Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከባቢ ባየርን፣ ጀርመን፣ ሓሙስ 30 ሚያዝያ ሰዓት 2፣00 ድሕሪ ቀትሪ

ሰላምታና ብምቕዳም ኣብ ከባቢ ባየርን (Bayern) እትርከቡ ኣሕዋት እዚ ኣብ ሳሃራን ሊብያን ባሕርን ዝጠፍእ ዘሎ ህይወት ደውክብልን ስቅያት ሓፋሽ ህዝብና ከብቅዕን ከምኡ’ውን ብፍላይ ሕብረት ኤውሮጳ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብምስምማዕ ወጢኖሞ ንዘለዉ ዘይፍትሓዊ ምምላስ ኤርትራውያን ስደተኛታት

ሰላምታና ብምቕዳም ኣብ ከባቢ ባየርን (Bayern) እትርከቡ ኣሕዋት እዚ ኣብ ሳሃራን ሊብያን ባሕርን ዝጠፍእ ዘሎ ህይወት ደውክብልን ስቅያት ሓፋሽ ህዝብና ከብቅዕን ከምኡ’ውን ብፍላይ ሕብረት ኤውሮጳ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብምስምማዕ ወጢኖሞ ንዘለዉ ዘይፍትሓዊ ምምላስ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ንምቅዋምን ኣብ ከተማ ሙንሽን ማእከል ሽታኩስ (Stacus) ድምጽና ብሓባር ከነስምዕ ንሓሙስ 30 ሚያዝያ ሰላማዊ ሰልፊ ከነካይድ መዲብና ከምዘለና ብትሕትና ንሕበር።

ኣወሃሃድቲ ሰላማዊ ሰልፊ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • Weyo April 27, 2015

    ወየ ወየ ወየ

    ሕቶ ኣለኒ ኣነ ፣
    ዝምልሶ እንድዒ ፣

    ሸቐልቀል ዕግርግር ፣
    ኮይኑ መናብርተይ ፤ ደራፊ ገጣሚ፤ ኣማኑኤል ዮሃንስ፣ ፒ ኤች ዲ

    https://www.youtube.com/watch?v=e6iHPpgjDLU

  • Miriam April 28, 2015

    please can you tell us at what time is it the Demonstration?
    Thanks for your answer.

Post a Reply to Miriam Cancel Reply