደለይቲ ለውጢ ተሓባቢርና ክንሰርሕ ከምዘሎና ኣስሚርሉ፡፡ የግዳስ እዚ ቃልሲ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብድሆታት ከምዘለዎ ብምግንዛብ፡ ነዞም ብድሆታት ብኸመይ ንሰግሮም ኣብ ዝብል ሸውዓተ ነጥቢታት ዝሓዘ መፍትሒታቶም ዘርዚሩ። ጽሟቅ ትሕዝቶ ሰሚናር ኣቶ መስፍን ሓጎስ እንሆ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
113 COMMENTS
  • Asghedom Woldeghiorghis April 2, 2014

    How maney peole he have killed, all the brsve prople in the Gedli he is responsabile and he is accountsble, let him servisve untile eritreans have a democrstc govrenment then he will asert sll his deeds

1 4 5 6

POST A COMMENT